Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብውዲት ጸጥታ ሱዳን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ብራሻይዳ ተጨውዩ ኣብ ሲናይ ንሓያለ ኣዋርሕ ዝተሳቐየ ግርማይ (ካስኮ) ካብ ጭውያ ሓራ ድሕሪ ምውጽኡ ናብ ውሑስ ቦታ በጺሑ።

ብውዲት ጸጥታ ሱዳን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ብራሻይዳ ተጨውዩ ኣብ ሲናይ ንሓያለ ኣዋርሕ ዝተሳቐየ ግርማይ (ካስኮ) ካብ ጭውያ ሓራ ድሕሪ ምውጽኡ ናብ ውሑስ ቦታ በጺሑ። ብውዲት ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ብዝነበሩ ኣባላት ጸጥታ ሱዳን ምስ ብዓልቲ ቤቱ

ብውዲት ጸጥታ ሱዳን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ብራሻይዳ ተጨውዩ ኣብ ሲናይ ንሓያለ ኣዋርሕ ዝተሳቐየ ግርማይ (ካስኮ) ካብ ጭውያ ሓራ ድሕሪ ምውጽኡ ናብ ውሑስ ቦታ በጺሑ።

ብውዲት ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ብዝነበሩ ኣባላት ጸጥታ ሱዳን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ሚልዮን ካብ ሸገራብ ብራሻይዳ ተጨውዩ ናብ በደዊን ሲናይ ድሕሪ ምሻጡ ኣብ ሲናይ ንሓያለ ኣዋርሕ ዝተሳቐየ ግርማይ (ካስኮ) ካብ ጭውያ ሓራ ድሕሪ ምውጽኡ፣ ብሓገዝ ዶር ኣልጋይነሽ ፍስሃ ካብ ግብጺ ናብቲ ዝያዳ ውሕስነት ዘለዎ ኢትዮጵያ ከምዝበጽሐ ተፈሊጡ።

ኣቐዲማ ብምትሕብባር ሸኽ መሓመድን ዶር ኣልጋይነሽን ካብ ተመሳሳሊ ምሕዩር ሲናይ ተላቒቓ ዝጸንሐት ብዓልቲ ቤት ካስኮ ሚልዮን ‘ውን ምስ ብዓል ቤታ ተራኺባ ‘ላ።

ካስኮን ሚልዮንን ካብቲ ብውዲት ዝተጨውዩሉ እዋናት ኣትሒዞም ንሓያለ ኣዋርሕ ዘሕለፉዎ ስቓይን መከራን ዘስካሕክሕ ከም ዝነበረ ኣብ ማሕዩር እንከለዉ ምስ ድምጺ ኣሰና ካብ ዝገበሩዎ ተደጋጋሚ ዝርርባት ህዝቢ ክግንዘቦ ክኢሉ ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
30 COMMENTS
  • tesfamariam ghebre January 14, 2014

    no comment

  • sami haile January 14, 2014

    Enqa hagoseka kasko hawna mes bealti betka

  • DR Alganesh January 20, 2014

    I say no word more – tm !

    Truth prevails – Yerhwo

POST A COMMENT