Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣባላት ሲቪላዊ ስለያ ስርዓት ህግደፍ ይቀልዑ!! ካልኣይ ክፋል

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/ኣባላት-ስቪላዊ-ስለያ-ህግደፍ-ይቀልዑ፣-2ይ-ክፋል.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
26 COMMENTS
  • Rahel February 24, 2015

    ብመጀመርያ ዘደንቅ ብልሕን ተባዕ ስራሕን ብምስራሕኩም ዩሃና ክብለኩም ኮለኩ ብልቢ ሓበን ይስመዓኒ። ኣብ ቁጽሪ ሰለስተን ኣርባዕተን ዘለዋ ምብራቅ ትክለን ሃረገውይኒ በላይ ክንደይ ሰብ ዘእሰራን ኣብ ማይ ነፍሒ ዝነበርናን ተመሃሮ ኩላህና እካ ኢለ ክደፍር ተዘይ ከኣልኩ፡ ብዙሓት ኣብ ዝነበርና ንፈልጠን ኢና ክንደይ ሰብ የእሲረንን ክንደይ ካብ ማእሰርቲ ከነውጻኩም። ኢለን ክንደይ አሽሓት ገንዘብ ሰብ ዘደናገራ እየን። ግን ድሓን ንኩሉ ግዜ ኣለዎ። ዘይወግሕ ይመስለን ይከውን።

    • Dr.Mesghina Medhin February 25, 2015

      Good job.there is one person missing in the list.Here name is Memher Alganesh zeru.she reports directly with Abraham Kassa

  • Temesgen Haile February 24, 2015

    Excellent, job well done it is very important information to our people back home to see with whom speaking,Warmest thanks for all of your hard work and outstanding contributions……..

    -Temesgen-

  • Robel February 24, 2015

    wow Your work is appreciated, and keep up the awesome work

    thanks ,thanks.thanks. so much

  • AHMED SALEH !!! February 24, 2015

    Keep their names in file for their day to come .
    These blood suckers will pay their share for what they did to their people .
    Mesiluwom ember Nkhulu nenatu ghizye alewo
    Idom zirekbuwa mealti yereiyena

  • robi February 24, 2015

    Excellent! Thank you! What you are doing is crucial in the struggle for fundamental change. You are also making our people inside aware of those spies. Keep up the great job!

  • Eritreawit February 24, 2015

    GOOD JOB, their name should be exposed on ASSENNA radio, and all the opposition radios that our people back home know who they are.

  • ኣርዓዶም February 24, 2015

    ጽቡቕ ስራሕ ኢዩ፡ ኣዝዩ ጽቡቕ ኢዩ፡ ግን ገበናት ሰባት ክትቖጽር ክሳብ ምዓስ፡ ሃገርን ህዝብን ኣብቲ ዝኸፍአ ወዲቑ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ምስቲ ይመርሖ ኣለኹ ትብሎ ሰራዊት፡ ምስ የሕዋትካ ተቓወምቲ ተጸንቢርካ ናይ ሓባር መጥቓዕቲ ከፊትካ ሃገር ሓራ ምስ እትገብር እምበር፡ ገበናይ ሰብ ክንቖጽር ክነብር ትርጉም ዘለዎ ኣይመስለንን። ኣብዚ ሎሚ ዝድለየሉ ዘሎ፡ ነቶም ሓደ ክልተ ክትብል፡ ንዓመታት ሓጥያት ውልቐ ሰባት ካብ ምቑጻር፡ እቲ ኣድላይ ትብሎ ስጉምቲታት ብምውሳድ ህዝብኻን ርእስኻን ሓራ ምግባር፡ እቲ እንኮ ይጽናሕ ዘይብሃሎ ሓረጋት ኢዩ። ስለዝኾነ፡ ስለቲ ተበግሶኹም እዅ ትምስገኑ እንተኾንኩም፡ እዚ ግን ኣኻሊ ኣይኮነን። ሎሚ ተግባራዊ ሓባራዊ ሓድነታዊ ቓልሲ ከተካይድ መድረኽ ባዕሉ ይጠልበካ`ሎ። ሓጥያት ገበነይናታትስ በዚሑ ልዕሊ ዓቐን ስለዝኾነ ምጻሩ ከቢድና`ሎ ሞ፡ እዚ መድረኽ ረጊጹ ዝሓለፎ ግን ክኣ ክሕለፍ ዘይግብኦ ታሪኻዊ ውልቕታት ዝስከምዎ ሓላፍነት ገበነይናታት ኢዩ። ስለዝኾነ፡ እቲ ዝዓበየ ብድሆ ሃገር ሓርነት፡ሰላም ቕሳነት ማዕርነት ፍትሒ ንምልባስ ዋላውን ንመስዋእቲ ድሕር ክትብል ከምዘይብልካ ንነብስኻ የእሚንካ፡ ሃገር ካብ ኢድ ባዕዳውያን ሓይልታትን ዘቤታዊ ግዝ ኣታት ሃደሽደሽ ምስ ኣበልካዮ፡ ነቶም ሕጂ በቢከባቢ ኦምንዓዶምን ንርካብ ኣዋርሓት ወይ ዓመታት ዝወስደልካ ዘሎ፡ ሽዑ ግን ባዕሉ ህዝቢ ሰስሒቦ ከቕርበልካ ስለዝኾነ፡ በዚኦም ግዜኻ እንተዘየጥፋእካ ዝሓሸ ይመስለኒ። ስለዚ እቲ ዝዓበየ ዕማም ገዲፍካ፡ ኣብ ጉል መገዲ ውልቐሰባትን ግዜኻ ከተባኽን ዝዓበየ ሃገርን ህዝብን ይበርስ ስለዘሎ፡ ኣብ ከምዚታት ብዙሕ እንተዘየድሃብካን ኣብቲ ዝዓበየ ወገን ጥራይ እንተትርእን ዝበለጸ ይመስል። ገበናውያን ዋላ እካ መጠንቐቕታ ኣገዳሲ እንተኾነ፡ ገበን ፈጺሞም ስለዝኾኑ፡ ብመጠንቐቕታ ክኸዱ ስለዘይግባእ፡ ግዜኻ ንሃገርካን ህዝብኻን ሓራ ንምውጻእ ግብራዊ ቓልሲ ምስተካይድ፡ ናይ ዞም ቑርዲድ ህዝቢ ኣብ ዝበጽሕዎ ኣይምነበሮምን። ቑማል እንተትሓብአ ኣብ ኵሌታ ኢዩ`ሞ በዞም ጸረ ህዝቢ ዝኾኑ ቕማል ውልቐ ሰባት ከተናዲ ግዜኻ እንተዘየባኸንካ ይምረጽ።

  • fact-is-fact February 24, 2015

    ኣርዓዶም,
    ወረጃ ማዕዶ from every smell of your talk-the-talk!

    እጃሙ በታ ናቱ ብቕዓት ኣብታ ናቱ ማእዲ ብብቅዓት ውልቃዊ እጃሙ ዝፍጽም ፍጡር ለባም ባዓል ሕልና ኽኸውን ኣለዎ !
    ሓላፍነቱ ዝፍጽም ንኻልኦት ዘየሕንኩል ብሕልንኡ ዝጎዓዝ ሰብ ጥራሕዩ !

    • ኣርዓዶም February 25, 2015

      fact-is fact
      ክቡር fact is fact ብዝሃብካኒ ምስጋና ብዙሕ የመስግነካ፡ ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ ወጻ ኢ ሃገራት ኮይኖም ኣንጻር ምሕደራ ህግደፍ ዝቓለሱ ሓይልታት ኢየ። ኣብ መብዛሕትኡ እዋን ብሰንኪ ሱልካ ህግደፍ፡ መራሕትና ማለት መራሕቲ ተቓውሞ ኣብ ሓደ ጠርኒፎም ክኣልዩና ስለዘይክኣሉ ዕድልና ኣብ ቓልሲ ግን ክኣ ግብራዊ ዘይኮነ ክም ዝጠፍእ ክይኑ ኢዩ። ብሓጺሩ ኣነ ሓደ ካብቶም ኣቐዲሞም ብምሕደራን ጭውያን ጥሕሰት ሕግን ስርዓት ህግደፍ ዘይተሓጎሱ ግን ክኣ ሓደ ካብቶም ዕድሎም ብሰንኪ ግስሩጥ መሪሕነት ተቓወምቲ ድሕሪት ዝተሰርዑ ሰብ ኢየ።
      ከምቲ ኣንጊሄ ንህግደፍ ዝተቓወምክዎ፡ ኣብ መራሕቲ ተቓወምቲ ውን ሕማቕ ርእየ ጌጋ ስለዝበልኩ ጥራይ ካብ`ቲ ወርሓዊ ንእከቦ ዝነበርና ከማን ገሊፎምኒ። እዚ ድማ ንወደብ፡ንጎስጉስ፡ ተሓቢእካ ዘይኮነ ህዝቢ ኣስተምሂርካ ኢዩ ለውጢ ክመጽእ ዝኽእል ስለዝበልኩ ኢዩ። ነዚ ድማ ከም ስግኣት ወሲዶሞ፡ ገሊኦም ሕሱም ቅንኢ ገሊኦም ጸቢብ ኣእምሮኣዊ ዘለዎም ብምዅኖም ምስቲ ኣነ ዝኸተሎ ግብራዊ ስነ-ሓሳብ ኣይሰማምዑን ጥራይ ዘይኮነ ከም ኣሳሒታ ኢዩ ዘፍርሖም።
      ኣብ ኣሰና ወጽየ ክጽሕፍ ዘይደለኹም ምኽንያት ክኣ ዋላ እኵ ንህግደፍ ብግብሪ ዝቓወሞ እንተኾንኩ፡ ኣብ ባይታ ስለዘይወረድኩ ግን ክሳብ ሕጂ ኣብ ኣሰና ስእለይ ጠቒዔ ኣይጻሓፍኩን። ካብ ሕጂ ግን ብግብሪ ኣብ ባይታ ክወርድ ኢየ፡ ንሱ ተተሪፉ ድማ ብግብሪ ኣብ ኣሰና ክጽሕፍ ኢየ፡ ኣርዓዶም ብርዒ እምበር ቐንዲ ሽመይ ኣይኮነን። እቲ ዝገርም ግን ኣብ ደሞንስትራሽን ይኹን ኣብ ኣኬባታት ብቓልዕ እንዳ ተቓወምና፡ እንታይ ከም ዝሓዘና ኣብ ኣሰና ብብርዒ ክንጽሕፍ ምድላይና ውን ሓደ ዕኑድነት ኣለና ማለት ስለዝኾነ እዚ ንእገረመገደይ ካባይ ጀሚርካ ክንእርሞ ዘለና ኮይኑ ይስምዓአኒ።
      የቐንየለይ።
      ዓወትና ብሓድነትና ኢዩ ዝረጋገጽ
      ዓወት ንሓፋሽ ብተግባር፡
      ምድፍኤ

  • ተስፋገርጊሽ ሃይል February 24, 2015

    ስሙር ደመክራሳዊ ግንባር ኣጆኩም ብጣዕሚ ዘሖጉስ ኢዩ ህዝቢ ከኣ ንዓኩም ኢዩ ዝጥምት ዘሎ። ንሕና ከኣ ኣብ ጎንኩም ኣለና።

  • yosief.asghedom February 24, 2015

    Keep it uP U.E.D.F, JOB well done, we will help you with anything, we will contact you through your email. Thanks.

1 2 3

POST A COMMENT