Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐርቦ፡ ግብጺ ወይስ ኢትዮጵያ?

ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐርቦ፡ ግብጺ ወይስ ኢትዮጵያ? ፈለግ ኣባይ (ናይል) ኣብ ዓለም እቲ ዝነውሐ ፈለግ ኢዩ። ንብዙሓት ሃገራት ድማ ይትንክፍ። ናይል ዝትንክፎም ሃገራት፡ ኢትዮጵያ፤ ደቡብ ሱዳን፤ሱዳን፤ ግብጺ፤ ኡጋንዳ፤ ከንያ፤ ታንዛኒያ፤ ብሩንዲ፤ ሩዋንዳ ኮይነን፡ ዲሞክራቲክ ረፓብሊክ ኮንጎን ኤርትራን

ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐርቦ፡ ግብጺ ወይስ ኢትዮጵያ?

ፈለግ ኣባይ (ናይል) ኣብ ዓለም እቲ ዝነውሐ ፈለግ ኢዩ። ንብዙሓት ሃገራት ድማ ይትንክፍ። ናይል ዝትንክፎም ሃገራት፡ ኢትዮጵያ፤ ደቡብ ሱዳን፤ሱዳን፤ ግብጺ፤ ኡጋንዳ፤ ከንያ፤ ታንዛኒያ፤ ብሩንዲ፤ ሩዋንዳ ኮይነን፡ ዲሞክራቲክ ረፓብሊክ ኮንጎን ኤርትራን ድማ ከም ተዓዘብቲ ይኾና። 85% ናይ’ዚ ፈለግ’ዚ ማይ ካብ ኢትዮጵያ ኢዩ ዝምንጩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ግን  ስጋብ ለይቲ ሎሚ ተዓዛቢ’ምበር ካብዚ ማይዚ ተጠቃሚ ኮይኑ ኣይፈልጥን። እዚ ግን ዘይግብኦ ኰይኑ ዘይኮነስ ዓቕሙ ዘይፈቕደሉ ስለዝነበረ ኢዩ።

ሕጂ ግን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዓቕሙ ኣብ ዝፈቐደሉ ግዜ ካብ ሃገሩ ዝብገስ ማይ ክጥቀመሉ ይጽዕር ኣሎ። እቲ ዝወጠኖ ፕሮጀክት ድማ ሓጽቢ (ግድብ) ሃኒጽካ ሓይሊ ኤለትሪክ ንምፈጣር ኢዩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እዚ ክገብር ከሎ  ግን፡ ነተን ብታሕቲ ተጠቀምቲ ሃገራት ብዘይጐድእ ኣገባብ ኢዩ። እዚ ከኣ ብኣዋጅ ኣፍሊጡ ኢዩ። ከም ናተይ ሪኢይቶ ብታሓታትነትን ግልጽነትን ዝመልኦ መንገዲ ኢዩ ዝሃንጾ ዘሎ። ካብ ግብጽን ሱዳንን ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራት ዝተመርጹ ሰብ-ሞያን ዝተደገፈ መጽናዕቲ ብምክያድ ብጥንቃቐ ኢዩ ዝሃንጾ ዘሎ።

ኮይኑ ግን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሓን ማዕከናት ከም ዘንበብናዮን ዝራኣናዮን፡ ካብ ገለ መራሕቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ውድባትን ግብጺ፡ በዚ ዝካየድ ዘሎ ህንጸት ሓጽቢ ሕጉሳት ከም ዘይኮኑ ተዓዚብና። ኣነ ብወገነይ ነቲ ኣብ ዕጽዊ ኣኼባ ዘለው መሲልዎም ኣብ ኣየር ዝተፈነወ ርኢይቶታት ብዓዋተ ዳት ኮም ተጻሒፉ(ምስጋና ንዓዋተ ቲም) ምስ ኣንበብኩ፡ ብዙሕ ተገሪመ። ልክዕ ከምቲ ግብጻውያን ንዘበናት፡ እንተስ ብዓቕሚ ምስኣን እንተስ ብምፍርራሕ ነቲ ናይ ሓባር ማያት ንመይኖም ክጥቀምሉ ዝጸንሑ፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ሃገሩ ዝብገስ ማይ ክጥቀመሉ መሰል የብሉን ማለትድዩ? ወይ ድማ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጸሙ ክሓድር ህዝቢ ግብጺ ንበይኑ ተደሪሩ ክሓድር ፍትሓዊ ድዩ? ኣነ ብዛዕባ ዓለም-ለኻዊ ናይ ማያት ሕጊ ኣፍልጦ የብለይን። ከም ዝመስለኒ ግን ልክዕ ከምቲ ኢትዮጵያ’ውን “ካባይ ዝፍጠር ማይ ኣነ ጥራይ ኢየ ዝጥቀመሉ” ክትብል ዘይግባኣ፡ ግብጻውያን እውን “ናባና ዝፈስስ ማይ ካልኦት ክጥቀምሉ የብሎምን” ክብሉ የብሎምን።ኣብ መንጎ እቲ ፈለግ ዝምልከተን ሃገራት ናይ ሓባር ኣጠቓቕማ ስምምዕ ኢዩ ክህሉ ዝግባእ። ካብዚ ሓሊፉ “ዝዓንተረ ይመንዝዕ፡ ዝደኸመ ድማ ጸሙ ይሕደር” ዝዓይነቱ ክኸውን የብሉን። ዘሎናዮ ግዜ ናይ ፍትሕን ምርድዳእን ዝዓብለሎ ስልጡን ግዜ ኢዩ። ናይ 30ታትን  60ታትን ውዑላት ኣተሓሳስባ ተመርኵስካ ዝፍታሕ ሽግር ኣይኮነን። እቲ ናይ ኣኼባ ሪኢቶኦም ኣብ ጽሑፍ ሰፊሩ ከተንብቦ ከሎኻ ኣዝዩ ዘሕፍር ኢዩ። ዘለዎም ትምክሕትን ንዕቀትን ካሊእ ኢዩ።”ኣይትረስዑ! ኢትዮጵያ’ኮ ሓንቲ ኣፈሪቃዊት ሃገር ኢያ” እናበልካ ምዝራብ ዘሕፍር ኢዩ። ሕራይ’ስኪ ንኢትዮጵያስ ንበል ብወተሃደራዊ ዓቕሚ የናእስዋ። እቲ ክውንንነት’ኳ ካሊእ ኢዩ። ኢትዮጵያ ናይ ሎሚ፡ ብዓቕማ ማለት ብዘይ ናይ ወጻኢ ሓገዝ 80 ቢልዮን ብር ዘውድእ ሓጽቢ እትሃንጽ ሃገር ብውታሃደራዊ ዓቕሚ’ውን ካብ ግብጺ ዝንእስ ዘይክኸውን ይኽእል። እዚ ግብጻውያን ዝተረድኦም ኣይመስለንን። እሞ ከም ኣተሓሳስባኦም ብዅናት ንኢትዮጵያ ወሪርካ ኣባይ ካብ ጐጃም ስጋብ ክልል ቢነ-ሻንጉል (ዶብ ደቡብ ሱዳን) ኢትዮጵያ ከይትጥቀመሉ ክሕልውዎ ድዮም? ወይ ድማ ሓጽቢ(ግድብ) ኣባይ ብሓንቲ ወይ ብዓሰርተ ቦምባታት ካብ ኣየር ደርቢኻ፡ ኢትዮጵያ ማይ ከይትጥቀመሉ ኪከላኸሉ ማለት ድዩ? እዚ “ብሓይሊ ንኢትዮጵያ ኣዳኺምካ ማያት ኣባይ ምጥቃም” ዝብል ኣተሓሳስባ ወይ ፖሊሲ ንግብጺ፡በጭራሽ ኣይጠቕማን። ኣየዋጽኣን ከኣ።ግብጻውያን እዚ ኣተሓሳስባ’ዚ ገዲፎም ህዝቢ ግብጺ ዘይጉዳኣሉ መንገዲ ከናዲዩ ኣለዎም። እዚ ከኣ ብሰላማውን ብምርድዳእን መንገዲ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ። ተዘይኮነ ብዓይኒ ኢትዮጵያ ሕቶ ማይ-ኣባይ ካብ ቁጠባዊ ሕቶ ሓሊፉ ፖለቲካዊ ሕቶ ኢዩ ክኽውን። ኢትዮጵያውያን “ማይና ክንጠቀመሉ መሰልና ኢዩ” ዝብል ሕልና ኢዩ ዝሓድሮም። ብዓለም ሕብርተስብ’ውን ተቐባልነት ኣለዎ።

ምስ’ዚ ኣተሓሒዘ ክገልጾ ዝደሊ፡ ኣብዚ ግዜ’ዚ ሕቶ ሓጽቢ-ኣባይን ፈኸራ ግብጻውያንን፡ ኣብ ኣዲሰ-ኣበባ ማዓልታዊ ዕላል ኢዩ ኮይኑ ዘሎ።ከምቲ ኣብ ጽሑፍ ዘንበብኩዎ፡ ግብጻውያን ንሓንቲ ኣፈሪቃዊት ሃገር(ኢትዮጵያ) ዝንዕቁዋ፡ ኢትዮጵያውያን ንኣዕራብ ከም ዝንዕቁ ኣይርድኦምን። ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሓደ ቦታ ምስ ገለ ሰባት ናይ ኣባይ ፖለቲካ ምስ ተላዕለ፡ ሓደ ዕብይ ዝበሉ ሰብኣይ ከምዚ በሉ፤” እኛኮ ግብጻውያንን ከዚህ በፊት በጦርነት ኣሸንፈናቿል።” በሉ።”ኣበይን መኣስን” ኢልና ምስ ሓተትናዮም፡ ዓመተ-ምህረት ጠቒሶም፡ “ኣብ ጉንደትን ጉራዕን” በሉና።ልክዕ ኢዩ፡ ኣብ ታሪኽ ከም ዝተምሃርናዮ ብግዜ ሃጸይ የውሃንስ፡ ኣብዚ ቦታታት’ዚ ግብጽውያን ብኢትዮጵያውያን ኤርትራውያን ተሳዒሮም ኢዮም።በዚ ኮይኑ በቲ ግን ኵናት ፋይዳ የብሉን። ንኽልቲኡ ወገናት ዝሓይሽ ብስምምዕን ሰላማዊ መንገድን ኢዩ።እቲ ቀንዲ መሰረታዊ ነገር ግን፡ ህዝቢ ግብጺ እቶም ካልኦት ኣባይ ዝምልከቶም ሃገራት ናይ ምጥቃም መሰል ከም ዘለዎም ክኣምኑ ኣለዎም።

ክቡራት ኣንበብቲ፡ ናብቲ ቀንዲ ሕቶይ ክኣቱ! ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐርቦ(ዝጠቕሞ) መን’ዩ? ኢትዮጵያ ወስ ግብጺ? ነዚ ሕቶ’ዚ ከልዕል ዘገደደኒ፡ ስርዓት ህግደፍን ደገፍቱን ኣብ ሕቶ ማያት-ናይል(ኣባይ) ዘለዎም ዝምቡዕ ኣርኣእያ ስለ ዝተዓዘብኩ ኢዩ።ዝሓለፈ ወርሒ ወጻኢ ጉዳይ ስርዓት ህግደፍ ዖስማን ሳሊሕን ኣማኻሪ ዲክታተር ኢሳያስ የማነ ህበይን ናብ ካይሮ ከይዶም፡”ናይ ግብጺ ታሪኻዊ ምብሓት ኣባይ” ፈሊጦምላ ተመሊሶም።ወዮድኣ ስርዓት ህግደፍ ፍትሓዊ ኣረኣእያ ሕርሞም ኮይኑ’ምበር፡ናይ ህዝቢ ኢትዮጵያ ምጥቃም መሰልከ ኣይጠቕሱን’ዶ? ከምኡ’ውን ገለ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ንኢትዮጵያ ከም ጸላኢቶም ብምርኣይ ብናይ ኣባይ ሕቶ ዝምልከት ናብ ግብጺ ከዘምበሉ ስለ ዝረኣኹዎም ኢዩ። እሞ ምን’ዩ ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐርቦ? ኢትዮጵያ ወይስ ግብጺ? ኣጸቢቕና ክንርድኦ ዘሎና፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከም ህዝቢ መጠን ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኰይኑ ኣይፈልጥን።ብርግጽ ስርዓታት ሃይለስላሴን ደርግን ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮኑስ ብሓፈሻኡ ጸላእቲን ጨቆንትን ህዝቢ ኢትዮጵያውን ኢዮም ነይሮም። እዚ ሕጂ ዘሎ መንግሰቲ ኢዮጵያ ግን ከም መንግሰቲ መጠን ፈታዊ እምበር ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን።ቅድም-ቅድም እዚ ሕጂ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግሰቲ ገና ኣብ ቃልሲ እንከሎ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ዝኣመነ ስርዓት ኢዩ። ድሒሩ ድማ ናይ መጀመርያ ንኤርትራ ከም ሃገር ዝፈለጠላ መንግሰቲ ኢዩ።እቲ ስርዓት ህግደፍ ዝጻሕተሮ ኵናትን ዘኸተሎ ሳዕቤናትን ሓዲግና፡ ሕጂ’ውን ንህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያትና ተቐቢሉ ዘዕቁብን ብዝከኣሎ ዓቕሚ ዘምህርን ዘሎ መንግስቲ ኢዩ። ሓቂ ሓቂ ኢዩ። ንሓቂ ዓምጺጽካ ዓማጺጽካ ዝሕለፍ ኣይ ኮነን።

ግብጺ’ኸ? ቅድም-ቅድም፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጀዎግራፊ ይኹን ብባህሊ ምስ ግብጺ ኣይራኸብን። ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ንመሰሉ ክቃለስ እንከሎ፡ ካብ ሃገራት ኣዕራብ፡ አብ ጐድኑ ጠጠው ዝበላ፤ ብቕዳመነት ህዝቢ ሱዳን ኢዩ። ቀጺለን ሱርያን ዒራቕን ኢየን። “ዝገበረልካስ ውይ ግበረሉ ውይ ድማ ንገረሉ” ከም ዝበሃል ነዞም ህዝባታን መንግስታትን’ዚ ኦም ምስጋና ይብጻሓዮም።እንተ ካብ ግብጺ ዝኾነ ሓገዝ ሰሚዕናን ሪኢናን ኣይን ፈልጥን።በንጻሩ ኳድኣ፡ ሰውራ ኤርትራ ሓደ ዲክታተራዊ ስርዓት ሒዙ ኣስመራ ምስ ኣተወ፡ መንግስቲ ግብጺ ምስ’ዚ ስርዓት’ዚ ብምትሕባር፡ ስደተኛ ህዝብና ካብ ካይሮ እናመለሰ ናብ ስርዓት ህግደፍ ከረክቦም ጀመረ።ኢትዮጵያ “እዞም ስደተኛታት እዚኣቶም ናብ ቤት ማእርትን ግፍዕን ካብ ምምላስ ናብ ሃገረይ ይመለሱ” ብምባል ስጋብ ሕጂ ካብ ግብጺ ዝመለሱ ኤርትራውያን ትቕበሎም ኣላ።ኢትዮጵያ ኣብዚ ጉዳይ’ዚ ክትምሰገን ኢዩ ዝግበኣ።ከምኡ’ውን ውጹዕ ህዝብና ንእስራኤል ክሳገር ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤልን ብወታሃደራት ግብጺ ብጥይት ዝወደቑ ኤርትራውያን ውሑዳት ኣይኰኑን።ካብዚ ዝገደደ መንእሰያትና ኣብ ሲናይ ምድረበዳ ብበደዊን ግብጻውያን ብሂወቶም ከም ጠለበጊዕ እና ተሓረዱ ናይ ውሽጢ ኣካለቶም ዝተሸጠ ውሑዳት ኣይኰኑን። እዚ ኹሉ ክፍጸም መንግስቲ ግብጺ ስጋብ ሕጂ ዝወሰዶ ስጉምቲ የለን። ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ በሉስ’ከ ሰማ ዝሃገርኩም! ብዓይኒ ኤርትራዊ እዚ መንግሰቲ’ዚ ይድገፍ?

እሞ ሕጂ’ውን ብዓይኒ ኤርትራዊ ኣብ ናይ ኣባይ ሕቶ ዘሎና ኣረኣእያ(መርገጺ) ከመይ ክኸውን ኣለዎ? ኣነ ከም ዝመስለኒ፡ ቅድም-ቅድም ብሕልና ፍትሓዊ ኣረኣእያ ክህልወና ኣለዎ። ስርዓት ህግደፍ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስለ ዝተጻልኤ ዕሙት(ድፉን) ኣረኣእያ ክህልወና የብሉን። ካልኣይ ብዓይኒ ጥቕሚ ኣብ ምግዳብ(ምህናጽ) ኣባይ ህዝቢ ኤርትራ ጥቕሚ ክህልዎ ኢዩ። ክህልዎ ኢዩ ዘበለኒ፡ ስርዓት ህግደፍ ምስ ወደቐ ልክዕ ከም ሱዳን፤ ጂቡቲ፤ ከነንያ ወ.ዘ.ተ. ንኤርትራ ካብ ሓጽቢ-ኣባይ ሓይሊ ኤለትሪክ ምጥቃም ዝቐለለ ኢዩ ዝኸውን። ዕድመ ንስርዓት ህግደፍ ከምዚ ሐጂ ህዝብና ኣብ ጸልማት ዝነብር ዘሎ ኣይኪኸውን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ እዋን’ዚ ብሓንቲ እግሩ ጠጠው ኢሉ ኢዩ ንመሰሉ ዝቃለስ ዘሎ። እቲ ጸበባ ከሉ ክወግሕ ኢዩ።ካሊእ ብቐጥታ ካብ ኣባይ ሓጽቢ ዝፈሪ ኤለክትሪክ መርካብ ጥራይ ዘይኰነ፡ ካብ ምዕብልትን ርብሕትን ጐረበትና ኢትዮጵ ከም ጐረበት መጠን ጥቕሚ ክህልወና ኢዩ። ብንግድ፡ተክኖለጂ፡ ሰነፍልጠት ወ.ዘ.ተ በምልውዋጥ ሓቢረና ክንስጉም ንኽእል። ዝተረጋገኤትን ዝማዕበለትን ጐረበት ምህላው ኣዝዩ ሓጋዚ ኢዩ።

 

ኣድሓኖም ፍትዊ

22-06-2013

aseye.asena@gmail.com

Review overview
114 COMMENTS
  • Danny June 22, 2013

    Good job that is the true…

  • Eritrea Super Power June 22, 2013

    I believe weyane(Ethiopian goverment is using double standard, if they believe eritrean referrundum based on colonial agreements why not the nile treaty ? of course weyane is trying to annex eritrea again and was bullcrapping when it said believes in eritreans decision.
    I think we should help egypt ,so that egypt can help us regain our land.egypt helped eritrean struggle and people for over 40 years,ethiopia massacred eritrean people. it is colonial agreements that oau agreed on for land and water treaties ,ethiopia is trying to hurt eritrea and its allies like egypt. if we let ethiopia have the nile dam ,we might as well accept it as superpower of the area ,this is the time to sabotage ethiopia and stand with iour allies like egypt.we can not be eritreans when it suits us and then allegiance with habesha tigray when religion is involved ,if we support ethiopia and do not sabotage ,we might as well be ethiopians.

    • MightyEmbasoyra June 22, 2013

      Egypt can help you regain your land from Eritrea. You are indeed hopeless. You should be ashamed to even mention that.
      What happened to self reliance? Wow, that means you believe Woyane is more powerful than Eritrea, while you are degrading them on the other side.
      We don’t need Egypt’s help to solve our problem. Look what they are doing to our people in Sinai.

      • Eritrea Super Power June 23, 2013

        mighty ,
        I agree what is happenning in sinai is a bad business ,unfortunately eritrean goverment hand might as well be there .America uses it´s military as experiment by exposing them to unnecessary vaccines & biological weapons that america itself uses as a experiment. is it worse Eritrea profitting from citzens abandonning the country ? in my opinion they are both evil that goverments do ,wether first world or poor african countries.- ethiopia is massacring it´s own cditzens in order to change ethiopia in to wal mart. peasants & farmers refusing to evacuate their land are being victims of rain of bullets.
        why is eritrea being singled out ,when by comparison eritrea might have better humanity than usa & ethiopia.
        stop brain washing yourselves.don´t be weyanes instruments .stop demonizing our goverment when chinese and other developed countries are using prisoners organs for experiment .goverments dop cruel things for the better of tommorow. eritrean goverment seems more humane by comparison. weyane get out of our land .
        and to answer your question, ethiopia has russiasn pilots and western country cviommandos that they used in badme .eritrea is fighting practicaly half of the world army ,that is why i cal my beloved country super power.
        using egypt to retake badme is a sound strategy ,not weakness.

    • Nega Belay June 23, 2013

      What a crap idea !!!

      Egypt was helping the struggle of Eritrea to destabilize Ethiopia , so that they don’t have time to think to construct a dam . But now Eritrea is gone from Ethiopia . And with their visionary leader Ethiopia is trying to fight poverty and it will be eradicated pretty soon from Ethiopia .

      And you are talking about going back to war with Ethiopia , don’t you feel something when your neighbor is progressing at a double digit economic growth and Eritreans are still at the trenches .

      This all is the responsibility of the mad dog incompetent leadership .

      • Eritrea Super Power June 23, 2013

        nega ,

        double digit by begging is worthless ,we eritreans work, we do not beg like ethiopians.our goverment does not report our growth not to arouse envy by the world eritrea´s growth could be 20.3 percent almost triple digit growth.

        • MightyEmbasoyra June 23, 2013

          Eritrea Super Power,
          First, I would like to say that I used to think like you, until 2003 or 04. This is way before I knew the tricks of Isayas.
          Please, take a look what’s going on in our country.
          After Isayas dismantled the only recognized university, the so called XIT are led
          by those idiot colonels (the generals have better things to do – collecting all those ransom money from the citizens).
          Never ending so called national service – for you to take vacation every time you can while our youth turned into endless slavery.
          No rich person can work in his/her own beloved country – except those generals/colonels.
          Forget about the ordinary eritreans having a basic items such as electricity, food, etc while Isayas & his puppets is drinking a bottle or two of Blue label
          whisky.
          Technology – don’t even think about it. It is very sad to see when the fastest fiber optic lines pass through our see and Eritrea’s internet service is the slowest in the globe.
          Medicine – I don’t wish you to go to Eritrea and get sick
          Agriculture – As you can see people are in line to get a piece of bread
          Mining – what happened to the gold from the famous Bisha? Don’t even think about it.
          Banking – what banking?
          etc
          Now, you are telling me that we are doing fine?
          Think again.

          • Eritrea Super Power June 23, 2013

            mighty ,
            if my idiocy is irreversible why are you trying to put ¨logic¨ to convince me.I knew Isaias´s tricks maybe 3 decades ago. I saw the big picture ,I still do .It goes with peoples consciousness and able to challenge the goverment .We supported eritrean 1998 war ,not because all people believed that weyane invaded but ,people knew weyane ,sooner or later was going to do it´s evil deeds ,some compared it to 43 George Bushes pre-emptive war of Iraq ,I believed indirectly Weyane invaded us .China was the least developed and like eritrea demonized for it´s human rights violation.But after long suffering China is a rich country now ,after ¨enslaving¨it´s people for future benefit.
            Less than a week ago Japan´s soccer team was leading 2 – 0 to Italy ,but at the end Italia won 4-3.The same with Eritrea ,Ethiopia´s bubble econimy will burst soon ,as it is based on multi international corporations. Eritrea´s economy is fool proof ,because investors get high percentage are willing to stay even if Armageddon happens in eritrea. ethiopia may have to use the big dam to wash clothes by hand.
            We suffer today mso that we gain tommorow.
            hard to swallow ,yet reality.

          • MightyEmbasoyra June 23, 2013

            Eritrea Super Power,
            The truth – you must be kidding.
            Investors, in Eritrea? How are you expecting any sane person to invest in Eritrea? No law, now energy, no infrastructure, etc.
            I am assuming you live in the west and please open your eyes. We are as human as any human on the planet and if we get a chance we can learn. You have a chance now to learn and use your brain.
            Forget compare yourself to Ethiopia (even though they are ahead of us by at least 20 yrs or so).
            Don’t you wish to have the same freedom as you have in the west for the good people of Eritrea? If you do, how are you telling me Isayas is doing his best. As you can see, I keep saying Isayas because he is the one and the only one running the country – to ground. I think you do but I am not sure why you can defend this criminal person. Mind you, Isayas is not Eritrea. Don’t confuse that. If you can’t see this, my original statement about you is valid.

    • Tamrat Tamrat June 23, 2013

      Egyt can help you if you baptize Your creazy leader to elf principle. Put an arabic speaker as president, make Eritreas official religion islam, make the official Language of Eritrea arabic, register Eritrea as full member of arab League With all the Leagues rights and duties (wipe isreal from the middel east critrea number 1). Then make sure red sea is controlled by arab and as commrade in arabism make sure nile serve only the Arabs including North sudan.

      Isayas has tried some of them but the whisky and the different religions made him conffused. He even put the very bishop he bowed for kissing the cross from his hand. Eritreans are in general are good People loved by God other wise how could they survive With this crezay leader who put them in such horrible politics in or out.

      • Eritrea Super Power June 23, 2013

        one man´s terrorist is another man´s freedom fighter. President Isu is doing his best ,trying duifferent solutions so that eritrea does not become tigraynized or arabyzed ,that is why he looks crazy ,but is a very wise leader .he is just soffisticated and misunderstood.far sighted ,a prophet .very good for eritrean integrity.

    • belay nega June 23, 2013

      Eritrea Super Power

      Unfortunately both Ethiopia and Egypt do not like us for different reasons.

      • Eritrea Super Power June 24, 2013

        brother belay

        i salute you for your national stand ,should we care who likes us ,but if it is better to side with the invader (ethiopia) or the investor (egypt). we do not need them to like us, the guy we wash dishes for or the customer in our cab may not like us ,but is paying us, his action matters .weyane preaches peace and to abide by the agreement of the border ,well it has been a decade, egypt helped our struggle ,we do not care if they thought we were going to turn akwan muslimin ,we knew each others agenda ,we won.
        please consider my argument ,you love the nation more than you hate the regime .eritrea needs your help.
        thanks for input

        • belay nega June 25, 2013

          ESP

          If you remember, Egypt was one of the three nations who condemned the PROVISIONAL ERITREAN GOV. in 1991.
          As for Ethiopians I believe they are doing their job,there is no reason to blame them.All what we supposed to do is challenging them based on reality.

  • tef June 22, 2013

    Who is our enemy Egypt or woyane? Who is uccupied our teritory woyane or Egypt? Who forcefully deported Eritreans Egypt or woyane? Who is dreaming to destroy our mining Egypt or woyane? Pls answer the question.

    • MightyEmbasoyra June 22, 2013

      Very simple – the answer to all is Isayas. If you still have a question, please ask.

      • belay nega June 23, 2013

        Dear Mighty

        You are wrong

        • Eritrea Super Power June 24, 2013

          belay
          mighty is not a bad person ,but may see things from one angle due to emotions otherwise his comments seem from the heart.
          he is throwing eritrea with Isaias.
          brother Belay ,correct me if I am wrong, Syrians are flocking from european universities to fight assad believing the alqeida rebels are better, no matter they are willing to exchange comfort ,family and education for their believes, our cyber heros just want to motivate a fool to go fight weyane`s war ,cia`s war.they just want to see isaias dead or in jail ,even if the consequence is to be chaos.

          • MightyEmbasoyra June 24, 2013

            ESP,
            I guess you have mistaken me or I didn’t do a good job expressing myself.
            I like to see this from math point of view.
            As I see it, Eritrea is ran by one and only one person – Isayas. For any distraction, I blame him. He has done a terrible job – he is taking the country to ground. He has zero qualification governing the country. When I list Isyays’s weakness, I am not mixing with Eritrea. On the contrary, I believe you are mixing it. Eritrea is not Isayas. He is one person but unfortunately he has the supreme power – I wish has used his power for good rather than evil. We would have been in a better place.
            If this guy was running a company, he would have been fired long time ago.

          • belay nega June 25, 2013

            ESP

            Mighty Embasoira is very respectful and a genuine Eritrean,and I respect his understanding about Eritrea even if I do not agree with him.
            Otherwise most of the so called oppositions are “WIN TO LOOSE” oriented,they would rather see KERNELIOS the non Eritrean to lead the country, than the president who is the mastermind in changing the map of EAST AFRICA.

    • Tamrat Tamrat June 23, 2013

      Why is eritrean treated like ethiopia Citizen in ethiopia?

      Why are eritreans invest in ethiopia?

      Why are eritreans marry ethiopians instead of egyptian`?

      Why are erireans treasted like not ‘arab’ in egypt`?

      Why ethiopians still wants to unite With ethiopia or at least a free movement of People across the Virtual boundary?

      Why elf is an instrument to destracation fo Eritrea and ethioipa while ethiopians do the opposite?

      Conclusion:

      Ethiopia is more safe now from elf than what is awaiting the eritreans. In 1991 if i say the above one in ethiopia i was history. Now i get a price if i want to. Elf is made to serve Egypt. Period. Arabaization of Eritrea brings only himulation to the majority of eritreans. Now Eritrea is an independent country and i have no saying wheather Eritrea joines arab League or not. But if elf takes over we then we have learnt more. We put the end to elf by working peacefull With Egypt. We can not guaratnee Egypt its fight for controlling red sea by arab but we make sure the water would Reach Egypt as before.

      • samuel June 23, 2013

        ” TamratTamrat • 13 hours ago (Ethoopian Reporter)

        The non tigrre ethiopians are represented by dodering old man (Girma Woldegiorgis) or by corruptors Money can buy so called politicians. tplf you know what we are made of. Befroe you run to eplf let us be represneted by Our best People like tplf does With Peace full poplitical system. At the end of the day even tigray needs us.”

        ሓውና ተኣምራት ተኣምራት፡ እዚ ማይ ዘይዓቁር ሃተፍተፍካ ብዛዕባ ELF፡ ካበይ ኢኻ ረኺብካዮ በጃኻ? ኣብ ልዕሊኡ፡ “Ethiopia is more safe” እናበልካ፡ ብዛዕባ ሕወሓት ይኹን “ተጋሩ” ዓንገረር እብልስ ስለ ምንታይ ኢኻ? ስለ ምንታይ ኢኻ፡ ብሓደ ሸነኽ ሓላዪ ክትመስል ትፍትን፡ ኣብ ዓዋተ ትጽሕፍ (ዝምልሰልካ የልቦን ብዘይካ ኮኾብ ሰላምን ሳልሕ ጆሃርን)፡ ኣብ ሪፖርተር ትጽሕፍ ከም ዓሌታዊ ትጽረፍ፡ ሕጂ ኸኣ ኣብ አሰና መጺእካ፡ ዓጀውጀው ትብል ኣሎኻ። ብትግርኛ፡ ንከምዚ ከማኻ እንታይ ከም ዝብሉዎ ትፈልጥ’ዶ? ብሓጺሩ ለቕላቒ!
        ሰላም

        • amha June 23, 2013

          your answer simply showed us ethiopians in addis ababa, that how narrow you are. as an ethiopian, tam tam can write what ever he wants, this is what is emerged in ethiopia, although i have aslo my own preservation about his poletical idoms, some of it shoed that he simply is sympetizer of the derg, but it is his democratical right. this is what you eritreans dont have att all. in ethiopia you can read any newspaper or books or can even lesson a radio that critisized the goverment hurshly. by the way i am not saying that ethiopia has also arrived on the peak in terms of democracy. bu we are progressing, ther is no ethiopian who thinks like you, that insulted some body becouse of his opinion. by the way tam tam. wusha min agebash ke erisha????

          • Tamrat Tamrat June 23, 2013

            Dear amha, opposing elf or eplf doenst meant accepting tplf. this you have to know that. Opposing both also doesnt mean derg suppoter. But if i have to choose i chose derg over elf. Elf is not only the worst enemy of ethiopia but eritreans too.

            Other wise i apprieciate for explaining this dum pfdj foot solderi how freedom of expressoin mean.

        • Tamrat Tamrat June 23, 2013

          I appreciate that you read ethiopians News and debate too. But copying my comment and pasting i guartee you that you have no right to do so. Beside i am not like using differnt name for differnt debate. And i have no idea what the heck you have witen in tigrinya.

          YOu lousy retarded.

      • Eritrea Super Power June 23, 2013

        eritreans and egyptians ,we have one history, not because of arab or no arab ,but because of struggle comradory.

    • Eritrea Super Power June 23, 2013

      tef ,
      if you are sking me ,you are preaching to the choir ,if you are asking to the weyanes gloves /opposition..they ghave to ask weyane first before giving you an answer. every mornning from usa,germen ,australuia they phonev mekke4le and ask what they should have for breakfast, of course mekelle´s response usually is have weyane socks & cia´s underwear.

  • sidiabdu@gmail.com June 22, 2013

    Eritrea Super Power. I like the name. My friend your hatred of Woyane is clouding the issue. If you are hoping that Egypt will help us get our occupied land,you might as well say good bye to these territories. Egypt at the moment can not even help themselves. We are thankful for for Egypt’s support during the struggle of Eritrea’s independence, However let us not forget it was half hearted support and based on the saying “the enemy of my enemy is my friend” and some misconstrued religious aspect. Egypt will support you until they get what they want and then they will throw us like a hot potato when they get what they want from Ethiopia. The will not help you get what is your unjustifiably taken land, which I am calling them occupied territories for a reason if you get the drift. You don’t have to go far than to read/hear of the report of what their leaders were talking with ? inadvertently open microphone a couple weeks ago of their plan against Ethiopia should Ethiopia doesn’t back down or abort the building the dam. Whether we like it or not, Ethiopia is stronger than us and they are doing what is best for their interest. I am not saying the Wayenes are good for Ethiopia, I realize that they are tin pot dictators, but they are doing better than us by all measures. We have lost a generation because of the current policies in our country. I am not sure if Ethiopia is trying to annex Eritrea, what I know is we are not doing very well competitively and I am jealous of that. What I am afraid is…, yes you guessed it, I hope.

    • kahsay June 23, 2013

      Dear Mr.Adhanom,

      i am writing this from addis ababa,saris Addis sefer, where hundreds of Eritrean young(MOST OF THEM ARE AT THEIR LATE AND EARLY 20S) asylum seekers are residing.Most of them even cant communicate with the society, shop, ask what they want bc of language barrier. Who is helping them to come and live here, who is helping them while they stay here in all aspects ?, i will not tell you who is doing what for the asylum seeker young Eritreans.They themselves will witness once the dark (higdef and its supporters and “demegna tselaeti tegaru”are replaced by democratic Eritrea.

      You said good.But one more thing you overlooked is,the TPLF/EPRDF led government doesn’t only show its support only the moment when Eritrea got its independence or while Eritreans

      got troubled by the regime in Asmara by providing all what is necessary at this time.But pls don’t forget what TPLF did during The “KEY KOKEB ZEMECHA”, the unforgettable moment where even the than date cornered EPLF was declared to thye world through its radio as The TPLF fighters are on the way to stand besides sewra Eritrea, and in fact the latter did ,show their friendship paying their dearest life.

      HIGDEF(ETI TELAMN HILF KEDAMI AERABIN) is leading to where we all now.We,tigress support Eritreans not only to show our friendship support but also it is our value to stand along with those who stand for their rights, be it Eritrean or northern Somalia ,be it south Sudan or other freedom seekers.

      All will taken while higdef passed away.As long as both peoples are there,as long as TPLF(The existence of TPLF unlike that of Higdef doesn’t depend by individuals)is there,as long as those democratic Eritreans are there,it is certain , in fact CERTAIN to see the new era to both peoples and countries.

      TEGADALAY ALAMIN/KALAMIN(of TPLF),in the early 70 were argued with the than date TPLF leaders (sibhat,Abay,Meles,aregawi,Gidey….)as EPLF Can’t liberate Eritrean people but its land.And he was also predicting as EPLF will point its gun to TPLF.

      The martayer TEGADALY AMORA, courageously and firmly asserted(IN 1990) as ONCE ERITRE GOT its independence,EPLF can’t lead the country democratically.Fore further pls read tsineat kusri kilte book by hailay hadgu and watch the documentary film prepared by derg in 1980 (interview the captured galant Tplf fighters in n1990)

      And now we(democratic Ethiopians and Eritreans) are saying essayas has passed away
      we will celebrate a new era.All what is done say and write by HIGDEF and its followers will be remembered like what was done,said, by Derg and its followers.You HIGDEFITES AND ITS FOLLOWERS TIGHTEN THE GRIP UNDER THE PRETEXT OF TERRITORY ,..HAGER..AND LET WE ,THE DEMOCRATIC PEOPLE , buried against the failed higdef

      KIBRINA HAKIN TIEGSTIN EYU,

      Truth prevails !!

      • Tamrat Tamrat June 23, 2013

        Khasay, dont Call eritreans who reside in ethiopia refugees. They can say themselves. T

    • TwoWayStreet June 23, 2013

      sidiabdu
      Well put.
      Regarding your fear… The moment the current Eritrean government is powerless, there is no entity to take power. The opposition group is very unorganized, may be on purpose, So the power vacuum will be filled by Ethiopia in the name of protecting regional peace and stability or by a puppet Eritrean opposition group, with the blessing of regional of international organizations or forces.

      • Eritrea Super Power June 23, 2013

        two way street

        ,that is the hidden agenda of the opposition and cia and weyane.

    • Eritrea Super Power June 23, 2013

      sidiabdu
      eritrea is fighting against russian pilots and western countries commandos that weyane used to push eeritrean force , you can bite an iron by borrowing a monster´s flamed mouth.i hate weyane because they invaded my beloved country are forcing my tigrigna people to be tigrawot.they are teachingeritrean students in universities to love ethiopia ,that is not acceptable .weyane leave my land or face the consequence .eritrean goverment will hit at the proper time. last warnning in my opinion.

    • Eritrea Super Power June 23, 2013

      sidiabdu

      that is why we need to help egypt gain it´s status as agreed by the colonial terms ,if ethiopia constructs the ,we will end up being the dumb.we will be poor and ethiopia will be rich ,when your enemy gains you lose.
      do we want history to repeat itself and be told well ,you eritreans are unstable ,for regional stabitlity just stay being the bitches of ethiopia. those who are going to universities helped by weyane will resent eritrea ,our goverment may have to organize a wudub ¨Occupy Rennaissance dam destruction eritrean delta ¨for short (O.R.D.E.R.) ,it is last chance for Eritrea to hot weyane on the bull´s eye.for eritrea.

      • Zaul June 23, 2013

        Ahlan Wasahlan
        Eritrea Super Power

        We’re a small nation. The only thing the world ever wanted from us, is our strategic location. There’s no such thing as a free lunch. Egypt has it’s own self-imposed problems. Anybody that does something for you will want something in exchange, we will gain Badme and lose Dahlak? I doubt you’re Eritrean, probably Egyptian. Ma’a Salam

        • Eritrea Super Power June 23, 2013

          Zaul

          Egyptian who types tigrinya or am I weyane undercover ,make up your mind ,as you can not challenge me on the issue

    • tef June 24, 2013

      Sidiabdu
      We Eritreans do not need help from Egypt or Woyane. I ASKED YOU WHO iS OUR ENEMY? MY ANSWER IS NOT EGYPT. I DON’T KNOW UR ANSWER. YOUR ANSWER WILL TELL ME IF YOU ARE ERITRAN OR TIGRIAN.

  • libona June 23, 2013

    A well balanced and mature article. Thanks also to Sidabdu@gmail.com very reasonable and sober view.

    Eritrea supper power…lets first aim at food ,qlty education, health care system, job , facilities, rule of law, freedom of travel, speech, get information and more…than becoming superpower. Targeting at unachievable goal or hope is normally associated with abnormality. So beware buddy!! all the best!!

  • Dr. Nizghie June 23, 2013

    I would like to thank Mr. Adhanom for shedding light into this complex issue. It is obvious that some fellow Eritreans are using emotions than their brain to analyze facts and I think this is the root of all the problems in Eritrea currently. Remember, no government exists for ever, even the powerful roman empire collapsed. Don’t get carried away by a government on the verge of collapse. HEGDEF’s gov is built up on a sand that is just waiting to be washed away by powerful flood of “Simmerr!!!! youth around the world.

    • Zaul June 23, 2013

      Smerrr youth… or Smerrr used as tools…

  • awet June 23, 2013

    Liar what is the proof that u wrote it does not problem to Egypt how come ???????????.. u side of Ethiopian. Ab zeyhimamkin resni ziblwo kemzi natkayu ..Aresti keyr

  • Truly, truly i say to you June 23, 2013

    እቲ ስርዓት ህግደፍ ዝጻሕተሮ ኵናትን ዘኸተሎ ሳዕቤናትን ሓዲግና፡ ሕጂ’ውን ንህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያትና ተቐቢሉ ዘዕቁብን ብዝከኣሎ ዓቕሚ ዘምህርን ዘሎ መንግስቲ ኢዩ። ሓቂ ሓቂ ኢዩ። ንሓቂ ዓምጺጽካ ዓማጺጽካ ዝሕለፍ ኣይ ኮነን።
    In deed Isayas because he is not one of from us like we Eritreans and has a secret agenda to destroy and exterminate our people and nation, we know at the third round fight by rejecting the G- 15 peaceful strategical plan and by rejecting the American peace plan as he orderd the fight to continue. But i don´t think from the beginning he alone was ignited the war, but his country men Ethiopians in their side also was ignited the war. So Ato Adhanom if you real Eritrean i bet you to be kept from blaming Eritrea as ignited the war. Because unless you have another motive i don´t think for a person like you will be difficult to analyze its political consequence how it would badly could affect the Eritrean interest in the future. I really sometimes doubt about some people´s motive, as if like opposing Isayas when i see the Eritrean interest consciously they threating and put in danger.
    And my second disagreement with Ato Adhanom saying is this: It is true Ethiopia this time is helping Eritreans refugees. But can any serious one says Ethiopian support is, like Ato Adhanom stating from good will comes? Never! If Ethiopia has good will first they must to out of our sovereign territory. Second, They suppose to help oppositions if they considering Isayas is our common enemy, but what they doing is in the opposite, they creating and encouraging those like division among oppositions, specially they encouraging those few Afars and Kunamas extremists at most in the name of self determination to use them. So Ato Adhanom unless you have another motive i like to ask you one question to give me answer. If someone by force after takes your wife, but if he shows kindness to your children and help them, do you see it his action is a kindness or his support comes from good will or humanity? If you said no! What different are making Woyanes? Do you think we are that much stupid?

  • Truly, truly i say to you June 23, 2013

    Zaul, thanks for sharing this video:
    http://www.youtube.com/watch?v=3xxZiCVB5vI
    Actually my intention was just a little to listen the talk for 5 to 10 minutes about what the talk is going about to know only, but from minute to minute because i found the Profeser Gebremeskel Gebremariam`s teachings very interesting, like a good book was i nonstoply finished hearing.
    But i am very disappointed, because at the end one Guy to that asked very important question, without we listen what the professor gave an answer because the discussion seems closed was. But in case by next video if there is its continuation to know, i searched all videos but because i couldn´t found, if in case you Zaul know, Could you inform me where about to find please? Realy professor Gebremaeskel in my view, he is very qualified person to lead our nation for future.

    • Zaul June 23, 2013

      Merhaba Truly brukh haw,

      I didn’t find it either, sorry.

      The good Dr Gebre Gebremariam has a patriotic heart and a sober mind.
      Politicians are of a different breed, we need him to draw the guidelines and the politicians can convince the public.

      You can listen for 5-10 min 😉 at (00:35) very interesting take on the geopolitics of the horn.

      http://www.youtube.com/watch?v=P1oUkocxBYw

  • Kalighe June 23, 2013

    We have problems with both countries. During the armed struggle, Egypt has never been interested in helping Eritrea, because they didn’t want to harm Ethiopian interests. In recent years, we have seen enough of Egyptian police brutality, and disinterest on the part of politicians about the killings of our young people in Sinai.
    Although many of our problems are created by the regime of Mr. Iseyas, Ethiopia could have agreed to demarcate the border between the two countries for the sake of good relations between the two brotherly peoples, but till now it has refused to do so, and part of our suffering is because of that. So, why are we losing our time and energy discussing who is wrong or right in Nile politics ?.
    I hope the two countries will solve their problems peacefully, and stop dragging other countries in the region into their conflict. Peace is everybody’s concern, but countries like Eritrea, cannot/should not do more than urging both sides to respect international law in this regard, and work for mutually acceptable solutions. Eritrea’s interest is in complete neutrality and input whatever it can for regional peace and common good for humanity.

    • Eritrea Super Power June 23, 2013

      kalighe
      very articulate person like you who never forgets weyane occupied territories ,to tell eritrea to sit on the side seems an adviasesd given by clergy. what happened to my enenys enemy is my froiend .even american goverment slept with mujihadeen to achieve greater objective, i wish you coulñd revise your thinking ,in a way that gives eritrea upper hand .we could use sudan ,somalia and egypt to regime change in ethiopia and then if we do not want our goverment we can change it .

POST A COMMENT