Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብምኽንያት ‘ቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ (ስርሒት ፎርቶ) ዝተኣሰሩ ሓለፍትን ደገፍትን ኣብ ቪላጆ (ኣስመራ) ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም።

ብምኽንያት ናይቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ስርሒት ፎርቶ) ዝተኣሰሩ መራሕትን ደገፍትን ኣብ ቪላጆ (ኣስመራ)፡ መቓብር እንዳ ምኪኤል ተደኵኑሉ ዝነበረ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ መንበሪ ኣባይቲ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነት (ጸጥታ)

ብምኽንያት ናይቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ስርሒት ፎርቶ) ዝተኣሰሩ መራሕትን ደገፍትን ኣብ ቪላጆ (ኣስመራ)፡ መቓብር እንዳ ምኪኤል ተደኵኑሉ ዝነበረ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ መንበሪ ኣባይቲ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነት (ጸጥታ) ዝርከበሉ ቦታ፡ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም።

ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ኩነታት ናይ ሓደ መዓልቲ “ጽውጽዋይን ፊልምን” ኣምሲሉ ከነኣእሶ ኳ እንተፈተነ፡ ጽልዋኡን ተቐባልነቱን ህዝብን ሰራዊትን  መመሊሱ እናዓበየ ብምኻዱ ሻቕሎቱ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናኸፍአ ይመጽእ ኣሎ።

ዛጊት ንሓላፊ ውድባዊ ጉዳያት ኣቶ ዓብደላ ጃብርን ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ምስጦፋ ኑርሕሸንን ሓዊስካ ኣስታት 60 ዜጋታት ተኣሲሮም ኣለዉ።

ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብፍላይ ነቲ ኣብ ሰራዊት ሰፊኑ ዘሎ ፍናን ናይ ለውጢ ንምፍኳስ፡ ንሓደ ካብ ተሳተፍቲ ናይቲ ምንቅስቓስ ብሪጋደር ጀነራል ሳልሕ ዑስማን ካብ ማእሰርቲ ኣውጺኡ ኣብ ቅድሚ ኣሃዱኡ ክናሳሕ ጸቕጢ ኳ እንተገበረሉ፡ ንኻልኦት ዝጠርጠሮም ወገናት ምጽንጻንን ማእሰርትን ግን ኣየቋረጸን።

ነዚ ናይ ሎሚ ዘመተ ማእሰርቲ ካብቲ ቅድሚ ሎሚ ዝፈልዩ ነገር እንተልዩ፡ ስርዓት ህግደፍ፡ ስጉምቱ ነግፈረግን ምጥርጣርን ዝበዝሖ (indecisive) ኮይኑ ምህላዉ እዩ። ሎሚ ንዝኣሰሮ ንጽባሓይቱ ይፈትሖ፡ መሊሱ ድማ ይኣስሮ…። እዚ ድማ፡ እቲ ተዳኺሙ ዘሉ ስርዓት ኢሳይያስ ነቲ ኩነታትን፡ እቲ ኩነታት ክፈጥሮ ዝኽእል ግብረመልስን ምጭባጥ ስኢኑዎ፡ ተዋጢሩ ምህላዉ ዘንጸባርቕ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
67 COMMENTS
  • A Iyasu February 16, 2013

    May thanks for the update.

    I would like to urger the voices of change:-
    1. who are seeking peace, justice and reconcilation in Eritrea…
    2. who have regained their hope, enthusiasm and goodwill for each other
    3. who are looking forward for a better future in Eritea

    To be absolutely focused…and don’t fight with anyone great or small, but PIA. FOCUS on him only and he will tremble and crumble in front of your own eyes.

    • Abdallah Abdu February 16, 2013

      If you want to focus on PIA , you might as well focus on the Eritrean people. The president has a lot of supporters.

      • Nahom February 16, 2013

        Mr. Abdu
        According to DIA’S divide and rule system you will be considered a terrorist.

      • kidun February 16, 2013

        Mr Abdu do u know u r considered Terorist accourding to ´wedi komarit` shem shenm shem on u. why don`t u change your name to (GemreAmlak Gebre)?

      • SABA February 17, 2013

        No KEDAAT like you live only in the West predominately. The few ones in Eritrea are only those high ranked dudes. You are this wannabe Asgedom trying to use the nickname Abdallah acting as fake Muslim… WEY GUD… Your master taught you well how to be unprofessional….

  • df February 16, 2013

    ነዚ ናይ ሎሚ ዘመተ ማእሰርቲ ካብቲ ቅድሚ ሎሚ ዝፈልዩ ነገር እንተልዩ፡ ስርዓት ህግደፍ፡ ስጉምቱ ነግፈረግን ምጥርጣርን ዝበዝሖ (indecisive) ኮይኑ ምህላዉ እዩ። ሎሚ ንዝኣሰሮ ንጽባሓይቱ ይፈትሖ፡ መሊሱ ድማ ይኣስሮ…። እዚ ድማ፡ እቲ ተዳኺሙ ዘሉ ስርዓት ኢሳይያስ ነቲ ኩነታትን፡ እቲ ኩነታት ክፈጥሮ ዝኽእል ግብረመልስን ምጭባጥ ስኢኑዎ፡ ተዋጢሩ ምህላዉ ዘንጸባርቕ እዩ። just my thoughts

  • Hafash February 16, 2013

    The demise of the regime is just a matter of time. Viva Forto 21!!!!!!

    • Abdallah Abdu February 16, 2013

      Your enthusiasm is not supported by the reality on the ground. The government has enough people to deal with any acts of terrorism from few individuals or groups organized on the basis of awraja or religion.

      • abraha gebre February 16, 2013

        you are right.His beoble lab him.That is why they are going to drag him from his hole and tear him down into pieces as they did to Gaddafi.

      • Nahom February 16, 2013

        Mr. Abdalla Abdu
        According to DIA’S divide and rule system you will be considered a terrorist.

  • Natsa February 16, 2013

    ከም ኢሳያስ ፋራሕ ሰብ ክህሉ ኣይክእልን። ኩሉ ዝፍረሖ ዘበሎ እሰሩለይ እንዳበለ እምበር ምስ ሓያል ሰብ ክገጥም ዝኽእል ብቖዓት ወይ ድፍረት የብሉን። እቲ ኣብ ፎርቶ ዘጋጠመ ተበግሶ ከናኣእሶ ዋላ እንተፈተነ፣ ብዙሕ ከም ዝተመህረሉ ብሓውሲ ፍርሒን ስግእትን ገሊጹ። ሰራዊት ዝኮነ ክገብር ክም ዝክእል በሪህሉ ስለ ዘሎ ፣ ዝኮነ ሓዲስ ምንቕስቃስ እንተ መጺኡ ‘ ከም ዘይምሕሮ ስለ ዝፋልጥ፣ ክሃድም ክም ዘለዎ እዩ እቲ እሳያስ ዝቀሰሞ።
    ወትሃደር ኩሉ ግዜ ክቃትል ወይ ድማ ክቕተል ንቡር እዩ። ወዲ ዓሊ ድማ ብልክዕ ጂግና እዩ። እንተ በዓል ሳልሕ ዕስማን ን ካልኦት መራሕቲን ዝገበርዎ ጥልመት ግና ድሕሪ ሕጂ’ውን ንሕልና ዝወቅስ ኢዩ። ከደቅሶም ዝክእል ኣይመስንን። ካብ ሰኡት ኣንስቲ እንተለዎ ንእሳያስ፣ ሱብሃትን ፊሊጶስስ ቀዳሞት እዮም ዝኮኑ። ባዓል ተዊልን ሃይለ ሳሙኤል ዋላ ተጻዊዖም እይምጺኡ ፣ ለውቲ ከሓስቡ ትጽቢት ዝግበረሎም ኣይኮኑን።

  • Natsa February 16, 2013

    ከም ኢሳያስ ፋራሕ ሰብ ክህሉ ኣይክእልን። ኩሉ ዝፍረሖ ዘበሎ እሰሩለይ እንዳበለ እምበር ምስ ሓያል ሰብ ክገጥም ዝኽእል ብቖዓት ወይ ድፍረት የብሉን። እቲ ኣብ ፎርቶ ዘጋጠመ ተበግሶ ከናኣእሶ ዋላ እንተፈተነ፣ ብዙሕ ከም ዝተመህረሉ ብሓውሲ ፍርሒን ስግእትን ገሊጹ። ሰራዊት ዝኮነ ክገብር ክም ዝክእል በሪህሉ ስለ ዘሎ ፣ ዝኮነ ሓዲስ ምንቕስቃስ እንተ መጺኡ ‘ ከም ዘይምሕሮ ስለ ዝፋልጥ፣ ክሃድም ክም ዘለዎ እዩ እቲ እሳያስ ዝቀሰሞ።
    ወትሃደር ኩሉ ግዜ ክቃትል ወይ ድማ ክቕተል ንቡር እዩ። ወዲ ዓሊ ድማ ብልክዕ ጂግና እዩ። እንተ በዓል ሳልሕ ዕስማን ን ካልኦት መራሕቲን ዝገበርዎ ጥልመት ግና ድሕሪ ሕጂ’ውን ንሕልና ዝወቅስ ኢዩ። ከደቅሶም ዝክእል ኣይመስንን። ካብ ሰኡት ኣንስቲ እንተለዎ ንእሳያስ፣ ሱብሃትን ፊሊጶስስ ቀዳሞት እዮም ዝኮኑ። ባዓል ተዊልን ሃይለ ሳሙኤል ዋላ ተጻዊዖም እይምጺኡ ፣ ለውጢ ከሓስቡ ትጽቢት ዝግበረሎም ኣይኮኑን።

    • Abdallah Abdu February 16, 2013

      “ኩሉ ዝፍረሖ ዘበሎ እሰሩለይ እንዳበለ ”

      Do you want the President to personally arrest every person involved in a crime against the State of Eritrea?

      • Awet February 16, 2013

        Anta wedi kindey helewuloy tefetu’eka. Instead of trying to oppose the majority, why don’t you join the justic and peace loving people of Eritrea?

      • Robel February 16, 2013

        Abdelah,
        Selam niaka yikun.Do you know what makes you visit this wensite, lack of faith and crediblity, on the Eritrean govermment and its news outlets.This shows the struggle is bearing fruits and the end is within sight !
        .

      • kidun February 16, 2013

        Shem on you `GebreAmlak`

      • SABA February 17, 2013

        Sorry to dissapoint you, but he is wearing a ILLEGAL Title.. He is not an elected president!!! You mean the old gangster aka MENISEY nai Eritrea sitting in Asmara illegally has logically no right at all to jail anyone..

    • Michael February 16, 2013

      ኢሰያስ ፈራህ ጥራይ ዘኮነስ ሱሱዕን ጥላምን ፣ ተልእኮ ዘሎዎን ካብ ዕላሞኡ ፈልከት ዘይበለ ጸላኢ ህዝቢ ኤሪትራ ናይ ቢጊሓት ዩ። ግን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ስሪኦም ዚፍትሑን ጀራቛትን፣ላሓስቲ ሳእኒ ኢሰያስን ኣብ ዙሪኡ፣ ኣብደገ ዘለዉ ተቃወምቲ ብሃልቲ ውድባትን ፣ ሚንቅስቃሳትን ዲማ ኣውራጃዋን፣ ገለ ኣመንቲ ምስልምና ዲማ ከፋፈልቲ፣ ነዚ ኣብ መቓብር ተደንዲሱ ዚሞተ ረሳ ኪደፍኡ ዘይኪአሉ፣ ነውራጆኦም ውን ኪካላከሉ ዓቅሚ ዘይብሎም ዚሓዘት ሃገር ዘላትና ሙካና ኣዚና ኒሕዝን። ሃገር ውሑዳት ውፉያት ሚልዮናት ተበለጽቲ ሚሊኦናት ጠላማት ዘለውዋ ሃገርሲ ኢንድዒ። ኣምላኽ የርህዎ።

  • Alena February 16, 2013

    Abdallah Abdu,why don’t you get a life and shut the fuck up ass hole

  • wediere February 16, 2013

    Abdallah Abdu sounds like he is using weyane’s tactic of misinformation and trying to saw confusion by pretending to be a loyal PFDJ and Isaias supporter. He is nothing more than a ploy and I can bet the farm his name is not Abdalla Abdu nor is he a Muslim. Typically a Tigrayan uses an Oromo name and writes essays and rejoinders that supports the regime of weyane when Meles was alive. Whoever you are find your shetara you can’t confuse us. Meanwhile enjoy your Mokshish from Isaias while it lasts.

    • ahmed saleh February 16, 2013

      Wediere
      I suspect that Asghedom disguised himself using such
      name for his sinister purpose . You csn tell by comparing
      his past comments posted .

      • ahmed saleh February 17, 2013

        For your information , we Eritrean moslems spell the name ABDELLA not Abdallah .

  • ተወልደመድህን February 16, 2013

    ዓቢይ ሃገራዊ ሕቶ፡
    ጠለብ ህዝቢ፡
    ን 20 ኦኣመት ኣጋህቲኑ ዘሎ ጉዳይ መዕለቢ ክግበረሉ ዝተሃተቶ ጽውይጽዋይ ምባሉ ኣብ ፍሉይ ኩነታት ዝነብር ንህዝቢ ኤርትራን ንሃገረ ኤርትራ ዘይጥምት፡ብህልኽን ጽልእን ዝነደየ ሰብ ምኳኑ ጥራሕ ኢና ተኦኣዚብና ኣብ መደረኡ።ነዚ ሕቶታትዚ ዝሓዙ ኣዕገርገርቲ ክብሎም ከኣ፡ንሱ እንታይ ኦኣይነት ሰብ ምዃኑ ስለዘይመዘነ ጥራሕ ኢዩ።እቲ ዘገርም ስለምንታይ ገይሮሞ ገፊሕ ካልእ ኣርእስቲ’ዩ እናበለ ምሕላፉ ከኣ ነቲ የመሃድሮ ዝብሎ ህዝቢ ምትላል ጥራሕ ኢዩ።
    ኣብ ትሕቲ እግሩ በጺሑ፡ትኒዕ ዝብሎ ዘሎ ጉዳይ ርእዩ ንርእሱን ንሃገርን ዝሃይሽ ዘይምምራጹ ብሃቂ ልቡን ዓይኑን ዝዓወረ ሰብ ኢዩ።እወ ብዘይ ጻዕሩን ብዘይ መውጋኣትን ኣብ ነጻነት በጺሑ ንመዋእሉ ኣብ ጥጡሕ ተቐሚጡ፡ኣብ ማሙቕ ደቂሱ፡ሎሚ ብፍልይቲ ኣየርን ብፍልይቲ መኪናን ፍሉይ ሕይወት ስለዝጀመረ፡ሕይወት መመሊሱ ጥዑም ጥዑም ጥዒሙዎ።
    እቲ ዘገርም ድሕሪ’ዚ ኩሉ እንታይ ይጽበ ኣሎ።

  • HGDEF February 16, 2013

    Wedi ali! wedi ali! Forto! Forto! from you sofa is not going to help you. Are you determined to your struggle? then take the steps to win your struggle and sacrify yourselves to it. Poor wedi Ali was fooled by you and those who told him that they are on his side. Why would some one betray his comrade and agree to his enemy and confess in public that he was missled? Which one of your statements are we going to believe?

    • ahmed saleh February 17, 2013

      HGDF mendef , wedi Ali is the other coin of Idris awate respectively to represent our struggle for liberty ,
      justice and equality but not like that coward and evil leader you represent coward sold out nature .

  • Michael February 16, 2013

    ኢሰያስ ፈራህ ጥራይ ዘኮነስ ሱሱዕን ጥላምን ፣ ተልእኮ ዘሎዎን ካብ ዕላሞኡ ፈልከት ዘይበለ ጸላኢ ህዝቢ ኤሪትራ ናይ ቢጊሓት ዩ። ግን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ስሪኦም ዚፍትሑን ጀራቛትን፣ላሓስቲ ሳእኒ ኢሰያስን ኣብ ዙሪኡ፣ ኣብደገ ዘለዉ ተቃወምቲ ብሃልቲ ውድባትን ፣ ሚንቅስቃሳትን ዲማ ኣውራጃዋን፣ ገለ ኣመንቲ ምስልምና ዲማ ከፋፈልቲ፣ ነዚ ኣብ መቓብር ተደንዲሱ ዚሞተ ረሳ ኪደፍኡ ዘይኪአሉ፣ ነውራጆኦም ውን ኪካላከሉ ዓቅሚ ዘይብሎም ዚሓዘት ሃገር ዘላትና ሙካና ኣዚና ኒሕዝን። ሃገር ውሑዳት ውፉያት ሚልዮናት ተበለጽቲ ሚሊኦናት ጠላማት ዘለውዋ ሃገርሲ ኢንድዒ። ኣምላኽ የርህዎ።

1 2 3

POST A COMMENT