Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ውሻጠ ኮንካ ካብ ምቝዛም!! ኣብ ቅርዓት ወጺእካ ምጥምጣም!!

አብዚ እዋን`ዚ ኣብ ክንዲ ኣብ ጎኒ ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ብግልጺ ብምስታፍ በአንጻሩ ጌጋታት እንዳለቐምካ ነዚ ከም ደርሆ በምዑት ደቁ ዝጻወት ዘሎ ዓቕሙ ዘይፈልጥ ናይ ደንቆሮ ደንቆሮ ብህዝቡ ቁማር ዝጻወት ብልሹው ወታህደራዊ ጉጅለ ህግደፍ ዕድመ ንምንዋሕ ኢድካን እግርኻን ኣጣሚርካ ትዕዘብ ምህላውካ ዘታሓሳስብ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ስቓይ ህዝብታትካ ምሽክዕላልን ምልጋጽን ውንዩ ዘስምዕ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT