Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰራዊት ኤርትራ፡ “ሕቶ ወዲ ዓሊ ሕቶና’ዩ” ብምባል፡ ከቢድ ሕቶታት ስለዘልዓለ፡ እቲ ስርዓት ኢሳይያስ ን ብሪጋደር ሳልሕ ዑስማን ኣኸቲሉ ናብ ምሉእ ሰራዊት ከካይዶ ጀሚሩዎ ዝነበረ ጎስጓስ ከምዝተቖጽየ ምንጭታት ሓቢሮም።

እቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሰራዊት ድሕሪ ምቝጻዩ፡ ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳን፡ ሜጀር ጀነራል ፊሎጶስ ወልደየውሃንስን ተሰንዩ ናብ ሰራዊት ዑደታት ንኸካይድ ዝተገደደ፡ ምስ ኮለኔል ወዲ ዓሊ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ‘ሞ ዝተታሕዘ

እቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሰራዊት ድሕሪ ምቝጻዩ፡ ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳን፡ ሜጀር ጀነራል ፊሎጶስ ወልደየውሃንስን ተሰንዩ ናብ ሰራዊት ዑደታት ንኸካይድ ዝተገደደ፡ ምስ ኮለኔል ወዲ ዓሊ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ‘ሞ ዝተታሕዘ ብሪጋደር ጀነራል ሳልሕ ዑስማን ናይ መጀመርያ ዑደቱ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ በቶም ናቱ ሰራዊት ‘ዩ ተጀሚሩ።

ብመሰረት ምንጭታት፡ ንሱ “ ናይ ፎርቶ ስርሒት ተጋጊና ኢና ኣጋጊናዮምና እዮም” ኢሉ ዘረብኡ ብምጅማር፡ “ወዲ ዓሊ ኣብ መትከሉ እዩ ተሰዊኡ” በለ፡ ቀጺሉ፡ “ ኣነ ግን ንመን ንሕሾ ኢለ ክስዋእ ኣይመረጽኩን፡ ነቶም ዝጋገዩና መን ከቃልዖም” ብምባል፡  ነቶም ዝጠለሙ ንኹሎም ከቃልዕ ሙኻኑ እዩ ሓቢሩ።

ይኹንእምበር ሰራዊት ከበድቲ ሕቶታት ብምልዓል፡ “ሕቶ ወዲ ዓሊ ሕቶ ኩላትና እዩ፡ እቲ ሕቶ ሕጂ’ውን ኣብ ቦትኡ ዘሎ፡ ብምባል ብትብዓት ሓቲቱ። ሜጀር ጀነራል ፊልጶስን ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳን ከኣ ኣዝዮም ስለዝሰንበዱ፡ ብዘይ ዝኾነ መልስን ዘረባን ኣብ ሓጺር እዋን ነቲ ኣኼባ ኣቋአኢጾም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም። ንኢሳይያስ ከኣ፡ “በዚ ንገብሮ ዘለና ባዕልና ካልኣይ ናዕቢ ኢና ነልዕል ዘለና፡ እዚ ዑደት ክግበር የብሉን” ኢሎሞ። ኢሳይያስ ብወገኑ፡ ርእይቶኦም ተቐቢሉ ነቲ ኣብ መላእ ኤርትራ ናብ ኩሉ ክፍለ ሰራዊታት፡ ክግበር ወጢኑዎ ዝነበረ ናይ ጎስጓስን ፕሮፖጋንዳን ዑደት ደው ደው ከምዝበል ገይሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
65 COMMENTS
  • NEW HOPE ERITREA May 21, 2013

    ¨ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ኣብ ኤርትራን ካባቢኣን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ¨
    ¨ህዝበይ፣ህዝቢ ኤርትራ፣ ህዝባዊ ግንባር እምበር ኢትዮጵያዊ ኣጀንዳ ዝነበሮን ዘለዎን፣ኣነ ኣይኮንኩን¨
    ቀዳማይ፡ እቲ ነቶም ንዓመታት ዘሳቐዩኻን ሕጂ እውን እቲ ኣብ ሃገረሰብ ዝነብር ዝነበረ ህዝብና ዝጾሮ ዝነበረ ገበናት ናብ ኩሉ ከም ዝተባጽሔ ምስ ተጋህደ ኣብ ሕንፍሽፍሽ ኣተሓሳስባ ኣእትዩካ ዘሎ__ኣብ ክንዲ ብርእስኻ_ብልብኻ__ማለት ብስምዒት ዝግምገም ነገር ዘይሓቃዊ ስእሊ እዩ ዝ ህብ።እቲ ሓንሳእ ዝተሰመረካ ኣተሓሳስባ__እቶም ዘፍቅሩኻን ዝሓልዩልካን__ግናኸ ኣብ ኣሳራርሓ ዝጋገዩ__ከም ጸላእትኻ__እቶም ዝድስቑኻን ተሓጕምካ ኢትዮጵያ ትሕሸና ከም ትብል ዘገዹኻን ከም ፈተውትኻን ደቅኻን ስለ ዝርኣኻዮ፣ነቲ ሓቂ ንምፍላጥ ይጽግመካ ኣሎ።
    ርእይቶይ ንኽበርሃልካ እሞ ጽቡቕካ ዝደሊ ውላድካ ምዃኑ ክትፈልጦን ብዛዕባ መንነተይ ክገልጸልካ።ኣነ መሰረቱ ኣብ ከበሳ ዝኾንኩ እንሓጎታተይ ምዓስ ንኤርትራ ከም ዝሰፈሩ ዘይፈልጥ ግንከ ከም ከበሳዊን ሓቀኛ ታሪኽን ዝኽተል ሰብ ኣነ ኤርትራዊ ወይ ከበሳዊ ትግራዋይ እምበር ህዝበ ትግርኛ ኣይኮንኩን።ንዓይ ህዝበ ትግርኛ ማለት ጸርፊን ዝተሰንዔ መንነትን እዩ።ሃገራዊ መንነተይ ኤርትራዊ (ብትውልዲ ሃገር) ካናዳውን ኣሜሪካውን ብምርጫ እየ።ኤርትራ ተመሊሳ ናብ ኢትዮጵያ ክትከይድ ዝብል ሓሳብ ኣብ ውሽጠይ ሓደ ሚእታዊት እኳ ትኹን የለን__።ምኽንያቱ ተታሓሒዘን ካብ ዝጸድፋ__ኢትዮጵያ መምሃሪት ዩኒቨርሲቲን መዕቆብ ስደተኛ ኤርትራውን ክትከውን ን ኣኻ ንህዝበይ ኤርትራዊ ብምሕላይ እየ።እቶም ኢትዮጵያውያን´ውን ዕቡድ እንተዘይስዒሙዎም__ካብቲ ወደባት ብጻዕዳ ገንዘቦም ምጥቃም ሓሊፎም ኤርትራ ንኽደልዩ ናይ ዓለም ጸማማት ክኾኑ ኣለዎም ይብል።ትጥሕል ዘላ መርከብ ዝገዝእ ውልቀሰብ ዝዓበደ ክኸውን ኣለዎ__ኢትዮጵያውያን ካብ ናይ ሰላሳ ዓመት ስኽራን ወጺ ኦም ስድር ኦም ይሕልዉ ኣለዉ_፡ስድራና እውን የስተናግዱ ኣለዉ።ኣብ ዓራት ቢትዮጵያ ንድቅስ ኔርናስ ኣብ ሰድያ ኢና ንድቅስ ስለ ዝበልና (ንሱ ካልእ ታሪኽ´ዩ)።
    ህዝባዊ ግንባር ካብ ዝምስረት__ንህዝቢ ዝፈላሊ ሜላታት ጥራይ ዘይኮነስ መምርሒታት እውን ሒዙ ዝተስኤ ንጹር ኣጀንዳ ዘለዎ ውድብ ሕጂ ናብ ህግደፍ ፓርቲ ዝተቐየረ መሪሕነት እዩ።ነቲ መሰረት ቃልሲ ኤርትራዊ ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ እምቢ ናይ ኣስላም ኣሕዋተይ ጥራይ ዘይኮነ ዘይብለይሲ__ንሶም ተነጺሎም ክትንከፉ ከለዉ_፡ኣፍንጫ ክጉሰጥ ዓይኒ ይበኪ ከም ዝብሃል ሓቢረ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተቓሊሱ__ነቲ ሓቀኛ ናይ መሰል ቃልሱ ኣማዕበለ___
    ተጋዳላይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝመስረታ ውድብ ግን ፣ካብ ትውለደ ጀሚራ ነዚ ሕብረት እዚ (ነዚ ናይ ኤርትራ መሰረት)ዝኾነ ጠርናፊ መቃለሲ ዕላማ ዝወቅዕ እዩ ኔሩ።እንሆለ ድማ ኣስላማይ ኴንካ ኣብ ኣስላም ሓረድቲን ጨፍለቕትን ዝብል ድርጅት ክትጥርነፍ__ማህቡላ ክትከውን ኣለካ። ነገር ግን፣ ተጋዳላይ ኢሳያስ ንዝተስኣሉ ዕላማ ጽኑዕ ስለ ዝኾነ ነቲ እስላማዊ ህዝብና´ውን ሰሜን ባሕሪዶ ጀበርቲ እናዋቕዔ ክንዲ መርፍእ ዝነበረ ተፈጥሮኣዊ ህልኽ ናብ ጎቦ እምባሶይራ ክሳዕ ዝኣክል መዝመዞ ።ብሓቂ ንምዝራብ ኣብ ሞንጎ እቲ ሰጢሙ ዝነበረ ምትእምማን __ህዝቢ ኣስላምን ክርስትያንን ሓፋሽ፣ እቲ ስምረት ብጭርሖ እንተዘይኮይኑ__ከምቲ ኣነ ንእሽቶይ ከለኹ ዝነበረ ምትእምማን የለን__እዚ ዓይነት ታክቲክ ድማ እስላማዊ እንቅስቃሴታት ንኽህልዉ ደሪኹ።ተፈጥሮኣዊ መልሲ (ሪኣክሽን እዩ)።ካብቶም ዝሰማዕኩዊኦም እስላማዊ መሰል ዝሓቱ ሓደ እኳ ህዝቢ ክርስትያን እዚ ጌሩና ዝብል ኣይሰማዕኩን፣መሰሎም ንኽቃለሱ ግን__ሰውራ ክጅመር እንከሎ እውን ራቢጣ እስላምያ ዝተመስረተ እኮ ንሃይማኖታዊ ወጽዓ ተጻሪሩ እዩ__እምበር ኣብ ርእሲ መድሃኔ ኣለም በትኽስያን መስጊድ ክሰርሕ ኢሉ ኣይኮነን ።ብዝዕባ ውግእ ¨ሓድሕድ¨ዝፈልጦ ብዙሕ እኳ እንተዘየሎ ናይ መስተውዓሊ ሰብ ግምት ተጠቒመ__ምስ ኣሕዋትካ ተሓኤ ገዲፍካስ ምስ ወያነ (ኢትዮጵያዊ ሓይሊ)ስሙር ግምባር ጌርካ ነዚ ስንኩፍ ግን ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ ኣጀንዳ ዝነበሮ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ምጥፋእ እሞ ከይውዓልካ ከይሓደርካ ብጅምላ ንጀርመን ኣሜሪካ ካናዳ ምውሳዶም እቲ ኣጀንዳ ኣህጉራዊ ኣጀንዳ ከም ዝንበበረ ይግምት ኣነ__መብዛሕትኹም ሓንጎልኩም ክበጽሖ ዘይክእል ኣይትሻቐሉ፡ __ከም ኣመልኩም ኢሳያስ ተምቤንን ዓጋመን ስለ ዝኾነ ኢዩ ኢልኩም ኢድየት ኤርትራዊ ትንታነኹም ቀጽሉ። ብጌጋ ከይትርድኡኒ__ብናተይ ኣረኣእያ__(ደንጉዩ ዝተረድኣኒ)__ካብ ዝተማህረ ህዝባዊ ግንባር ዝዓበደ ወያነ ከም ዝልብም__ካብ ህዝባዊ ግንባር ንላዕሊ ድማ፣ወያነ ኤርትራዊ ሓልዮት ከም ዘለዎ ብድሕሪ ናጽነትና ዝተረድኣኒ እዩ።
    ፕረሲደንት ኢሳያስ_ ህዝባዊ ግንባር_(ህግደፍ)፣ብሃይለ መንቆርዮስን ካልኦትን ጌሩ ም ስ ኢትዮጵያ እቲ ዶብ ትርጉም ከም ዘይህልዎ ጌርና ኢና ኢሉ።ግን ኢሳያስ ምስቲ ፊውዳላዊን ፣ኮሚኒስታዊ ምቍጽጻርን___ዝኾነ ናይ ሽዋ ዝትሓወሱ ዝምባሌኡ_፡ንወያነ ብጣዕሚ ይንዕቆም ነበረ__ንማንም ሓመድ ሓፋሽን ድኻን መሰል ስለ ዝ ሃቡን ናይ ዲሞክራሲ ጩራን ስለ ዝነበሮም።ኣብ 1998 ህዝቢ ኢትዮጵያ ይግልበጦም እዩ ኣብ ዝበሎ ጊዜ__መስተውዓሊ ዝኾነ ገምጋም ወሲዱ__ኣብ ኢትዮጵያ ሕቡኣት ተጋደልቲ ንኢትዮጵያ ዘባርዕዋ ኣዳልዩ ስለ ዝነበረ_፡ሕንፍሽፍሽ ፈጢሩ ኢትዮጵያ ሃገሩ ክገዝእ ኤርትራውያን ድማ ከም ኣመልና ኮንዶም ኴንና ከነገልግል (ናይ ሰላሳ ዓመት ልምዲ ኮንዶምነት ስለ ዘለና)___ነገር ግን ወያነ ሰራሕታኛ ገዛ ከይተረፈት ኣብ ምሉእ ኢትዮጵያ ሓበርቲ ስለ ዝኾና__እቲ ሊስታ ኣብ ኢዶም ስለ ዝነበረ_፡ሓንቲ ጻጸ ከይቀተሉ ዳርጋ ብሳልስቲ ኣብ ምቍጽጻር ኣተዉ።መንግስቲ ኢትዮጵያ ፈርሔ፣ ዘይነቕሓሎም ሕቡ ኣት ከይህልዉ__ሃገሩን ስልጣኑን ክሕሉ ነደይ ኢታይ ከይተረፈ ሰጐጊወን።ገብሩ ኣስራትን ስየን ብናይ መለስ ን ኤርትራውያን ዳይፐር እናቐየርካ ምቕባጥ ዝነበረ ፖሊሲ ኣብ ዓንቀሮም በጺሕዎም ለኻኺሞም ክሶጉ ጀመሩ።ዝረሳዕኩዎ እባ_፡መቐለ ቆልዑ ምስ ደብደብና ኮነ ኢልካ ንወያነ ብስምዒት ተሲኦም ጌጋ ንኽሰርሑ እዩ ኔሩ።ምንም እኳ ኣዴታትና እተን ነፈርቲ ቆልዑ ደብዲበን ብሰላም ምምላሰን እልል እንተበላ ንወያነ ግን መሊሱ ድኣ ትዕግስቲ ገዝኣሎም እሞ ንህዝቢ ኢትዮጵያ፣ዋላ ነቲ ንመለስን ወያነን ከም ሞት ዝጸልእ ኣንጻርና ኣልዓሎ።ብድሕሪ ኡ መኻልፍን ኣደይ ማርታን ትፈልጥዎ ኢኹም ንወያነ ክሳዕ ዓዲ ቀይሕ ዘጓየናዮም______።
    ሕጂ እውን ሻዕብያ ህግደፍ ሓዚልዎም ዘሎ ¨ተቓወምቲ¨ኢትዮጵያ ዕግርግር ምስ መጸ ከም ብዓል ዓሰብ ዝቋጻጸሩ ነጻነት ኤርትራ ዘይኣምኑ እዮም።ናይ ሻዕብያን ወያነን ቅርሕንትን __መን ንኢትዮጵያን ነቲ ከባብን የምሓድር እምበር ንግንባር ጤል ዝኾነት ሃገር ከም ኮንዶም እንተዘይኮይኑ ዋጋ ዝቖጸራ የለን።ሕንፍሽፍሽ ምስ ዝፍጠር ደምሓኤን ቅንጅትን ዓሰብ ክቋጻጸሩ ይኽእሉ እዮም።በዚ ምኽንያት ክኣ እየ ነቲ ቃልሲ ኤርትራ ብህዝባዊ ግንባር ዝተወጅዔ FAKE & ANTI PEOPLE ዝብሎ።
    This is all EPLF´s homework Woyane /Eprdf ie. do not have to add a spit to a sinking ship.
    Fellow Eritreans ,it is easier to squeeze a juice out of a rock than make you understand my BBC ,CNN style brilliant analysis.

    • Kalighe May 22, 2013

      “Fellow Eritreans ,it is easier to squeeze a juice out of a rock than make you understand my BBC ,CNN style brilliant analysis.”

      NEW HOPE ERITREA

      When a lunatic or a half-mad thinks he is “brilliant”, and can teach the Eritrean people, about their “true identity” I don’t blame him, let him feel good. Because a positive status of mind may lead to re-gaining some sanity. Expressing yourself, in whatever form also may be helpful, in particular for patients suffering from identity crisis, or identity related traumatic experiences. “Aya, may ztelot inte tixiztebu, kurub mi fokheselkum ..”

    • gidewon May 22, 2013

      New hope wonder boy!!!

      • NEW HOPE ERITREA May 22, 2013

        Gidewon,

        Thank you for observing the obvious. It takes one to know one.

  • Salim May 21, 2013

    “ይኹንእምበር ሰራዊት ከበድቲ ሕቶታት ብምልዓል፡ “ሕቶ ወዲ ዓሊ ሕቶ ኩላትና እዩ:: ”

    ‘tom usurat nab Woyane keydom bmlHas hageromn biete-sebomn keyewardu metan bkbretom ab zelew’wo bota ‘nte SenHu zHashe mKwanu knfelT alona::

    korakur Woyane zKone kebessawyan bsm aslam deqi Eritrea mshqaT kgedfwo alewom:: kulu seb shTara’om feliTwo ‘yu:: ” wedi Ali, wedi Ali …gigna gigna …” …kkkkkkkkk!! koshamat ye koshamat !!!!

    • wedi seb May 21, 2013

      Salim ,,, what is your level of education? never saw it coming hgdef supporter could go this low; I frankly thought you were only ignorant but I kind of figured it out you are less of a human. EMBERDOKE ADEKA KEMZHAR’ETKA TIFELTYA???

      • Salim May 22, 2013

        Keep on reading. You will learn a lot from me.

        • tekeste May 22, 2013

          Nothing to learn from your article. You would certainly win the ignorant man of the year.

  • Yerihiwo May 21, 2013

    Wedi Ali Gigna….you are our hero! You have started the war in Forto and another hero will finish it soon in Kobishtato!! Wedi Ali Gigna, the dictator is in shock after your gallant journey for democracy. You have terrified Wedi Medhin Berad Zebhire Tembien.

    I wish you blew the dictator or one of those cruel animals like Sibhat Efrem, Kisha, Monkey, Teklay Negis, Yemane Charlie, Col. Tesfalidet, etc.

    Rest In Peace Wedi Ali!!

  • Asmara2 May 21, 2013

    Check this one out…

    “…ሜጀር ጀነራል ፊልጶስን ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳን ከኣ ኣዝዮም ስለዝሰንበዱ፡ ብዘይ ዝኾነ መልስን ዘረባን ኣብ ሓጺር እዋን ነቲ ኣኼባ ኣቋአኢጾም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም። ንኢሳይያስ ከኣ፡ “በዚ ንገብሮ ዘለና ባዕልና ካልኣይ ናዕቢ ኢና ነልዕል ዘለና፡ እዚ ዑደት ክግበር የብሉን” ኢሎሞ። ኢሳይያስ ብወገኑ፡ ርእይቶኦም ተቐቢሉ ……”

    So, who is telling this story? Who could the person possibly snitching to assenna be? who can possibly hear what the generals and Issayas discussed?

    a)ሜጀር ጀነራል ፊልጶስን ?
    b)ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳን ?

    oh, oh, I got it got it – it is

    c) President issayas, himself?

    Wey gud! abiet niket , abiet!

    Do you people really believe Eritreans are that stupid? This can only be written by someone who has no clue about Eritrea and the Eritrean people.

    And if it is supposed to be a propaganda thing, then you guys have a long way to go. Woyanie schools are not teaching you properly. Time to change another mentor

    • hawika May 22, 2013

      thats how normally news are formed all over the world, specially in eritrea where you have a system that don’t belive on informing the public.

      you connect dots to make sense out of it and this news piece can be that and still it don’t mean it is a lie or to be in your side truth. you just have to make sense out of it in u r mind becuse assena is a volunteer website if you have any demands demand it from your governemnt becuse it is your right but in here it is either assena way or the highway.

      • Asmara2 May 22, 2013

        That response is funny and at the same time sad and disturbing.

        This “..You connect the dots to make news…” part is hilarious.

        The fact that demo.archive.assenna.com could easily get away with unbelievably idiotic thing, call it news – and what is more, the fact that some people happen to exist, in our mother earth, that would fall for that is mind blowing.

        Judging by “…thats how normally news are formed all over the world…”, we can say something about you though. It is obvious you don’t know the difference between news Medias and Tabloids, between news and gossip etc. I don’t know where you live, but next time you go to the supermarket check around you and you will see some magazines, with big, bold letters claiming some ridiculous thing like
        “….Michele Obama caught the president with his pants down with the 20 years old maid, and she is drinking herself to death…”
        But, I agree with you – demo.archive.assenna.com is nothing more than a Tabloid.

        • hawika May 22, 2013

          where there is no free flow of information or in our case denial of it then the only space you have left is connecting the dots or speculating thats all i said. and yes news is formed by this process such as leakes connecting dots investigative journalisim among others. for someone who gets his news only as report from the government this can sound excatly as you said funny disturbing and sad.

  • Dawit Meconen May 21, 2013

    Some one asked,since the border between Eritrea and Ethiopia is virtually demarcated, what is the reason for Isaias Afewerqi’s refusal to implement the ratified Constition?

    This is valid question, but since the form of the question, probably inadvertently, validates the prior action of Isaias Afewerqi, himself or his agents can answer the question by simply referring the inquirer to Badme, which is still under woyane occupation.

    I have said many times before that Isaias Afewerqi is woyane within, which the leaked secret interview of Meles Zenawi gave to Paul Henze in 1990 amply demonstrates. Here below are some of the main points:

    “MZ: The EPLF has the problem that the population hates the Derg so much that it
    has all become separatist. The population wants independence to be declared as
    soon as the EPLF takes Asmara. Isaias understands some of the difficulties of this
    because he has thought a lot about it in the past year. But he has terrible pressures
    from his people. It is a difficult issue for him.
    PBH: Are the Eritrean highland Christians as strongly in favor of an immediate
    declaration of independence as Muslims?
    MZ: There are different opinions on this, but we think that the whole population wants
    independence. They may not understand what it means. These people were once
    strongly in favor of unity with Ethiopia. The Shoan Amharas destroyed that feeling.
    The highlanders are getting more impatient than the leadership of the EPLF. Isaias
    sees problems in independence and does not want to rush and create difficulties for
    himself, but he doesn’t have full control over this issue…..”

    If you recall his survival with Qiada Al Ama, who trusted him so much that it sent him to Communist China for scholarship , while it slaughtered many Christian highlanders as Ethiopian spies. Can any one doubt the reason why Qiada Al Ama trusted him so much could only be because he was purposely feeding it with wrong information about the highlanders?

    Treacherous that he was, as soon as he returned from Communist China, he turned against Qiada Al Ama, characterizing it as reactionary, murderer, religious fanatics etc. Why? To deceive his former victims, the Higlanders, into becoming his accessories in his secret agenda.

    Some may attribute hatred of him to be my motive. Absolutely not. Isaias Afewerqi never slackned his witch hunt on educated Highlanders through out his long career with EPLF, the witch-hunt he started with Qiada Al Ama.

    A consummated con artist that he was/is, he puposely covers himself with fake garb of Eritrean Nationalism; inflates the ego of the peasantry as The Vanguard of The Revolution, and castigates the educated Highlanders as untrusthyworthy Petty Bourgeois opportunists that ought to be under perpetual watch, and if need be, eliminated for good, and he eliminated so many.

    Meles Zenawi interview makes it clear that the Eritrean-Ethiopian war of 1998 was purposely crafted by both of them, Isaias and Meles, to abort the implementation of the Constitution, to purge the senior EPLFs, to consolidate his power so firmly that, by hook or crook, to navigate the country into its demise.

    In the aftermath of the EEBC decision, my friend told me, I did not believed him then, that woyane had acted in such away that Badme would be awarded to Eritrea. In retrospect, I think he was right because as soon as the decision was made public, Isaias Afewerqi started acting strangely: he lashed out against the Peace-Keepers, the UNSC, and the USA, which blamed her for allegedly helping woyane in the war, to overthrow him etc.

    The reason woyane and its surrogates might purposely worked for Badme to be awarded to Eritrea probably was because they wanted him to look as a winner in the eyes of Eritreans, and his public outbursts against UNSC and USA, to afford him an excuse for the long and agonizing saga they had prescribed for the Eritrean people to go through under their No War, No Peace, cripling sanctions etc.

    Ask yourself that Why is he surrounded himself exclusively with people of Tigrai descent? ……Yemane Monkey is Tigrawai by his mother, probably, Yemeni, by his father; Yemane Gebremesqel, 100% Tigrawai, never been to Eritrea before; Kisha Hagos, 100% Tigrawai, he grew up in SenAfe. Isaias wife wife is 100% Tigraweiti.

    Why does Yemane Monkey always accompany Osman,the so called Foreign Minister? …. either to spy on him, or, Osman is only a veil, a decoy.

    Lets talk of the Eritrean Tigrigna…… Why are words from Tigrai creeping into our Tigrigna vocabulary? I never saw the word, “Tilihit”, in my long life but lately Isaias has made it part of our vocabulary; The same with the ” Tswa” and many more.

    What about culture? Have you seen lately the so called ” Debub Bahli” show? In all aspect, they are Tegaru. Now, compare them with the real Eritrean group, The Yatana, of whom I am proud and watch always with pride. Whom does Isaias Afewerqi show on his Tv, ” Debub Bahli” or the original Eritrean, Yatana? You guess it, the Tigrai one,the “Debub Bahli”.

    Genuine Eritreans,

    specially those of you who are still hanging with this con artist, Tigrai conspirator,Isaias afewerqi, please listen to me, you are helping not only your own killer but also the killer of so many innocent Tegadleti, our country, culture and langauge. Please, Please, Wake Up before it is too late!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

    • MightyEmbasoyra May 21, 2013

      Dawit,
      I had to agree on almost everything but two comments you have made. I think I have commented on this before.
      1) Isayas’s wife is 100% Eritrean, unless you claim Senafe is not Eritrea.
      2) Are you saying Debub is Tigray? You keep saying Debub Bahili as Tigrayan’s.

      • Salim May 22, 2013

        ms kab ‘nda Slulat zhademe kelbi tzareb aloKa!! kkkkkkkkk!!!!!!!!!

        • MightyEmbasoyra May 22, 2013

          You may be half right on this Salim.

      • hawika May 22, 2013

        ok ok probably you going kill me now but seneafe is almost tigray right ? the people in senafe and around it have more similarity with tigray than say with maekl asmara or embaderho. no need to be ashamed of your self.

      • Dawit Meconen May 22, 2013

        MightyEmbasoyra,

        I am glad you agree with most of my ideas. With regard to “Debub Bahli”, I do not rule out the existence of such Bahli at the peripheri of our borders with Tigrai, specially at Zalambesa area but why cast it the Bahli of the extreme minority as representative of the Bahli of the general population of the Debub? It does not make sense, unless the perpetrators, Isaias Afewerqi and his Tigrawot agents, are really working towards the agenda of which I am implicating them.

        I would not have worried about this seemingly trivial issue if they were an isolated phenomena but as I have said previously, when the history and genealogy of Isaias Afewerqi, his manifested anti-Eritrean Intellectuals, the testimony of Meles Zenwai, the unnecessary of war of 1998 and the consequences, such as the suspension of the Constitution, incarceration of Senior EPLFs, the complete isolation of our country, the mass exudos of our youngsters, the crippling sanctions etc. are considered, such things must not be ignored. We must expose and fight the Tigrai conspirator whereever he rears his ugly face.

        It is very sad that the two Tegaru, Meles and Isaias, have successfully broken the backbones of all Eritreans by splitting them into two Warring factions. Each of the factions worships its Tigrai conspirator as Eritrean Saviour; little do they know that the two evils are one and the same and that they have casted their spells over them ( Eritreans) as a preude to their demise.

        What then is our Saving Principle? Knowledge is our Saving Principle ,our Liberator from bondage, from our slavery.

        Please, Please, do not be deluded by their sweet mouths, their grandious philnathropies, they are all empties promises, means of keeping you in their bondage tentalized until the hour they have been waiting for arrives, when they will bury you alive. Of this, never have doubt. They excell in murder, treachery, deplucity etc.

        If you want know them, ignor their deceptive words; dwell on their actions, current and history, some of which I have dealt previouly. They never tell the Truth; always hide behind scapegoats.

        For intance, The Claim Commission investigated and found out that it was Isaias Afewerqi who startedthe War, which he susequently,admitted and signed . But he never disclosed this fact to Eritrean people. And his blame against the USA is the same, poor chicanery, typical of his con artistry.

        Isaias Afewerqi wife is pure Tigraweiti, not from SenAfe. Do not blieve the innuendoes himself or his agents purposely leak to mislead the public. If you believe this folly, then you will believe the fiction that Isaias Afewerqi’s mother is from Seraye, and Yemani Monkey’s father is from Dubaroa. They are all fake. I admit that Hagos kisha’s wife is from around Segeneiti.

        • belay nega May 22, 2013

          DAWIT MEKONEN

          The two excellence PRESIDENT ESAYAS and the late PRIME MINISTER MELES they mean a lot to their people.
          The problem lies with the non biting dogs, so called oppositions of the two countries.

    • Salim May 22, 2013

      Dawit,

      meseret zeyblu nay aKlabat haTew-qeTew aytzareb::

      ” I never saw the word, “Tilihit”, in my long life “!!

      tlhit zbehal qal Ertrawi mKwanu zeyfelT LONG LIFE bqulTuf kHaSr alewo::

      • Dawit Meconen May 22, 2013

        Salim,
        Tilihit, Tswa are words from Tigrai, purposely being introduced to our vocabulary with intent of malice by Tigrawot who are sitting in the helm of our government. We will never allow that.

        Eritrean Tigrigna has developed over hundred of years to have its own distinctive national featrures, shedding its past local tinges, those of Seraye, Hamasien, Akuloguzai. Moderen Tigrigna does not represent any of those; it is rather a synthesis of all, and as such, it is a particular unto itself. I am proud of it, which will never change for anything. And I will never allow the Tigrai Conspirator, Isaias Afewerqi,destroy it !!!!!!!!!!!!!!!

    • Obahara May 22, 2013

      Selam Dawit,

      You seem to have hit the nail right on the head to seal the coffin with its corpse airtight. Dear compatriot, kudos for producing a very well articulated piece and keep up the good work!

      While I am at it, may ask you whether you have been using your current nick name to write here and there and for how long? I have read posts written by a person who used the same nick name as yours before and the views seem to have turned around full circle for the better!

      Peace!

      • Dawit Meconen May 22, 2013

        Obahara,
        I am glad you agree with me and I hope the rest of Eritreans will do the same. I started out as Isaias supporter but I became steadily disillusioned ,and more so after I visited Eritrea and witnessed first hand the lies of Isaias Afewerqi and the worsening plight of our people.

        I spoke to many people, including EPLFs, teachers, store keepers, hotel workers peasants etc. and all of them were hopeless, living on meager rationing and constant fear of the Tigrai conspirator, Isaias Afewerqi.

        I travelled around the country in buses; the Bus Stations are always swarmed with people who wait and wait and wait not knowing which bus will take them and what time. There are private buses and Isaias Afewerqi’s buses, like those Anbesa Buses of king haile Selase. The private buses are allowed to take passengers only after Isaias buses are full and depart.
        As soon as you hit aboard the buses, a swarm of beggars flood the bus. They enter the bus from both ends, front and back and they push you as they pass along. One day, I asked why there were so many beggars, as a matter of fact, everywhere in Eritrea. The answer they gave me was shocking. They said, in a nut shell, even those who were not so poor were not ashamed to go around begging, putting on worn out clothes.

        The Somali and Eritrean Monitoring group of the UN charaterized Isaias Government as Mafia. I totally agree but Isaias’s motive is not big money but the systematic destruction of our country and people, and over their ashes to build Abai Tigrai.

        Unfortunately, many Eritreans have not yet grasped the whole enchilanta of Isaias Afewerqi and woyane machinations and theatrical dramas. They still think that woyane and Isaias are adversaries, that the 1998 war was a real war.

        There are many palpable evidences, historical as well as current, that demonstrate vividly that the war was a fake one, fabricated and implemented by both of them. For instance, the right path Isaias Afewerqi should have followed, when woyane allegedly instigated border skirmishes, was to inform the UNSC and the OAU. He did not, not because he was ignorant of the International Law with regard to war between two UN members but because it would not advance his personal cause.

        I am by nature optimistic. I believe that very soon, Eritreans will demolish the castles of lies within which the two tegaru, Isaias and woyane,have kept them at loggerheads for decades. We shall rise!!

        • Obahara May 23, 2013

          Merhaba Dawit Aba Treg,

          Thank you for your forthright, eloquent, and to the point rejoined to my note! Yes, my friend, “We shall rise” and soar again when the thieves, liars, and murderers ruling out country with diabolical impunity are put where they belong once and for all.

          My friend,you have seen the light but many people live in the dark created by DIA and his parasitic PFDJ regime, his Weyane cousins, and the other useless and clueless political organizations and their failed leaders in Eritrean-Ethiopian politics. Eritreans have been turned into worthless slaves and beggars in their homeland by retarded PFDJ regime and its master. The master orders and the slave obeys till he masters his mind, heart, and guts to bring down the master who keeps him down and in bondage. Individually or collectively, one or many have to master their thoughts, desires, and acts to overcome the mental, emotional, spiritual, and material slavery that they have been subjected to against their will or out of ignorance!

          Dawitom, keep up the patriotic assault against DIA’s and Weyane’s lies that fooled many an Eritrean to get into mental,emotional, physical, and spiritual slavery of the worst kind. Lies don’t grow wings and fly and if they do, they kill liars and their followers at the end. Enough talking about dead and dying dogs in the Horn of Africa for for now:-)

          Peace!

  • MightyEmbasoyra May 21, 2013

    If someone set a meeting between Ahmed Salih, Belay Nega, and NEW HOPE ERITREA, I am sure they would come up with some kind of solution to some of the current problems we have. I know these gentlemen are in different side of the spectrum but they all have common sense.

    • ahmed saleh May 23, 2013

      MightyEmbasoyra
      I respect your opinion . We should agree to disagree . Different ideas and arguments only enrich our
      knowledge if we used it as feed back properly with respect , tolerance and maturity .

      • belay nega May 23, 2013

        Same here,thanks MightyEmbasoira as ever.

        • MightyEmbasoyra May 25, 2013

          Gentlemen,
          Over a cup of coffee, I am sure you guys could come up with a solution or two. At least that’s what I believe.

  • Semhar May 22, 2013

    As long as ድያብሎስ!Isayas and HIGDEF are in Eritrea misery and death will continue.
    The only solution is to get rid of crazy mad dog ድያብሎስ! Isayas wedi Medhin Berad, his son, and his blind followers HIGDEF just like the Libyans did to Gadafi, his sons and his followers.
    Eritreans should unite and get rid the tyrant mad dog ድያብሎስ! Isayas, his son and his blind followers the HIGDEF.

  • weygud May 22, 2013

    I am very much surprised when I heard that Mr. Haile Menkorios changed his citizenship to South African quietly. An other mind bogling is that a lot of Eritreans are suffering from man made plights in the areas where he has been appointed as UN Special Representative.By virtue of his power, he could help some action to be takenat least to extend legal protection to Eritrean Refugees. Selfish! Shame on him!

    • Tes May 22, 2013

      why are you surprise? How many Eritreans in west have double citizenship? The answer is everyone. So why is that different for Haile if you have it yourself I presume you are in west because you have twisted mine. Haile is no different from other Eritreans who could not have chance to serve his people and his country. This is all because of HGDEF. Don’t blame individuals for all ill in Eritrea but HGDEF.

      • Salim May 23, 2013

        Tes,

        You are justifying harlotry. No wonder that you are like him at the level of Hawassa and Debre-zeit.

  • simerrr2012 May 22, 2013

    Salim, check if you were born with a brain in your head.

    The average Idiots seem far more interested in what their dictator , leader of mafia higdef, low IQ military commanders and the shameless TV ere tell them. The rest all who disagree with them is CIA, Weyane etc that is the only word what comes out of their retarded mind. These people already sit in the box where the HIGDEF want them to sit and will never come out of this dark box to see the world in the eyes of progressive human with functional brain. Of course there are individuals who are well educated with PHD’s and Professor title who run the higdef propaganda machine only because their family members ,relatives , friends are in the government and take advantage of the corrupted system. These individuals know more than any opposition that this government is mafia group and the days are numbered , however they will show the support to get all what they need to the last minute. There are also like Salim who just dance for the dictator any time they are called to do so.

    • hawika May 22, 2013

      You got that right Simerr
      may they join the line.

      line of justice and the truth
      demanded by the free minded youth
      line dotted in bloood
      the youth are unstopable as flood

    • Salim May 22, 2013

      simerrr2012, check if you were born with a brain in your head.

      A cowardly Woyane dog like you is capable of saying a lot of foolish things. The more you open your mouth, the more you expose your ignorance.

  • ahmed saleh May 22, 2013

    Eritreans inside the country are the sole owners to decide their fate on their life . We only react for
    their well beings because we belong to each others connected as children of Eritrea . Our brother Wedi
    Ali didn’t die in vain but rather with pride for his principle of righteous believe on common interest
    of Eritreans on all walks . I am confident , there are many Wedi Ali types inside our military forces
    who will promote for the challenges against evils in our country .
    We in diaspora might are in comfort zone protected by rule of law . It is fair to wish them the same
    privilege to live in peace and harmony . I am not talking about dirty politics but about the GOD given
    right to live free in his world .

1 2 3

POST A COMMENT