Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት መሓሪ ብርሃነ ተኣሲሮም።

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም። ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም።

ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተለምደ ዛጊት ምኽንያቱ ብወግዒ ኣይተፈልጠን።

ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብዚ ራብዕቲ ክእሰር ከሎ፣ ሓላፊ ኢምግሬሽን ኮይኑ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዘገልገለ ለተናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ ካብ ዝእሰር 2 ሰሙን ኣቢሉ ገይሩ ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ኣገንዚቦም።

ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብ ፈለማ 60ታት ናብ ገድሊ ዝተጸንበረ፣ ኣብ ዘበነ ክፍልታት ክብ ዝበለ ጽፍሒ ሓላፍነት ዝነበሮ ገዲም ተጋዳላይ ክኸውን ከሎ፣ ድሕሪ ናጽነት ብውልቀመላኺ ኢሳይያስ ካብ ኣምባሳደርነት ዘይሓለፍ መዝነት ተዋሂቡዎ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ተመዲቡ ተርኡ ክሃስስ ከምዝጸንሐ ይፍለጥ።

ብዘይካ ወዲ ብርሃነ ዝተኣሰሩ ካልኣት ኣባላት ክፍሊ ኢምግረሽን ከምዘለዉ ‘ውን እቲ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ብተወሳኺ የመልክት።

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ እቲ ክፍሊ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዝነበረ ክፍሊ ኢሚግሬሽን ብቐጥታ ኣብ ትሕቲ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ይመሓደር ኣሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
91 COMMENTS
  • Hana May 2, 2014

    I believe its good to put the head of immigration into Custody. The dictator is does good job some times.

  • Almaz Gual Asmera May 2, 2014

    ንፍትሒ ቀዳምነት ሰሪዕካ፣ ንዝተቓለስካሉን ኣሽሓት ብጾትካ ዝወደቑልን ዕላማ ኪጥለም ከሎ ብስቕታ ተዋሒጥካ ምጽናሕ እዚ እዩ ትርፉ። ድሙ ብደቃ እያ ምብላዕ ትጅምር። ሓደ ብሓደ ብሰላሕታ ጀጋኑ ይሓቁ፣ ይስወሩ ኣሎዉ። እቶም ብጂ-15 ዝፈለጡ ኣበ በረኻ ዝተፈላለየ ኣስማት ተለጢፍዎም፣ ንኽጋደሉ ዝተሰለፉ ብጾትካ ኪቕዘፉ ኸሎዉን ኣብ ዝባኖም ኪውቕዑን ከሎዉ ብምጽቓጦም እታ ሰራም ደም ንጽሃት ምፍሳስ ዝለመደት ስውርቲ በትሪ ኣረኻኺባትሎም። እዞም ናይ ሕጂ ኸኣ ጂ-15 ካልኦት ከም ብዓል ወዲ ዓሊን ኪጠፍኡ ኸሎዉ ኣጽቂጦም ኣይተናሕፉን። ሕጂውን ነቶም ዕሱባት ኣገልገልቲ እዚ ንጥፍኣትና ባዕልና ዘሰወድናዮ ገበል ዘገልግሉ ዘሎዉ ዓይኖም እንዳረኣየ እዝኖም እንዳሰምዐ፣ ናባይ ጥራይ ኣይትምጻእ ዝብሉውን ጽባሕ ካብዚ ዝተፈለየ ዕድል ኣይኪህልዎምን እዩ።
    ኣሰና እቲ ሚዛናውን እዋናውን ዜናታትኩም ቀጽልዎ፣ ጽሩይ ገድሊ ማለት እዚ እዩ። ዓዋተ ኸኣ ንሰብ ብኤርትራዊነቱ ጥራይ ሚዛን ሂብኩም ብዘይ ኣድልዎ ዜናታትኩም ከተቕርቡ ልቢ ይሃብኩም። ዜና ኣብ ምቕላሕ ከኣ መሓድብርሃን ድዩ ተወልደብርሃን ብማዕረ ሚዛናዊ ዝኾነ ኣቀራርባ ምግባር ተመሳሳሊ ትብዓት ከተርኢ የተባብዕካ። ወገናውነትን ጸቢብ ዓንኬልን ግን ሕዝቢ ይዕዘብ እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንሳልሕ ቃዲ ርእይቶ እዞም ብስም ብመታሕት ዝዝተቐልቐሉ ድኹማት ሕልና ውዱቕ ምግባርካ ናእዳ ይግብኣካ። ዕምሪ ናይዚ ኣብ እንግድዓና ተወጢሑ ዘድምየና ዘሎ ከነሕጽር ሕዝቢ ዘዐስል ግብራዊ ስራሕ ንስራሕ።

  • Lilay May 2, 2014

    እስር ዉዒሉ እስር ይሕደሮም። ንነፍሶም ንማእሰርትን መሙቛሕትን ፈሪዶማ ከምኡ ድማ ንህዝቢ ኤርትራ ፍርሒ ዚዘርኡሉ ሰባት እዮም። ካብ ኣንበሳ ናብ በጊዕ ዝተቐሩ ሰባት እንታይ ክንብሎም ኢና። ንህዝቢ ኤርትራ ቁሩብ መዓንጣ ዚዘርኡሉ ኣብ ዒራዒሮ ኣለዉ ከሙ ዲማ ኣብ ፎርቶ ኮይኖም ብዓዉታ ተዛሪቦም ተሰዊኦም ሲለዚኾነ ድማ ንዘልኣለም ክዝከሩ አዮም።

  • Wedi Blata May 2, 2014

    Our Ayatat are getting arrested
    Our youth are getting killed
    Our mothers are becoming childless

    And People like Ambasajer Berhane are Dancing. I am told that he has 10 of his sibiling in the US.

    Wedi Blata
    San Diego

    • Suleiman Salim May 2, 2014

      ኣያኻ ወያነ እዩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድማ ኣብ ፈቐዶ ጎደናታት ሰባት ብኣልማማ ይቐትል ኣሎ።

      ዑማሮ ኣያኻ? ኣንታ ፈገር ክንደይ ከ ትደፍር?

    • selamawit2 May 2, 2014

      10 “young” pfdj members who sell their own grandmotherwant in order to inherit…

    • Yorda May 2, 2014

      Wedi Blata.
      You said ‘And People like Ambasajer Berhane are Dancing. I am told that he has 10 of his sibiling in the US.’
      You’re right, out of ten none of them participated in the struggle for independence, it is not his business to feel about a dead Eritrean. I have to say this though his siblings are nothing like him when it comes with Eritrean politics.

  • Suleiman Salim May 2, 2014

    ኣንቱም ሰባት ንመንግስቲ ኤርትራ ” ምልካዊ ” ንሓለፍቲ ” መሳርሒ ናይ ምልካዊ ..” እንዳ በልኩም ስለምንታይ ኣብዘየቐንዝወኩም ኣርእስቲ ኣቲኹም ትቕንዘዉ?

    ንኤርትራ ፋሕ-ፋሕ ክኣትዋ እንዳ ተመነኻ ” ሰራዊት ኤርትራ ደኺሙ …እከለ ተኣሲሩ ..” እንዳ በልካ ዶ ዘይእመንን ናይ ቦጎግታን ተገዳስነት ይረአ እዩ? ብሓቂ ከ ኣይትሓፍሩን ዲኹም? ጋንታ ዎያነ እንከለኻ ከም ጋንታ ኤርትር ኮይንካ ክትቀርብ ምህቃን ኣነዋሪ ከም ዝኮነ ኣይስቖረኩምን ድዩ?

    ኣብ’ዚ ሰዓት እዚ እቲ “ብዲሞክራሲ” ኣብነትኩም ዝኾነ ጎይታኹም ወያነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰባት ብኣድራጋ ይቐትል ኣሎ። ናብኡ እንተ ኣድሃብኩም ዝሓሸ ይመስለኒ። ናይ ኣሕዋትና ጉዳይ ናባና ግደፍዎም። እንተ ይተኣሰሩ እንተ ይፈነዉ ነዓኹም እንተ ካብ ርሑቕ እንተ ካብ ቀረባ ዝምልከተኩም ኣይኮነን። ደጊም ሃገር ኩቦ ገዲፍኩምላ ናብ ዎያነ ካብ ኮብለልኩም ሃገር ድማ ኩቦ ትድርብየልኩም።

    ምስ ብዙሕ ሰላምታ

    ካብ ሱለይማን ሳልም ( ንፈተውቱ ከም ሱሊ ዝፍለጥ )

    • Teclay May 2, 2014

      Suleman
      Iti hizkayo zeloka sim wanatatu alewuwo, Zeytirebh seb mikanka gin yegemiteka

      • Suleiman Salim May 2, 2014

        ኣላ ተኽላይ ዑጉም ዘይትዛረቦ የብልካን። ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ እንዳ ተቓራረበ ምስ መጽአ ኣየናዮም እዩ ኣስላማይ ኣየናዮም እዩ ክርስትያናይ ምፍላይ ጸጊሙካ!! ” እዚ ሱለይማን ሱለይማን ክኸውን ኣይክእልን እዩ … ” እንዳ በልካ ከም ጽሉል ሃተፍተፍ ትብል ኣሎኻ።

      • Lilay May 3, 2014

        ሰላም ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ፣

        ገለ ዉሑዳት ትግርኛ ዝመልኩ የእዱግ ገሊኦም ድማ ኣዛብእ ከም በዓል ሱለማን ሳሊም ዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝሓዘ እንስሳ ዘገዳም (ዝብኢ) ኣሎ ገለ ደለይቲ ፍትሒ ድማ ሰብ መሲልኩም ትምሉሱሉ ኣለኹም አሞ ሰብ ኣይኮነን አሞ ኣይትመልሱሉ።

        ሓዉኹም ሊላይ

    • Almaz Gual Asmera May 2, 2014

      እንታ ስሌማን…እሞ እዞም ወያነስ ሰባት ኣይኮኑን መሎኮታውያን እዮም። ኣያኻ ሓንሳብ ብወያነ ሰለሎ ምስ እተዎ ካን ወያነ እንዳበልኩም ውሕ ውሕ በሉ እንዳበለ ድዩ ዝልእከኩም። ሳላሳ ዓመት ዝተቓለሱ ከም ብዓል ዒማሮ ጀመርቲ ሕዝባዊ ሓይልታት ናብ ወያነ እንተተቐይሮም ድኣሞ ኣያኻ’ውን ጽንሕ ኢሉ ወያነ ኪኸውን እዩ ማለት እዩ።

      እቲ ንኹሉ ሰብ ዝርድኦ ቛንቓ ዘይትዛረብ “ሕዝቢ ኤርትራ ትግርኛ ዝዛረብ መንግስቱ ኪርኢ ኣይኮነን ኣሽሓት ደቁ ገቢሩ።” ፍትሕን ርትዕን ዝነገሳ ዲሞክራስያዊት ኤርትራ እምበር ወግሐ ጸብሐ ተኣሲሩ ሞይቱ…ክንድዚ ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም …ናብ ኢትዮጵያ ኪሰግሩ ብዝብኢ ተበሊዖም፣ ብጥይት ተቐቲሎም ዝብሃል ወረ ሃንሳብን ንሓዋሩን ኪጠፍኣሉ እዩ ህዝቢ ዝደልይ። ኣያኻኸ ብደም ዝጠልቀየ ስለዝኾነ ኣበደን …ክትሓንቃኒ ዲኽን ደልይኽን ኢሉ እቕቢጹ። ሕጂ ተሪፋቶ ዘሎ ከም ዓርኩ ቓዛፊ ኣብ ትሕቲ ቢንቶ ምድርባይ ጥራይ እያ። ምኽንያቱ ኩሉ ናይ ሰላምን ዘተን ጻዕርታት ብጾቱ፣ ኪሞጾ ዝኽእል ፍርዲ ስለዝተራእዩ ንኹሉ ኣምኪንዎ እዩ።
      ዓይኑ ንዘፍጠጠ ገብን ኣያኻ ኪትክውል ትገብሮ ዘሎኻ ጻዕሪ ሕማም ልብን ፌጋቶን ከተጥሪ ኢኻ እምበር ነዚ ተበጊሱ ዘሎ ናይ ለውጢ ማዕብል ደው ዘብሎ ሓይሊ የሎን።

      • Suleiman Salim May 2, 2014

        ኤርትራዊት ሰለ ዘይኮንኪ መልሲ ኣይግባኣክን እዩ። እቲ ” ሰለሎ” ትብልዮ ዘለኺ ኣሽካዕላላዊ ኣዘራርባኺ መን ምዃንኪ ኣቃሊዑኪ።

        • Almaz Gual Asmera May 2, 2014

          ኣየ ስሌ…መልሲ እንተሎካስ እባ ዶርጉሓዮ። ነዝን ካልእን ከበድቲ ሕቶታት ሕዝቢ ግን እሽምባይዶ ንስኻስ ኣያኻውን መልሲ የብሉን።
          እቲ ኣብ ኢንተርነት ዝውሃብን ዝኽላእን ኤርትራውንት ግን ይትረፈኒ። ዕትብተይን ኣሽሓት ኣበዋተይ ዝተቐብርሉ ማንም ሰብ ኪዕድለኒ ኣይኽእል ኪኸልኣኒ ኣይኽእል። ነዚ ብወዲኒ ንወዲኒ ዝቖመ ስርዓት ስለዝተቓወምኩ ኤርትራዊት ኣይኮንክን ኪትበልኒ ኸሎኻ፣ እቲ ናይ ሕጊ-ግደፍ ድንቁርና መጠን ከምዘይብሉ ተረጋግጸለይ ኣሎኻ። መንግስቲ ሓላፋይ ሕዝብን ሃገርን ግን ነበርቲ ኣዮም። ሓቂ ሕዝካ ግዳ በጥ ኢልካ ደቂስካ ዘይትሓድር ካብ ነዚ ፍንፉን ስርዓት ክትኸላኸል ትንፋስካ ትወጽእ። ከምቲ ኮፖርታ ዝሓጸረቶ ነዊሕ ሰብ ንኣያኻን ገበኑን ሸፊንካ ዝሽፈን ኣይኮነን።

          • Suleiman Salim May 2, 2014

            ኣብዚኣ ሓው መሲናስ እንተ ዝህሉ ምሓገዘና ኔሩ ይመስለኒ። እንታይ እዮም ገሊኦም ሰባት ” ኪኸልኣኒ ” ካልኦት ድማ ” ክኸልኣኒ ” ኢሎም ዝጽሕፉ ?

      • Lilay May 3, 2014

        ሰላም ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ፣

        ገለ ዉሑዳት ትግርኛ ዝመልኩ የእዱግ ገሊኦም ድማ ኣዛብእ ከም በዓል ሱለማን ሳሊም ዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝሓዘ እንስሳ ዘገዳም (ዝብኢ) ኣሎ ገለ ደለይቲ ፍትሒ ድማ ሰብ መሲልኩም ትምሉሱሉ ኣለኹም አሞ ሰብ ኣይኮነን አሞ ኣይትመልሱሉ።

        ሓዉኹም ሊላይ

    • Wedi Blata May 2, 2014

      Ata Ba-Alege why don’t you go and serve in Sawa.

      • Suleiman Salim May 2, 2014

        እዚ ሕቶኻ መንቀሊኡ ኣይተረደኣንን። እንታይ ኢኻ ክትብል ትደሊ ዘሎኻ? ደሓን እዚ ክርክርና ገዲፍና ናይ ኣቦይ ብላታ ንግበር …ከመይ ከ ኣለዉ? ዓዲ ምብጻሕ ኣይትግደፍ። ብፖለቲካ ኣመኽኒኻ ንስድራኻ ካብ ምርኣይ ኣይትቖጠብ። ኣብ ወጻኢ ክንደይ ዕዋላ እያ ዘላ ገጽ ስድራ-ቤታ ጸሊኣ ” እዚ መንግስቲ እንከሎ ኣነ ናብ ኤርትራ ኣይወርድን እየ ” እንዳ በለት ሕመቓ ትሽፍን።

    • tesfaldetabraha May 2, 2014

      AGENAE Suleman salim all this talk by WEYANE is to cover the big isue killing OROMO students so you let them have it NATA GEDIFAS NAY HAMATA WEYANE they dont see what they doing but they talk abaout ERITREA you know what this is going to be apropolem JOHAN KERRY U S A secretary is in ETHIOPIA for visit SO THIS is going to look very bad for their masters

      • Almaz Gual Asmera May 2, 2014

        እቲ ዘቕረብክዎ ከበድቲ ሕቶታት ሕዝቢ ኤርትራ ርእስኻ ምስ ኣንጻራረወካ እምበር ኣታህድማ ዕቡያት ጌርካ ናብ ጓል መገዲ ተላግስ ኣሎኻ። ስዋስው ትግርኛ ኣይኮነን ብቐሊሉ ዘይትካእ ወለዶ፣ ናይ ጽባሕ መራሕቲ፣ ካህናት፣ ዶክቶራት፣ አንጂነርታታ፣ ፓይሎታት፣ ሓረስቶስ….እንዶግዳ ብሰንኪ እዚ ዕቡድ ደም ሰብ ከም ማይ ምስታይ ዝለመደ ገበነኛ ኣያኻ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ብትን ይብል ኣየሎን። ብድሕሬይ ሳዕሪ ኣይብቆል በለተ ኣድጊ። ወዲኒ ንወዲኒ ዝመርሕዎ ስርዓትከ ብቐደሙ ኣበይ ከይበጽሕ። ….ኣየኸየ …ስሌማን.. እቲ ዝበልካዮ “እንታይ እዮም ገሊኦም ሰባት ” ኪኸልኣኒ ” ካልኦት ድማ ” ክኸልኣኒ ” ኢሎም ዝጽሕፉ” ጥራይ እንተዝኾውን ሽግርና ክንደይ ኮን ጽቡቕ ኔሩ።

        • Suleiman Salim May 2, 2014

          በሊ ኣልማዚና ጓል ስግር መረብ ዕቡይ ትብል ቃል ስለ ዘውጻእኪ ሕቶታትኪ መታን ክምልስ ሓደ ክልተ ኢልኪ ጸሓፍለይ። ንግዜኡ በዚ መልሰይ ተሓጕስኪ ክትኮኒ ተስፋ ይገብር።

      • Suleiman Salim May 2, 2014

        ተስፋልደት ወዲ ኣብራሃ

        ኣንበሳ ወዲ ኣንበሳ ኣማዛዝናኻ ዋላ ሓንቲ ዝጎደሎ የሎን። ነዞም ብደዎም ዝሞቱ መዋረድቲ ነብሶምን ስድራ-ቤቶምን ሃገሮምን እዚ ትርእዮ ዘሎኻ ቀታልን ዘማትን ወያነ እዩ ኣርኣያኦምን ኣብነቶምን። በድንታት ናይ ብሓቂ በድንታት!

    • tesfaldetabraha May 2, 2014

      thank you Suleman you are right WEYANE try to cover their mistek evry day they talk abaout ERITREA

  • gebre1 May 2, 2014

    they are to late, he will swallow more and more

  • sham May 2, 2014

    ema jigna gdefom trah ykosteru wedi medihn berad abey keymhrom, kisab ab mekabru ziatu keetwom eu bebhade

  • Tezareb May 2, 2014

    Who cares about people that are not ashamed to sell Eritreans to the savage Arabs?
    Who cares about worthless people that were charging hundreds of thousands of Nakfa currency to for an exit visa to Sudan?
    who cares about people ashamed of their own languages and identity?
    Who cares about people who have no shame to burn Eritrean languages of Tigre-Tigrinya?
    Who cares about worthless people who see themselves as Arab Abeeds?

  • Yorda May 2, 2014

    wedi Blata,
    you said ‘And People like Ambasajer Berhane are Dancing. I am told that he has 10 of his sibiling in the US’ specifically in los Angeles ares.
    You are absolutely right and none of them participated in the Eritrean struggle for independence. price paid=0/10. for him it is time to dance but let’s make one thing clear his siblings are nothing like him when it comes to the Eritrean politics.

  • Truly truly i say to you May 2, 2014

    This is the continuation task PFDJ´s art of exterminating program. To some by systematically inforcing them to abandon from the country, example Mesfin Hagos and alike, to some by poisoning and at the consequence from those died, examples Ali said Abdella, Dr. Saleh Meki, General Andemariam G/zgiher (Wuchu),etc To some by so called accident example generals, Mebrahtu Tekleab, Amanuel Haile (Hanjema), Desu Tesfazion and alike, to some by imprisiong almost all the G-15 members are died, no one knows about Mustfa Nur Husien the South Zone administrator and the former Minister of Mine and energy Ahmed Haji Ali why they imprisoned and now Mohammed Ali Omaro. Do not forget those in Sudan executed sportlers, Cyclist Yemane Tekeste, footballer Yohannes Z/ Michael, Famous Musician Abreham Afeworki, for most of it seems normal death, but many people are speculating because they systematically as murdered. Since there is no official information, i do not think such speculation is wrong. PFDJ self is responsible if in case false information is expanding. They should to be transparent.

    • Suleiman Salim May 2, 2014

      ኣነ ብዝሰማዕክዎ ትሩሊ ትሩሊ ትሩሊ/ሰለስተ ጊዜ/- ከዘኻኽረካ ንስኻ ትሩሊ ትሩሊ ኢኻ ትበሃል – እውን ብሻዕውያ እዩ ተቐቲሉ።

1 2 3 6

POST A COMMENT