Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር ብምክንያት መበል 22 በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (UEYDC-GM) ንቀዳም ዕለት  01/06/2013  ካብ ሰዓት 3፡00 ድ. ቐ ዝጅምር ዓቢ ሰሚናር ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ሰሚናር እዚ ን ህሉው

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር

ብምክንያት መበል 22 በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (UEYDC-GM) ንቀዳም ዕለት  01/06/2013  ካብ ሰዓት 3፡00 ድ. ቐ ዝጅምር ዓቢ ሰሚናር ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ሰሚናር እዚ ን ህሉው ኩነታት ቓልሲ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ ዝድህስስ ኮይኑ ኣብ ትሕቲ “ ሓድነትና ምልክት ዓወትና” ዝብል ቴማ  ክበዓል እዩ። ናይዚ ሰሚናር ክቡር ጋሻና ድማ ተጋዳላይ ተስፉ ኣጽበሃ ኣቦወንበር ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር (ስ.መ.ኤ.ድ.ሃ) ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ቃልሲ ኣንጻር ኣረሜናዊ ስርዓት ህግደፍ ብሓፈሻ ብዛዕባ ስ.መ.ኤ.ድ.ሃ ብፍላይ መብርሂ ክህብ እዩ። ድሕሪ ሰሚናር ድማ  ድራር ን  ናይ ሳዕስዒት መደብ ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ክቕጽል  እዩ።

ኩሉኹም ደላይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ ምሳና ሓቢርኩም ክተምስዩ ብኽብሪ ንዕድመኩም። በዚ ኣጋጣሚ ንክቡር ጋሻና ተጋዳላይ ተስፉ ኣጽበሃ ዕድመና ብምኽባሩ ክነመሰግኖ ንፈቱ።

ዝካየደሉ ኣድራሻ ኣብዚ ዝስዕብ ይኸዉን፣-

MCCR, 141-143 PRINCESS ROAD,

MOSS SIDE, MANCHESTER, M14 4RE (Near Red Sea Cafe)

ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ!!!

ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር

 

ســــــمنار بمدينة مانشــــــستر

بمناسبة الذكرى الـ 22 للإستقلال ينظم إتحاد الشباب الإرتري للتغيير الديمقراطى بمانشستر العظمى سمناراً بتاريخ 1/06/2013 في تمام الساعة 03:00 بعد الظهر وسيتناول فيه تطورات العمل النضالي الساعى لإسقاط النظام الديكتاتوري في إرتريا تحت شعار ( وحدتنا دليل نصرنا ) .. وسيكون ضيفنا في هذا السمنار الاخ المناضل / تسفو أصبها  الامين العام لاتحاد الشباب الإرتري لانقاذ الوطن .. وسيتحدث عن تطورات العمل النضالي ضد النظام الديكتاتوري بشكل عام وعن إتحاد الشباب الإرتري لإنقاذ الوطن بشكل خاص .. كما سيتضمن البرنامج مأدبة عشاء وحفل ساهر حتى منتصف الليل .

كل الإرتريين المهتمين بالشان الوطنى والساعيين للتغيير الديمقراطي في إرتريا والمقيميين بالمملكة المتحدة مدعوون للمشاركة وحضور هذه المناسبة .. كما لا يفوتنا أن نتقدم بجزيل  والإمتنان للمناضل تسفو اصبها لتلبيته دعوتنا .

العنوان :

MCCR 141-143 PRINCESS ROAD

MOSS SIDE , MANCHESTER , M14 4RE  بالقرب من مقهى البحر الاحمر

النصر لشعبنا المقهور !!!!

إتحاد الشباب الإرتري للتغيير الديمقراطي – مانشستر الكبرى

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • NEW HOPE ERITREA May 18, 2013

    Usually people dance & sing when they are happy…Having guayla on top of the dead/martyred continues as Eritrean banditry tradition.

    Excellent confused Eritrean ” Hole(y) day”

  • Slehizbi Eritrea May 18, 2013

    Wonderful news the Manchester guys. You are taking a positive stage to unite to your compatriots of Eritrean youth.

    We all being waiting for you. I feel a little bit late but I would say good job.

Post a Reply to Slehizbi Eritrea Cancel Reply