Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣርባዕተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ምክትታል ዶባት ጽዒና ዶብ ሱዳን ድሕሪ ምስጋራ ብሰራዊት ሱዳን ዝተማረኸት ናይ ሰራዊት መኪና ናብ ኤርትራ ምስ ሰራዊታ ናብ ኤርትራ ከምእተመልሰት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣርባዕተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ምክትታል ዶባት ጽዒና ዶብ ሱዳን ድሕሪ ምስጋራ ብሰራዊት ሱዳን ዝተማረኸት ናይ EDF ቁጽሪ ሰሌዳ ዘለዋ መኪና ሓይልታት ምክልኻል፡ ብሰራዊት ሱዳን ድሕሪ ምምራኻ ድሕሪ ሓደ ለይትን ሓደ መዓልትን ናብ

ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣርባዕተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ምክትታል ዶባት ጽዒና ዶብ ሱዳን ድሕሪ ምስጋራ ብሰራዊት ሱዳን ዝተማረኸት ናይ EDF ቁጽሪ ሰሌዳ ዘለዋ መኪና ሓይልታት ምክልኻል፡ ብሰራዊት ሱዳን ድሕሪ ምምራኻ ድሕሪ ሓደ ለይትን ሓደ መዓልትን ናብ ኤርትራ ምስ ሰራዊታ ናብ ኤርትራ ከምእተመልሰት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ እታ መኪና ኮንትሮባንዳ ንምክትታል ብዝብል ምኽንያት ዶብ ጥሒሳ ሱዳን ዝኣተወት ክትከውን ከላ፡ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ሓላፊ ምክትታል ዶባት ኮለኔል ዮናስ ብጽዓምላኽ ኣብ ዶባት ሱዳን ምስ ዝርከቡ ኣዘዝቲ ሰራዊት ሱዳን ብቴለፎን ድሕሪ ዝገበሮ ዝርርብ እታ መኪና ናብ ኣርባዕታ ዓሸር ከምእተመልሰት ተፈሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • SenAfe October 21, 2018

    EDF should be concentrating and planning on how to get rid of DIA (assassination) and his brutal gangs.
    Lucky DIA is about to make fortunes in another/new open border contraband business between Eritrea & Ethiopia.

      • SenAfe October 21, 2018

        Fair enough, man! And I am sorry but this lunatic nefaHito guy pushes you to extreme.
        Shouldn’t you also be reminding him to stick to one nickname, why r u scared of him?

Post a Reply to SenAfe Cancel Reply