Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ንሕና መን ኢና”? ይበሃል ኣሎ።

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/“ንሕና-መን-ኢና”-ይበሃል-ኣሎ።.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
32 COMMENTS
  • Godefa May 10, 2015

    3፡ “ንግስነት ሚነሊክ ኣብ ፈረንሳ ተማዕቂባ ነበረት” ዝብል ምጒት ንናይ ባዕልኻ ዉሽጣዊ ድሌትን ስምዒትን ከተዕግብ ኣቕሪብካዮ ክትከዉን ትኽእል እምበር፡ ……” ሃጼ መነሊክ ምስ ፈረንሳ ርክብ ኣይነበሮምን” ማለትካ እንተኾይኑ ኣይንሽገረሉ። ከመይሲ ኣብ ውግእ ዓድዋ ዝተኾሰ መዳፍዕ ኢቲዮጲያ ገሊኦም ናይ ሩስያ ክብሉ እንከለዉ መብዛሕቶም ግና ናይ ፈረንሳ ከምዝነበረ ይትርኹ። ንሱ ይትረፈና ንስኻ ግና ጽንሕ ኢሉ ታሪኽ ባዕሉ ክሰትኮካ እንድዩ “ሳላ ፈረንሳ ካብ ጅቡቲ ዝነቐለ ባቡር ኣእቲና፡ ካብ ሙሉእ ኣፍሪቃ ቀዲምና ተሌፎን ኣእቲና፡ ወዘተ ክትብል ኢኻ። ኣነድማ እንኮላይ እታ ሃጼ መነሊክ ኮፍ ዝብሉላ ዝነበሩ መንበር ካብፈረንሳ ዝመጸት መቅተሊት ሰብ ምንባራ ክውስኸልካ ኢየ።
    4፡ ብዛዕባ ውዕል ውጫለ ዝሓዘኩም ሕማም ሒዙ ዝምሕር ኣይኮነን። እምበር ኣብ 1889 ዝተገብረ ውዕልን ድሓር ድሕሪኡ “ተመሓ ይሹ” ተባሂሉ ዝቐረበ ውዕልን መዓስ ጠፊእካ። እንተዘይፈሊጥካዮ እንካ። ብመሰረት ቀዳማይ ውዕል ዶብ ካብ ኣለውሃ ምላሽ ወይ (መሻለኩያ) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ከባቢ ወልድያ ከምዝነበረ እዝክር። ኣብ ካልኣይ ውዕል መሓልፎ ዓወት ዓድዋ ጨቢጦም ክንሶም ካብ መረብ ምላሽ ተባሂሉ ከምተመሓየሸ ፈትሾ። ብዛዕባ ኣብ ዓንቀጽ 4 ዘሎ ናይ ደብረ-ቢዘን ጥልያን ኣፉ ክሳብ ዝቕደድ እናሰሓቐ ኢዩ ተቐቢልዋ። ግደፍ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘል ደብረ-ቢዘን ብኢቲዮጲያኣስ ናበይዶ ኣቢላ ኢያ? ዓንቀጽ 17 ዝኾነ ዘዐንቅፍ የብሉ ዘሐንኩል ክሳብ ሎምን ንኩሉ ግዜን ከዛርብ ክስማዕ የሕዝን ኢዩ። ኣብ ጎቦ ቁልቢ ዘለዉ ምኪኤለ-ገብርኤል ክምሕርኹም ጸበሎም ስተዩን ተሓጸቡን!! ግን “ኣባ፡ ዛሬም ካልጋ ወደቅኩ” እናበልካ ብምቕሻሽ ምሕት ኣይርከብን።
    ምወዳእታ ክብለካ ዝደሊ ኣነ ከምሰበይ ንንዓይ ዝመስሉ ሓቀኛታት ዜጋታትና ኢየ ዝዛረብ ዘለኹ። መማህራነይ ድማ ታሪኽ ኢዮም ምሂሮሙኒ’ምበር ኩሉ ነገር ከምዘለዎ ብማንካ ኣየኾለሱንን። ኣነ’ውን እዞም ደቀይ መስሓትያን ከየደናግርዎም መገዲ ጥራይ ኢየ ዝሕብሮም እምበር እርይ ቁጽር ኣቢለ ከኾልሶም ግቡእ ኣይኮነን። ንስኻ’ውን ንሓዋሩ ከይስበለካ ሕሰበሉ።

    ኣቦኻ ጎደፋ፡

    እርማት ኣብ ቁ.1፡
    ኣብ ርእሲ ልቦናኻስ ንውዕል ናይ 1884 ምጥቃሰይ ነቲ ዋዕላ ምቅሊ ዝጸደቐሉ እዋን ንምዝካር’ምበር ምሽማው ዝተጀመረሉ ቅድሚኡ ከምዝነበረስ ንስ’ዃ ትብሎ ኣለኻ።

  • Masawa May 10, 2015

    “ቀዋሚ ልኡክ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝነበረ አቶ መሓመድ ኢድሪስ ኣንጻር ጉጅለ ኢሳይያስ ክቃለስ ወሲኑ::”

    Breaking News:

    Eritrea’s first secretary to the African Union (AU) in Addis Ababa, Mr. Mohamed Idris Jauje has defected. Mr. Mohamed Jauje explained the reason for abandoning Issaias Afewerki and the Higdef regime in a press conference he gave on Sunday at Ghion Hotel in Addis Ababa.

    The only question left is that when will ayte Girma Asmerom who just few months ago was the AU ambassador take full responsibility and defect before Issaias Afewerki recalls him and send him to the dungeons of Mai Serwa to rote and die as many ex-Higdefites.

    “ቀዋሚ ልኡክ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝነበረ አቶ መሓመድ ኢድሪስ ኣንጻር ጉጅለ ኢሳይያስ ክቃለስ ወሲኑ::”

  • debesay May 10, 2015

    I agree with muise hadgu ,he knows the story.godofa when u write history dont bebaise .nihna tbl kal eske gidefuwa we are nothing we dont have nothing.kidimi hji tarik esyas endatshafkum hager atfiekumas bapagalotat

  • Masawa May 10, 2015

    Thank you for this honest comment:

    “እንሄልኩም: ለባማት ከም በዓል ኣይተ ጎደፋ ድሕሪ ሱሳ ዓመት “ንሕና መን ኢና” ይበሃል ኣሎ።” ይብሉ ኣለዉ። እቲ ሕጂ ክሕትት ዝኔዉ ግና፣ — ንሕና ኣበይ ኣለና?” —

    ንሕና ኣንፈትና ዝሰሓትና: መንነትና ታሪኽና ቋንቋታትና ዝጠለምና: ሕጂ ኣብ ሕስረትን ዉርደትን እንሕምብስ ዘሎና ኢና። እስከ እዛ ናይ ሕዚያዊ ዜና ንርኣያ። “ኣብቲ ናይዚ ዘበን ዝዓበየ ሓደጋ ባሕሪ ተባሂሉ ዝተመዝገበ : ልዕሊ 350 ኤርትራውያን ሂወቶም ከምዝሓለፈ ይዝከር::”

    ኣየ ዘመነ ዉርደት፣ ግናይ ግዜ ኣርኪቡና፤ ኣብ ፈቐድኡ ሓሲርና፣ ብስሕለት እስላማውያን ከሊፋውያን ተቖሪጽና፣ ኣዋልድናን ቆልዑናን ተጨውዮም: ብደናቑር መራሕቲ ሰውራ ኣል-ኤሪትርያ ተታሊልና፣ ብመሃይም ጓሶት ኣጣል ወድናን ጓልናን ተደፊርናን ተናዒቕናን፣ ኣብ ገደል ዝኣተወት ድዋልት ኣል-ኤርትሪያን ሕልማን ነምባሁቕ ኣለና።”

    • Masawa May 10, 2015

      “ቀዋሚ ልኡክ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝነበረ አቶ መሓመድ ኢድሪስ ኣንጻር ጉጅለ ኢሳይያስ ክቃለስ ወሲኑ::”

      Breaking News:

      Eritrea’s first secretary to the African Union (AU) in Addis Ababa, Mr. Mohamed Idris Jauje, has defected. Mr. Mohamed Jauje explained the reason for abandoning Issaias Afewerki and the Higdef regime in a press conference he gave on Sunday at Ghion Hotel in Addis Ababa.

      The only question left is that when will ayte Girma Asmerom who just few months ago was the AU ambassador take full responsibility and defect before Issaias Afewerki recalls him and send him to the dungeons of Mai Serwa to rote and die as many ex-Higdefites.

      “ቀዋሚ ልኡክ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝነበረ አቶ መሓመድ ኢድሪስ ኣንጻር ጉጅለ ኢሳይያስ ክቃለስ ወሲኑ::”

  • mussie Hadgu May 11, 2015

    ኣቶ ጎደፋ
    ኮነ ኢልካ ካብ ሓቂ ትሃድም ዘሎኻ ትመስል። እዚ ከኣ ንዂላትና ጠቓሚ ኣይኮነን። ኣነ ኣብተን ዘልዓልካየን ነጥብታት እየ ርእይቶ ህበካ እምበር ብዛዕባ ምሉእ ታሪክ ሃጼይ ቴዎድሮስ ኣይኮንኩን። ካብ ኮለል ምባል ግን ይዋሓስ ይብለካ ኣሎኹ። ኣግብእ በለኒ። ነዘን ዝስዕባ ነጥብታት ንሲኻ ዘቕረብካየን፡
    1. ሃጼይ ቴዎድሮስ ብ 1868 እምበር ብ 1884 ኣይኮኑን ተቐትሎም- ኣይትጒሰያ ኣነጺርካ መልሸላ
    2. 1884 ዉዕል ዓድዋ/ሂወት ተፈሪሙ ኣብ መንጎ ሃጼይ ዮሃንስ እንግሊዝን- እንታይ ትብል ብዛዕባ እዚ?
    3. ቀዳማይ ዉዕል ዝበሃል ኣብ መንጎ ሚነሊክን ጥልያንን ዝተፈረመ ኣይነበረን። እንተድኣ ንዉዕል ዉጫለ ኮንካ ቀዳማይ ትብሎ ዘሎኻ፡ ንዶብ ዝምልከት ከምቲ ንስኻ ትብሎ ዘሎኻ ኣይኮነን ትሕዝትኡ። ኣለዉሃ ዝበሃል ኣይጥቀስን ‘ዉን። ኣብ ዉዕል ዉጫለ ንዶብ ዝምልከታ ዉዕላት፡ ኣንቀጻት 2-3 እየን። በብሓደ ንርኣየን፥
    ዓንቀጽ 2
    ኣብ መንጎ እዞም 2 ተሰማማዕቲ ወገናት ንዝህሉ ናይ መሬት ናይ ልኡላውነት ውሰናስን ምድንጋር ንምውጋድ፣ ብ2 ኢጣልያውያንን 2 ኢትዮጵያውያንን ዝቖመ ኮሚሽን ነዞም ዝስዕቡ ደጀናት ብምቛም ኣብ መሬት ጥልያን ፍሉይ ቀዋሚ ምልክታት ዶብ ይሕንጽጽ፥

    ሀ) ሕንጻጽ ከበሳ ዶብ ጥላይንን ኤትዮጵያን ይኸዉን፤
    ለ) ዓድታት ኢራፋይለ፣ ሓላይ፣ ሰገነይትን፣ ኣስመራን ኣብ ውሽጢ ወሰን ጥልያን ይኾና፤
    ሐ) ብወገን ቦጎስ ከኣ ዓዲ ንፋስን ዓዲ ዋንስን ኣብ ውሽጢ ውሰን ጥልያን ይኾና፤
    መ) ካብ ዓዲ ዋንስ ትኽ ዝበለ መስመር ካብ ምብራቕ ናብ ምዕራብ ብምዝርጋሕ ንጥልያንን ኢትዮጵያን የዋስን።

    ዓንቀጽ 3
    ገዳም ደብረቢዜን ምስ ኩሉ ዋንነቱ ርስቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ይቕጽል። ግን ኢትዮጵያ ንደብረቢዜዘን ንወተሃደራዊ መዓላ ኣይትጥቀመሉን።

    ሃየ እስከ ካብዘን ዓንቀጻት እዝአን ካልእ እንተልየናኻ ኣቕርብ።
    ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብኣጽዋር ናይ ፈረንሳ ገይራ ዶ ብናይ ሩስያ ገይራ ኣብ ዓድዋ ስልዝተዋግአት ተማዕቂባ ማለት እዩ ዘስምዕ ትብሎ ዘሎኻ፡ ከምኡ ትርጉም ዝህበካ እንተድኣ ኮይኑ ንሱ ንዓኻ ይምልከት። ኣብዚ ሎሚ እዋን ‘ውን ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሓዊስካ ብባዕለን ዝሰርሕኦ ኣጽዋር ኣይኮናን ዝዋግኣ ዘለዋ። ስልዚ ምዕቁባት እየን ማለት ድዩ?

  • ኣቶ ጎደፋ፡ May 11, 2015

    (ኣቶ) ማለትሲ በጺሕካያዶ ኣይፋል እናተጠራጠርኩ ኢየ’ሞ ኣይትሕዘለይን ትኸውን ግዲ። ከም ውልቀ-ሰባት መጠን ብዛዕባ ታሪኽ ክንዛተ ምኽኣልና ብልቢ አመስግነካ።
    ጎደፋ።

  • Dala Ksha May 11, 2015

    Mussie
    please go Re-write your fake history from king Solomon or queen Sheba to Haileselase the Descendet of Judah,in Ethiopian Websites pls don’t bother yourself here,we have enough of that fake history we have been reading it from grade 5.you read and write history the way you get learned and brother Godefa is writing the way it has to be written.

  • brhane May 11, 2015

    At musie hadgu dont dream open your minds and your eyes. You are speak about early moment when italians interning eritrea they fought with rasi alula in dogoli near the port massawa, after the defiting of the rasi alula’s army of course most of them eritreans and their military base is around asmara in the villeges of adi teklay and adi ghebru. Of cours they retreated from dogoli and they try to defend the italians again around the highland facing to the Easter low lands of eritrea like you mentioned like the villages of segeneiti adi nifas around asmara now. For debre bizen it is holly place for the Christian peoples of the villages in kebesa. Tsaazega, hazega, adi tekila,Zagr, dubaruba, korbarya, hadamu dekemhare segeneit,” weyo dia bezey tarikum tukoreu kokum ember ”
    The cost of the war in dogoli is paying the eritrean people in material and his blood. At that time of course there were not exist ethiop or eritrea only feudalist coming and distincted. Don’t be foolish like your fathers debre bizen was not giving to Addis-abeba or mekele. they are giving to the near by villages of eritrean Christian highlanders.
    But the italians are not settled in the up mountains facing to the red sea and the eastern low lands of Eritrea ,they conquer all eritrea and then comes the battle of adwa between italians and hatsey milelik around gurhu srnay adwa and in the agame province also.
    After the war italians and hatsey melelik singed an agreement that separated eritrea as italian coloni.then after this settled with out war around 45 years in eritrea and developed eritrea an industrial country with all its infrastructure. Hatsey milelik in ethiopia also making his self active in killing ethiopian ethnic guorp leader and elders, like Oromo .

POST A COMMENT