Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተሞክሮ ዝተጣየሳ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ 2013

.........እዘን ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ ጅግንነት ፈጺመን፡ ዘይሰዓር ዝመስል ዝነበረ ሓይሊ ጸላኢ ስዒረን፡ ተሰዊአን፡ ኣዝዩ ከቢድ ስንክልና ተቐቢለን ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበልኦ ጕጅለ ኢሳያስ፡ ኣብ ህልም ዝበለ ጸድፊ ደርቢዩወን። ንበዓል በርቂ ሓዊ ደብሶ ከም ዝብሃል

………እዘን ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ ጅግንነት ፈጺመን፡ ዘይሰዓር ዝመስል ዝነበረ ሓይሊ ጸላኢ ስዒረን፡ ተሰዊአን፡ ኣዝዩ ከቢድ ስንክልና ተቐቢለን ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበልኦ ጕጅለ ኢሳያስ፡ ኣብ ህልም ዝበለ ጸድፊ ደርቢዩወን። ንበዓል በርቂ ሓዊ ደብሶ ከም ዝብሃል ድማ በዓል ንግስቲ ተደራቢ ዕንወት ወሲኸናለን። ብወገነይ ነቲ ጕዳይ ካብ 1996-2001 እከታተሎ ነይረ። እተን ዝተጣየሳ ብጾት ኣፈን ገዲፈን ዘቘምኦ ትካል ስለ ዝኾነ ነተን ናብ ሹመኛታት ዝተቐየራ ሓለፍቲ፡ “ካብ ንዓመታ ደርሆስ ሎምዘበን እንቋቕሖ ከም ዝበሃል፡ ወላ ካብቲ ወለድ ናይ ርእሰማልና ሃብአን፡” ኢለ እጽሕፈለን ነይረ።……..

aseye.asena@gmail.com

Review overview
45 COMMENTS
  • ahmed saleh May 26, 2013

    Ghenet
    Issyas’s last stop in New-York and the whole scenario about Eritreans who came from all over America
    and Canada to show their approval upon him like king of the kings could make an example of my assertion .

  • መጻኢ ኤርትራ May 26, 2013

    ን NEW HOPE ERITREA ዝረኣየ ዓይኑ ትብራህ

    Dear NEW HOPE ERITREA

    PLEACE DO NOT STOP

    ንመን ክጥዕሞ ነዚ ፎሩም ኪትገድፎ? ሓደ ወይ ክልተ ሰባት ግደፍ ስለ ዝበሉኻ ዲኻ ክትገድፎ?ብዙሓት ኣሽሓት ኣዕሩኽ ኣጥሪኻ ከም ዘሎኻ ኣዝትዘንግዕ።ንዓመታት ዝኣክል ተደጋጋሚ ሃሳባት ዝሓዘለ ጽሑፍን ርእይቶታትን ምንባብ ኣሰልቺዩናዩ። ምስቲ ዘዘናግዕን ዝምህርን ዘሕዝንን ዘስሕቕን ስዲንባብን ሰምና ወርቅ ግጥምታትካ ኣይትፈለየና።ነዓይ ንማሊሻን ገነትን ንካልኦት ተዓዘብትን ኣንበብትን ኣይትፈለየና ጸላኣኢኻ ይፈለ።
    ነቲ ክሳብ ንነብዕ ዘስሓቕካና ምስጋና ይብጻሕካ።እምበር ሰሓቕ ንዓመታት ገዲፋትና ኔራ።
    ካብቲ ናይ ምጽሓፍ ትዕድልቶኻ ነዛ ግጥሚ ኣንቢበ ብሰሓቕ ተፈሲሔ ጽቡቕ ለይቲ ሓዲረ።

    NEW HOPE ERITREA ነዪ ጽሒፉ

    ¨ኮማንዶ ዓባየ ዝገበረቶ ቅያ፣ንወያነ ጥሓሒሳቶም ኣትያ¨
    ሃገረሰብ ትቕመጥ፣75 ዓመታ
    ንብሕታ ዝተረፈት መሳቱኣ ዝሞታ
    ህግደፍ ዘዕጠቓ ብሬን ተዓትዒታ
    ኮማንዶ ተዓሊማ፣ካራተ ተላሚዳ
    ንወያነን ሲ ኣይ ኤን ክትድርዕሞም ኣንቂዳ
    ብሸነኽ ራማ፣ውሕጅ መረብ ሰንጢቓ፣ጨዲዳ
    ንኣሃዱ ኣግኣዚ ክትሃጀሞም ኣክሮባት ተጋላባቢጣ
    3 ሜትሮ ነጢራ ጨደረት፣ንወያነ ክትገብሮም ሳላጣ !!!
    ብሬና ኣዐሚራ ክትርሽርሾም ዝሓሰበት
    ብረት ተሓኒቓ, ቃዕ… ቃዕ ጥራይ በለት
    ወያነ ሓዝዋ….ሓንቲ ጥይት ከይተኮሰት
    ኣብ ቀይዲ ኣእተውዋ ብጣልያንኛ እናተጻረፈት !!!
    ብሬታ ምስ ኣሕደግዋ ብስሓቕ ክሞቱ
    ዓባየ ደንጽይዋ… ተዳናጊርዋ ኩነታቱ
    በትን ሓሪቓ, ሓተተቶም.. ክገልጹላ ሃመቱ !!!
    ምሽክነይቲ ዓባየ Alzheimers ሓንጎላ ስለ ዘሽክዓ
    በትኽስያን..,ማእከል ቅዳሴ.., ሃለዋታ ኣጥፊኣ
    ብሬን እንግሊዝ..መሳርይኣ, ጥቓ እቲ ታቦት ረሲዓ
    መቖምያ ሒዛ እያ ንወያነ ክትሃጅሞም መጺኣ
    ን UN ኣረካብዋ ከም POW ተወዚዓ
    Grandma ጭደድ,ዕርዲ ወያነ ዳርጋ ኣባሪዓ
    ¨መኻልፍ¨ገጢምዋ እምበር ታሪኽ እኮ እያ ሰሪሓ !!!!

POST A COMMENT