Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ሓዘን መግለጺ – ኣቶ ሃብተማርያም ኣብርሃ

ሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ምኽንያት ከም ዝዓረፈ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓንቲ ሰዓት ኢዩ ተረዲኡ። ተቐቢሩ ዝተርፍ ምስጢር ስለዘየለ፡ ውጩ ብሕማም ድዩ ዓሪፉ ወይስ ናይ ዓሊ ሰይድ ከኒና ኢያ ረኺባቶ ዝግ ኢልና ክንፈልጥ ኢና። ልዕሊ ሞት

ሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ምኽንያት ከም ዝዓረፈ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓንቲ ሰዓት ኢዩ
ተረዲኡ። ተቐቢሩ ዝተርፍ ምስጢር ስለዘየለ፡ ውጩ ብሕማም ድዩ ዓሪፉ ወይስ ናይ ዓሊ ሰይድ ከኒና ኢያ ረኺባቶ ዝግ ኢልና ክንፈልጥ
ኢና። ልዕሊ ሞት ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ገዳይም መራሕቲ ግን፡ ሃገር ብምልእታ ትመውት ከም ዘላ ስለዝረኣየና ዘሎ ኣደርዕ ንሓዝን ኣለና።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
18 COMMENTS
  • andinet hizbay April 21, 2014

    I can’t believe that ppl are mourning the death of this notorious criminal. we are the most confused ppl in the world.

  • m April 22, 2014

    he was nothing he kill our Eritrean pepole with hgdef he is not hero he is zero

  • m April 22, 2014

    entay ni hizbi Eritrea tekimuwo welahanti zey kurkur nay isaias eyu neyru a fekdo enda bar mis sheramut kolell kibil eyu ziweel neyru ,,Denkero Zeytemahare silezikone dima hizbu ab shgerr wediku enda rayo ab miskarr shurmtina eyu Ahlifuo silezi welanti itekm seb aynebern

  • belay nega April 22, 2014

    ” ልዕሊ ሞት ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ገዳይም መራሕቲ ግን፡”

    አብ ቀብሪ አልቂሱ: አብ ተስካር ዝዓለለስ: ሜስ ጸጊቡ[አብዚሑ] ትብሎ
    አብ ቀብሪ ዓሊሉ: አብ ተስካር ዘልቅስ ግን: አይናይጥዕናን

  • asghedom April 22, 2014

    In our area our late say in our country, the definition of hero is one he fight, kill, and he make afraid by his voice, if some one he don’t fear him he get angry and punish until they say Amein Or Sium. it is normal in our country we remember them different songs. we don’t care what he done and what is at the and the profit we get but even he destroys

  • Meretse Asmelash April 22, 2014

    ክቡር ሓው በላይ ነጋ፡
    ዝበልካ–
    “አብ ቀብሪ ዓሊሉ: አብ ተስካር ዘልቅስ ግን: አይናይጥዕናን”

    ብጊደ ሓቒ– “ነዛ ፈሊጥ እዚኣ ክዘልል ዝፍትን እግሪ ዘይብሉ ክከውን ኣሎዎ”
    ኻብ ወረደ ግን ክንሽምግል
    እዛ ጽሕፍቲ ብደገኣ/ ውሽጣ ንዋንኣ

    “ከመይ እክን እምበይተይ ስበነ
    ከመይ እክን እምበይተይ ስበነ
    ንስክን ዝሞትክንኦ ዓሚ ሰነ
    ንሕና ዝሰማዕናዮ ሎሚ ቕነ
    ………………”
    ናይ ሓድግክንስ ዝኮነ ምኾነ
    ናይ ኣዝማድክንስ ዝኮነ ምኮነ
    ናይ ብጾትክን ከመይ ተሸነነ?

    እንታይ ደኣ ኣንጊህክን ኔሩኩን ድዩ ዕዳ
    እዝጊ ድዩ ናይ ኢደ-ዙር ቡዳ? (ሳይንሳዊ)
    ማዕዳ’ዶ ገዲፍክን ነተን ዝከበዳ
    ንግሆ ደቂሰን ምሸት ማይ ዝወርዳ
    ቀትሪ ወራዙ ለይቲ ግን ዝዓብዳ
    ሞት ትክፈል ዘይመስለን ዕዳ
    …………………..

    ኣቶ በላይ
    ነዊሕ መገሻስ ትንፋስ ምልስ እንዳበልካ’ዩ። ንስካ’ዃ ክንደይ ከይትስሕቶ፡ ነቶም ካባና ድሕር ኢሎም ዘሎዉ ግን ትብጻሕ ክብል ፡-
    ኣብ ዘመን ጠበቃ/ ጠበቃታት ኩሉ ሓቒ እዩ።
    ከመይ? ከመይ?
    ዋሕሰይ እዛ ሓጻር ዛንታ፡
    ሓደ ሰብኣይ ንሓንቲ-ሰበይቲ እንዳማቱ ለሚዱ። በዚ ምክንያት ሓደ ምሸት(እዋን ዘይብሉ) ከም ልማዱ ኣጸናትዩ ናብታ ዝለመዳ ገዛ ኣተኩ ክብል ኣሚን እታ ወ/ሮ ብጎፍ ይረክቦ። ጸኒሑ እቲ ዋና ገዛ ብጉርሒ ስለ ዝረከቦ ኣንታ እንታይ ትገብር ኣብዚ? ኢሉ ሓተቶ።
    መልሲ ናይቲ ሰበይቱ ክሰርቅ ዝጸናቶ ዝነበረ ሰብኣይ፡- ወርሒ ይጽሎ ነበረ።
    ኣሚን ወ/ሮ ዋእ !! እንታይ’ካ ትብል ዘሎካ ኣንታ? ሰብዶ ወርሒ ይጽሎ እዩ?
    ሰራቂ (ውሽማ) ኣነ እንተደልየ ፡ ወርሒ ይጽሎ!! እንተደልየ፡ ጸሓይ ይጽሎ!! ከምድልየተይ። መን ይክልክለኒ።

    ሕጂ ከኣ ክቡር ጸሓፊ– ንስካትኩም ሞይቱ ኢልኩም ዝሓዘንኩሞ ንሕልፈቱ ኢኩም ( “ናይ ሞት ይጽናሕ ናይ ሕልፈት ይበከ”)
    ኣነ’ውን ስለ ሕልፈቱ ሽዑ ሓዚነ እየ። ሎሚ ግን ስለ ሞቱን (ቀብሩን) ፣ ቀብሪ መዓርጉን ፣ መዓርግ ብጾቱን ፣ ብዶዎም እንከሎው ይፍታሕ በለሎም ክብል’የ እንተበለስ እንታይ ንብሎ?
    መቸስ ሕማቕ መገላገልስ መበኣሲ ከይትኮነኒ ከምዛ ትርእያ እንዳተጠንቀኩ እየ …..
    ዝተረፈ ናብ ዋና።

    ብትዕዝብትካ ግን ድኑቅ እየ ።

    ኽንሽምግል’ዶ?
    ብጊደ ሓቒ እዛ ዘስፈርካያ ሓሳብ ብዝኮነ መለክዒ

  • Meretse Asmelash April 22, 2014

    መአረምታ፡
    [[[[[ ኽንሽምግል’ዶ?
    ብጊደ ሓቒ እዛ ዘስፈርካያ ሓሳብ ብዝኮነ መለክዒ ]]]]]…….ዝብል ጽሑፍ ብጌጋ ዝሓለፈ እዩ።

  • sara gual eritra April 22, 2014

    ab erbet mot SHIMET mihab
    zeteratir neger alewa

  • petros April 22, 2014

    Wichu served the interest of the dictator. He died with out even knowing the principles of EPLF (i.e., free, democratic and prosperous Eritrea). What he knew was “Ayay kem zibelo”. He was a criminal and does not deserve respect.

  • Hidat April 23, 2014

    HALIMA ZEKARIT YEBLUKUM KEMZI EYU.

POST A COMMENT