Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቃል ሓዘን ኣቦና መንግሰትኣብ ሕድረ ሚካኤል

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/መንግስትኣብ.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Berhe Tenesea August 20, 2015

    This is a very sad news. He was a man of great courage, conviction and principle
    he has done more to educate and enlighten our people
    His contribution which was very informative will not be forgotten
    Aboy Habtemariam will be greatly missed.
    May his soul rest in peace.

  • Stefanos.menghesteab August 20, 2015

    ወየ ወየ ወየ ወዲ ሕድሪነኪኤል ሃንደበት ነቒሉ፡
    ዓብይ ዳዕሮ ንንዳቦ ጽላሉ፡
    ዘይኣክል ድኣ ንስኢኻ ዘይብሉ፡
    ወየ ወየ ወየ ዓንዲ ማእከል ናይ ኩሉ ቃበለላ፡ ተቐዲሑ ዘይዉዳእ ዔላ፡ ነቒላ ነፍሱ ርስሓት ዘይብላ፡
    ወየ ወየ ወየ ወዲ ሕድሩ ብርሃን ዝማእቶቱ፡ ክልተ ዘረባ ዘይፎቱ፡ ወትሩ ድሉዉ ምስ ጸሎት ዳአዊቱ
    ሎሚ ሰጊርካያ ነዛ ዓለም ኮንቱ፡ ደንበሰማይ ይጽናሕካ ተኸፊቱ፡
    ወየ ወየ ወየ 96 ዓመታት መድሚዶም መገዶም ፡
    ደጊም እንተሞቱ እንታይ ግዶም፡
    ጸሎትን ምህለላን ዝማኣዶም
    ሳቡኡት ሓሊፎም ሳቡኡት ወሊዶም ፡ምግስተሰማአያት ይግበረሎም ዓዶም።

  • stefanos.menghesteab August 25, 2015

    ክብረት ይሃበለይ ተስፋልደት ተኽለሃይማኖት ሕሰም ኣይትርከብ ክቡር ሓዎኦ

  • stefanos.menghesteab August 25, 2015

    ወየ ወየ ወየ
    ኣንታ ውዲ ሕድሩ ክቡር ብፍጥረቱ
    መንግሰይ ክቡር ክብለካ ብፍጥረቱ
    ሙሴ ዳግማይ ጽቡቕ ቅሻረቱ
    ባዓል ጸሎት ቶኾልኻል ዳዊቱ
    ባዓል ራእይ ነዊሕ ዝእመቱ
    ሕላስ ዓሚቕ ዝስሕበቱ

    ባዓል ለጋዕ ኩሑሎት ተን’ከብቱ
    ከም ሓኸለ ማእከል መሰረቱ
    ኩሉ የፍቅር’ሞ መን ከምናቱ
    ከም ኣብርሃም ንባዓልቲቤቱ

    ወላ ንዓበይቲ ንመሳቱ
    ወላ ንጎናብለ ንኾታቱ
    ወላ ንቖልዑ ንናእሽቱ
    ኣብ ዓቐበት ሓንጋር ኣያታቱ
    ኣብ ቑልቑለት ሓዛል ማሓዙቱ
    ኣናብር መጺኦሞ ዘይቑሕቱ
    ሓላልን ርጉምን ዘእቱ ናብቤቱ

    ክንደይ ከይስእኖ ኩሉ ብጸሎቱ
    እንካብ ተጸግዐ ናብ ታቦቱ
    ዓብይ ሰብ ከይዱ ጽረሃ ኣርያም ክኣቱ

    ወዲ ሕድሪንኪኤል ኣንታ ናይ ፈለማ
    ወዲ ተስፋማርያም ኣንታ ናይ ፈለማ
    ወዲ ተስፋሓንስ ኣንታ ናይ ፈለማ
    ወዲ ፍስሓ ኣንታ ናይ ፈለማ
    ወዲ ለምለም ወዲ ትንስኤ ናይ ፈለማ
    ግርማ ነርካ ናይ ዓድና ግረማ
    ግርማ ናይ ለተብርሃን ሓረጉ እስቲፈይ ገባሩ
    እናቴ ሂወት ተስፉ ተርሓስ ኣበባ ግርማ
    ናይ መጀመርያ እወ ናይሔማ
    ባዓል ሰናይ ዝኽሪ ጸጽቡቕ ዕላማ
    ገዲፍካና ዓለም’ዶ ጠሊማ
    ይቀበልካ ያረዳዊ ዜማ
    መንግሰ መንግሰ ክብለካ ብጉንዱ
    ከም ኣንበሳ ዝከደ ኣንዃዕዲዱ
    ብኣንበላይ ዝደበለ ኣህዲዱ
    ካም ቅ. ጊዮርጊስ ዝዋጋእ ጋሪዱ
    ንቅድሚት ሓሊፉ ንደጀን ዘማዕዱ
    ሕፍሲ ምህርቱ ናይ ለባዱ
    ጸሎትን መቑጸርያን ዝልማዱ
    ኩሉ ክጸንሖ’ዩ ተዋዲዱ
    መንግስተሰማይ ይግበረሉ ዓዱ

    ወየ ወየ ወየ
    ሃይለሚካኤል ድራር

  • stefanos.menghesteab August 25, 2015

    ክብረት ይሃበለይ ሕሰም ኣይትርከብ ክቡር ሓዉ ሃይለሚካኤል ድራር።

  • stefanos.menghesteab August 25, 2015

    ወየ ወየ ወየ
    ዕለት 20 08 2015
    ወዲ ሕድሪነኪኤል ሃነደበት ነቒሉ
    ዓብይ ዳዕሮ ንንዳቦ ጽላሉ
    ዘይኣክል ድኣ ንስኻ ዘይብሉ

    ዓንዲ ማእከል’ኻ ናይኩሉ ቃበላ
    ተቀዲሕካ ዘይትነጽፍ ዔላ
    በዚሖምኒ’ሉ ድሕር ዘይብለላ
    ነፍሱ ነቂላ ርስሓት ዘይብላ

    ወዲ ሕድሪኪኤል ብርሃን ዝማእቶቱ
    ሓንቲ ቃሉ ክልተዘረባ ዘይፎቱ
    ዘይጥምት ገንዘብ እንዳማቱ
    ወትሩ ድሉዉ ምስ ጸሎት ዳዊቱ
    ሎሚ ሰጊርዋ ነዛ ዓለም ኮንቱ
    ደንበ ሰማይ ይጽናሕካ ተኸፊቱ

    96 ዓመት መንገዶም መድሚዶም
    ደጊም እተሞቱ እንታይ ግዶም
    ለይትን ማዓልትን ጸሎት ዝልማዶም
    መንግስተሰማያት ይግበረሎም ዓዶም
    ሳብኡት ሓሊፎም ሳብኡት ወሊዶም

    ወየ ወየ ወየ
    ተ.ተ. ራእሱ

POST A COMMENT