Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነገረ ኢሰይያስ – „ብኣካል ዝቐረባ ኮፍ ዘይበላ መንበር“

ጉንበት 1991 ኤርትራ ብህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ሓራ ኾይና፡ ኣየር ናጽነት ክተተንፍስ ትጅምር። ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ንህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ወኪሉ ንኣዲስ ኣበባ የምርሕ። ኢትዮጵያ’ውን ብወገና ብተጋደልቲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ካብ ስርዓት ደርጊ ተገላጊላ፡ እፎይታ

ጉንበት 1991 ኤርትራ ብህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ሓራ ኾይና፡ ኣየር ናጽነት ክተተንፍስ ትጅምር። ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ንህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ወኪሉ ንኣዲስ ኣበባ የምርሕ። ኢትዮጵያ’ውን ብወገና ብተጋደልቲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ካብ ስርዓት ደርጊ ተገላጊላ፡ እፎይታ ክትረክብ ዝጀመረት መሰለት። „ተቐንጢጡ ጸልማት ዓቢ ግነ፡ እነሆ ባና … “ እናበለ ህዝቢ ብታሕጓስን ጓይላን ድቃስ’ዩ ስኢኑ። ሓሳብ ልብና ሰሚርልና፡ ብድሕሪ ሕጂ ውግእ የለ ወረ ውግእ ዝብል ፍጹም ሰላም ዝሰፈነ ይመስል።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT