Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት – ኣትላንታ

ናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass Roots Movement) ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ኣሓትና፥ የሕዋትናን ደቅናን ዘጋጠመ ናይ ባሕሪ ህልቂትን፡ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና ዝተፈጸመ ብ ISIS ናይ ዝፍለጥ

ናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት

ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass Roots Movement) ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ኣሓትና፥ የሕዋትናን ደቅናን ዘጋጠመ ናይ ባሕሪ ህልቂትን፡ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና ዝተፈጸመ ብ ISIS ናይ ዝፍለጥ ጉጅለ ኣሰቃቒ ግብረሽበራዊ መጥቃዕትን ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን እናገለጸ፡ ንመወትቲ መንግስተ ሰማይ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንስድራቤቶምን ፈተውቶምን ድማ ብፍላይ ጽንዓት ይሃብኩም ይብል።

ንግዳያት ናይ’ዚ ተደራራቢ ሓደጋታት’ዚ ንምዝካርን፡ ሓዘንና ንምግላጽን፡ ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ ናይ ሽምዓ ምብራህ ስነ-ስርዓት መደብ ኣዳልዩ ኣሎ።

ናይ ሽምዓ ምብራህ ስነ-ስርዓት ዝግበረሉ ቦታ፡ 720 Hambrick Rd, Stone Mountain, GA 30083

ዕለት፡ ንቐዳም April 25, 2015

ሳዓት፡ 4፡00pm

ወገናትና ንምዝካር ዝተወሰነ ሳዓታት ካብ ግዜና ንሰውእ።

ኣዳላዊት ሽማግለ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • dr.felge mengistu April 24, 2015

    ISAYAS is becoming the member and supporter of ISIS.The eritrean regime is involved in killing innocent ethiopians and eritreans.PFDJ has established a secretive cells which connects and operates with ISIS in Eritrea and in the border of eritrea , sudan and lybia.PDFG informs and delivers immigrants to ISIS.The aim of this operation is to create instablity in East africa. ISIS In this case Ginbot 7 and semaYawi party have established a terrriorist secretive cells which works in human trafickning from ethiopia to sudan.

POST A COMMENT