Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኹሉኹም ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ሃገራት ኤውሮጳ

ንሓሙስን ዓርብን ዕለት 13 ን 14 ታሕሳስ 2018 ( 13 – 14 / 12 / 2018 ) ኣብ ሃገረ በልጂዩም ከተማ ብሩሰልስ ን 2 መዓልቲ ዝካየድ ኮንፈረንስ ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ፡ ንምርግጋጽ ድሕነት ህዝቢ ኤርትራን

ንሓሙስን ዓርብን ዕለት 13 ን 14 ታሕሳስ 2018 ( 13 – 14 / 12 / 2018 ) ኣብ ሃገረ በልጂዩም ከተማ ብሩሰልስ ን 2 መዓልቲ ዝካየድ ኮንፈረንስ ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ፡ ንምርግጋጽ ድሕነት ህዝቢ ኤርትራን ንልኡላውነት ሃገር ኤርትራ፡ ዝምልከት ሰፊሕ ኮንፈረንስ ብመልክዕ ዎርክሾብ ካብ መላእ ዓለም ዘለው ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒን ፡ ወከልቲ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ፡ ውድብ ሕቡራት ኣፍሪቃን ዝሳተፉዎ ሰፊሕ መጽናዕታዊ ልዝባት ክካየድ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Samuel Haylay December 8, 2018

    Thats good idea and go on our heros

  • rezen December 9, 2018

    “ነበርቲ ሃገራት ኤውሮጳ፡” ዘደንቕ ሓሳብ እዩ!!! ከምኡ ከዓ፣ ማሕበር “ነበርቲ ሃገራት” ኣመሪካ፣ኣውስትራልያ፤ አስያ እንተዝህሉው ኣበይ ምበጻሕና!!!! ንግዚኡ፣ይቕረታ፣ተፈታዊት ኣፍሪቃ ንጎኒ ንግደፋ!!!
    ጽቡቕ፤ፊረ ዘለዎ ኣኸባ ይግበረልኩም። ከምኡውን፣ ንኻልኦት መበረታታዒ ክትኮኑ ጸሎት ንገብር።

  • SOLOMON December 9, 2018

    IT,s good idea Assenna ,You,r the only herro,to oppse the dictator & tell the facts about the issus that are happening to our people,we are stand with you.So i would like to appricate for u important program, please continue your awearness for our people.

  • Habtom December 11, 2018

    Entay dea hji ab afun erbetun negirkumna endhr nay behaki hzbi zemaekele keounu akedimkum kithbru do aymtegebeen!

POST A COMMENT