Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰሚናር ስማዊ ሚኒስቴር ዑስማን ሳልሕ ኣብ ሎንዶን።

ስለምንታይ ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ ዘይብሉ? ስለምንታይ ንዘይተወሰነ ጊዜ ዝቕጽል ዘሎ? ከምኡ ድማ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ዘንቆልቁል? ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣልማማ ማእሰርቲ ዜጋታት ኢሉ ክሓትት ከሎ ተወሳኺ ብምባል ሓንቲ ኣደ’ውን ተመሳሳሊ ሓሳብን

ስለምንታይ ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ ዘይብሉ? ስለምንታይ ንዘይተወሰነ ጊዜ ዝቕጽል ዘሎ? ከምኡ ድማ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ዘንቆልቁል? ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣልማማ ማእሰርቲ ዜጋታት ኢሉ ክሓትት ከሎ ተወሳኺ ብምባል ሓንቲ ኣደ’ውን ተመሳሳሊ ሓሳብን ሕቶን ርእይቶን ብምቕራብ “ዘይውዳእ ኣገልግሎት ጥራይ መኣስ ኮይኑ ስለምንታይ ከ ዝእሰሩን ዝቕጽዑን? ንምዃኑ ትሓስብሎም ዶ? ካልእ ግቡእ ደሞዝ’ውን ስለ ዘይብሎም ወላ ንሕና እዞም ኣብ ወጻኢ ዘለና ዘይነዋጽኣሎም” ብምባል ካብ ርህሩህ ናይ ኣደነት ስምዒት ተበጊሳ ርኢቶኣ ኣቕሪባ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
36 COMMENTS
  • NEW HOPE ERITREA July 20, 2013

    ¨መንእሰያት ኤርትራ፣እንደገና ክናላለ¨

    ሓወቦይ መሓሪ ኢልኩይም ክትጽውዑኒ ትኽእሉ ኢኹም።ዕዳጋ ሓሙስ ተወሊደ ፣ወዲ ሃብታምን መስተውዓልን ምዃን ጡዑምዩ (ጭርቃን ነቶም ዘይርድኦም ዓበይቲ )ናብ ኣልፋሮማዮን ገጅረት ንእሽቶን ዓብየ።ኣብ ኣልፋሮማዮ ንሕና ጥራይ ሓበሻ ስለ ዝነበርና እቶም ጣልያናት ሓበሻ ሸቃሊት ክት ህልዎም ከላ ንሕና ድማ ጣልያናዊት ሸቃሊት ኔራትና ። መታን ሚዛን ክሕዝ ።ኣብ ገጅረት ንእሽቶ ክሪዚ ዝብሃል ሳጓ ኔሩኒ።ካብ መጠን ንላዕሊ መስሓቕን ሽኮርን ስለ ዝነበርኩ ፣እቶም ክቐትሉኒ ዝፈተኑ ምልሻን መደበኛ ወት ሃደራት ደርጊ ብዙሕ ጊዜ ክርሽኑኒ ፈቲኖም__ግን መስሕስቕ ጆካት እናነገርኵዎም ጥይቶም ይስሕተኒ ኔሩ። ኣቦይን ኣደይን ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ዝነበሩ ድሓር ግን ብሕልፊ እኳ ኣቦይ በቲ ጃንሆይ ዝጠለምዎን ዝተጻወትዎን ግዕዙይን ቀታልን (ብሕልፊ ንመታሕት ኣስላም ኣሕዋትና)ዕግርግር የብሎን ነቲ ዝተቓለሰሉ እኳ እንተዘያጣዓሶ ፣ናብ ጃንሆይን ናብ እቲ ስርዓትን ቅርሕንቲ ኣሕደረ።ካልኦት ኣቦታት ጃንሆይ ክመጹ ከለዉ ደቢሎምን ፈኪሮምን ሽመት ክረኽቡ ፣ኣቦይ ሽመትን ሓላፍነትን ስለ ዝኸብዶ፣ ግራዝማች ይኹን ቀኛዝማች ከይተባህለ ዓዲ እዝግሄሩ ከይዱ።ኣቦይ በቡኡ ድምበዛናይ ክኸውን ከሎ ኣዲኡ ብንእሽትኣ ከላ ካብ ዓድዋ ማይ ቅኔጣል ዝተባህለ ቦታ ሰብኣይ ኣደ የባሳጭዋን የዳልዋን ስለ ዝነበረ ንኤርትራ ኣተወት ሴክሲ ሓማሴናይ ነቦሓጎይ ምስ ረኸበት ድማ ኣብ ማክዶናልድ ናይ ኣስመራ ተራኺቦም ተማራዕዮም ።ዓድዋ ብጣዕሚ ኣርሒቖም ዝሓስቡን ፣ሸቃጦ ስለ ዝኾኑን ውን ናይ ቁጠባ ሰባት እዮም ።ዓባየ ኢዳ ፍቱሕ ዘረብኣ እውን ብጣዕሚ ገርሂ ፣ኣክሰንታ እውን ሜድ ኢን ድምበዛን እዩ ኔሩ።
    ኣደይ፣ ኣቡኣ ጉሕጭዓ ሰራየ ኮይኑ ኣዲኣ ጓል ኣርብዓ እያ ኔራ ።ማለት ካብ ኣስመራስ ብቢኒኮሎ ጌርና ንርእያ ኔርና።ሓቂ ይሓይሽ ከይተወለድኩ እያ ሞይታ። ኣቦ ´ደይ ኣብ ጉሕጭዓ ብዙሕ መሬት ስለ ዝነበሮ እቲ ካርፔት ናይ ገዛና ከይተረፈ ብጣፍ እዩ ተሰሪሑ ኔሩ ።ሓደ ሓደ ኣኮታተይ ግን ውዑይ ጸባ ጤል፣ ምስ ሰበረ ሓዊሶም ስለ ዝበልዑ ከም ብሬክ ዳንስ ጌሩሎም ፣ኮማን ሴሚኮሎንን እናሰርሑ እዮም ዝስጉሙ።
    እቶም ሓወቦታተይ ክመጹ ከለዉ ብጣዕሚ ገርህታትን ሳፊን ስለ ዝነበሩ ¨ኦታ ጓል ክስቶ ጥርሓ ጸኒሓስ ተመሊሻ¨ክብሉ ከለዉ__ ኣነ ነደይ ¨ንምንታይ ዘይከድንዋ ጥርሓ እንድሕር ጸኒሓ፧¨ኢለ ይሓታ እሞ__ድሓን ኪድ ተጻወት ጥራይ ¨ዓንዛራት¨ ትብለኒ ኔራ ።ሓደ ሰብ ከለኹ ዓንዛራት ምባላ በቲ ዓዲ ´ቦይ ለኪማ (ሓሻካ ዓንዛራት) ምዃኑ እቲ ድክሸነሪ (ትግርኛ ናይ ሰራየ ናብ ሓሻካ ዝትርጕም) ምስ ርኣኹ ተረዲኡኒ ።
    ኣነ ሓደ ውላድ ኣለኒ ።ኣርባዕተ ኣሓት ኔረናኒ፣ ሕጂ ሰለስተ ኣለዋኒ።ከምዚ ናተይ እምነት ዘለኒ ኣብቲ ገዛ ኣነ ጥራይ ስለ ዝኾንኩ ___ከይትሓተትኩ ርእይቶይ ምሃብ ቤተሰብ ምቕያም ስለ ዝኾነ ምቝጣብ ተማሂረ።ኣብዚ ዌብሳይት እዚ ግን ቦትኡ ስለ ዝኾነን__ኣነ ድማ ከም ኣዝዩ በሊሕ ሰብ __ኣተሓሳስባ ክቕይር እምበር ንዘይተሳማምዓኒ ኢትዮጵያውን ዓጋመን ክጥቅን ስለ ዘይመጻእኩ ፡ብዝሓለፈ ጌጋይ ተኣሪመ__እቲ ካብ ጸወታ ዓካት ኣስመራ ዝበልሕ ትንተናይ ንኽምህረኩምን ፣ካባኹም ክምሃርን ድሉው እየ። ርእይቶይ ብዝግባእ ምስ ኣቕረብኵዎ ድማ ____ኣቦይ ይፈትዎ እየ ___ሓወቦይ እውን የኽብሮ እየ ።ግን እቲ ጽውጽዋያት ዘዕለሉኒ ምስ ናይ ሓወቦይ ምሓሪ (ኣነ) ኣዋዳዲርካስ ፌይሪ ቴል እዩ ከም ትብሉ የረጋግጸልኩም።ምኽንያቱ ኣነ ከምቶም መብዛሕትኦም ኣቦታትኩምን ሓዎቦታትኩምን ገጽ ሰብ እናርኣኹ ስለ ዘይዛረብ እቲ ናይ ምሕዋይ ፕሮሰስኩም ሎሚ ይጅምር። ሓውቲ ገንት ዝበለቶ ንምንታይ ባርያዊ ኣተሓሳስባ ዝብል ትጥቀም ዝብል እውን ከምጽኦ እየ። ፍልጠተይን ሽኩርናይን ማእለያ ስለ ዘይብሉ ድማ ሕማም ሽኮርያ (ዳያቤት ስ)ኣትሒዙኒ።

    ብጣዕሚ መስተውዓሊ ሓወቦኹም(THE ALWAYS BRILLIANT UNCLE NHE ,SINGAPO ERITREAN ,YUGOSLAVO ERITREAN ,MEHRETU HABTE ,HMAM LBI ,CYBER CURE)..different nick names same message .god ,I ADMIRE ME !!!
    ክሊንተንን መለስ ዜናዊን ሓንጎል ዝሓዘ
    ኤርትራዊ ሓድሽ ተስፋ ኤርትራ። NHE

    • HGDEF July 21, 2013

      bla…bla… bla…
      Who cares about your fictious identity? Your words tell about your real identity.

      • NEW HOPE ERITREA July 21, 2013

        thanks HGDEF
        ,you recognized I have a real identity .I hope I am not the only Hizbe Tigrinya !

  • NEW HOPE ERITREA July 20, 2013

    correction ¨ሓውቲ ገንት¨ዝብል ሓውቲ ገነት ተባሂሉ ይነበበለይ ።ብጣዕሚ ዘኽብራ ሰብ እያ __ካብቶም ሓሳባቶም ካባይ ዝፍለዩ ,ግን ኣእምሮን ብልሕነትን ዘለዋ¨ and that is the truth.

  • መጻኢ ኤርትራ July 20, 2013

    ሓወቦይ

    ሰዶ ሰዶ ሰዶ ! ከማኻ ዝብዘሑ

    ናይ ብሓቂ መስተውዓሊ ኢኻ፡ዘረባኻ ተመስገን የብል። እቲ ዘይነጽፍ ክእለት ሰነጽሑፍካ ዘደንቕዩ፡ኣደ ወሊዳ ትምከን ዝበሃል እኮ ከምዚ ከማኻ ክርከብ እንከሎዩ
    ነቲ መሃሪ መስሓቒን መዘናግዒን ስእላዊ ድርሰት ጽሑፍካ ከንብቦ እንከሎኹ ሓሓንሳብ ንኩሉቲ ዝሓለፈ የዘኻኽረኒሞ ክሳብ ዝነብዕየ ዝስሕቕ። የቐንየለይ

    ክቡር መስተውዕሊ ሓወቦይ
    ክሳብ ሕጂ ነዓይ ዘይተመለሰለይ ሕቶ ኣመጻጽኣ ሕጊ እንዳባዩ። ሕጊ እንዳባ ካበይ ከምዝመጸ ትፈልጥዶ?ሓደ ግዜ እቲ ብህይወቱ ዘየሎ ኣቦ ሓጎይ ንሕጊ እንዳባ
    ክነመዓራሪ ናብ እንዳ ስባጋድስ ትግራይ ኢትዮጵያ ንኸይድ ኔርና ኢሉ ክዛረብ ሰሚኤዮ ኔረሞ ብዛዕባ ሕጊ እንዳባ ትፈልቶ ኣሎካዶ?
    ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት

    • NEW HOPE ERITREA July 20, 2013

      ወዲ ሓወይ፣ መጻኢ ኤርትራ ፣

      ብሓቂ ኣይፈልጦን እየ ።ግን እቲ ሕጊ እንዳስባጋዲስ ናይ ህዝበ ትግርኛ ወይ ናይ ሲንጋፖር ኤርትራውያን ዶ ይኸውን ፧ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር ዝነበሩ እስከ ሕተት።ኣብ ሜዳ ዝተማህዘ ታሪኽ ይህሉ እዩ።ማለት ሲ ሕጊ ስባጋዲስ ብድሕሪ እዚ ዲማርኬሽን ናብ ኤርትራ ኣትዩ ይኸውን እምበር ናይ ወያነ እዩ ኔሩ ኢሉኒ ሓደ ተጋዳላይ ሽፍታ ዝነበረ ዘመደይ ። እስከ እቶም ናይ ሰብዓን ክልተን ሕተቶም ዋላ ቀጥቂጦም ኣላፋሊፎም ክረኽብዎ ይኽእሉ እዮም እቲ ታሪኽ።እዚ ኣ ውን ን ኤርትራውያን ጸርፊ እንተኾይና ንገረኒ ከይጋገ መታን።

      ሓወቦኻ ብሩህ ተስፋ

  • belay nega July 20, 2013

    “ስለምንታይ ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ ዘይብሉ? ስለምንታይ ንዘይተወሰነ ጊዜ ዝቕጽል ዘሎ?”

    My youth fellow Eritreans

    Whatever you passing through is the continuation of the SELF RELIANCE motto which helped us to achieve our freedom.In saying so I am not denying your feeling,but you have a choice to be part of one of the prominent parts with antagonistic idea.
    Ethiopians are saying that Eritrean ID is fake,and Eritrean gov is usefully challenged in proving them wrong.
    Other than that the web tigers are telling you the staff you already know without solution.

  • NEW HOPE ERITREA July 20, 2013

    ¨ሕማም ኤይድስ ዘለዎ ሰብዶ ፈጸጋ ወጺእዎ ኢልካ፣ኣምቡላንስ ትጽውዓሉ ኢኻ ፧ ¨

    ዝኸበርኩም ገዘፍቲ (ዕድመ ብዘይ ርእሲ) ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ፣

    ነዚ ሕጂ ዝጽሕፎ ውሑዳት ከምዚ ከማይ መስተውዓልቲ እንተዘይኮይኑ መብዛሕትኹም ብውሑዱ ክልተ ወርሒ ክወስደልኩም ስለ ዝኾነ (ሓደራ ተቓላጢፍኩም ኣይትመልሱ)።ኣነ ከም ውላድ ኤርትራ ፣እሞ ከንቱ ሓበን ዘይኮነስ ፍቕሪ ህዝቢ ስለ ዘለኒ ፣ኩሉ ዝጽሕፎ ንመን የሕርቖ ወይ ነዚስ ስርሑ ከርእዮ እየ ዝብል ኣይኮነን።እቲ በቲ¨ዘደንቕ¨ ሓንጎልኩም ንኽልተ ዓመት መመላእታ ኢትዮጵያ ወሪራትና ኢልኩም ኣሚንኩም መንእሰያት ኤርትራ ኣርባዕተ ኣብዑር ዘይተብልዕ ቁሸት ከተምልሱ ፣ደም ንጹሃን ዘፋሰስኩምሲ፣ ሪታርድ ድ እንተበልኩኹም ጻር ጻር ኣቢሉኩም። ነውሊዕ ፣ኣውሊዕ እንተበልካዮ እኮ ጸርፊ ኣይኮነን።ንዳዕሮ ድማ ዳዕሮ።ንዓጋመ ብሳልስቲ ኣዲስ ኣበባ ከተእትውዎም (ኣውቶቡስ እውን ዘይትኣትዎ)።ኣነ ንዓጋመ ወይ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ተሓሊቐ ኣይኮንኩን።ንሶም ኣብ ስሬኻ ዘጻሕጽሕ ቆረጣ ስለ ዘለዎም ናተይ ምክልኻል ኣይደልዩን እዮም።ሕጂስ ብደንጎላን መስፈን እውን እምበር ቆረጣ ኣይደልዩልናን።እቶም መቐለ ዘሕረድናዮም ቆለውዕ ንሕልናኹም ይገድፎ (ይቕሬታ ሕልና ዘለኩም መሲሉኒ እዩ) ።
    ግን ነቲ ኣብ ናይ ¨ዶብ ውግእ¨ ሰለስተ ሜትሮ ባድመ ከምልስ ዘሕረርኩሞ መንእሰይ ዓደይ ስለ ዘጕህይየኒ እዩ።ከምቲ ንዓኹም እቲ ደም ዘይጸግብን ፣ሳዕሪ ዘየቡቁልን ናይ ሓሶት ሃገር ጸላዕላዕ ኣቢሉኩም ንዓጋመ ክትጸርፍዎም ትውዕሉ ዘለኹም፣ኣነ ድማ እቶም ደቂ ትሽዓተ ዓመት ተኣሲሮሙሉ ዘሎ ቤት ማእሰርቲ ብገንዘብኩም ዝተሰርሔ እዩ።እቶም ሲናይ ዝዕመጹ ዘለዉ ወድን ጓልን፣ ሰብኣይን ሰበይትን፣ናትኩም ሓላፍነት እዩ። እቲ ኣትሓሳስባኹም ተኳንን ጸልኢ ናይ መንነትኩም፣ መንነት ዓጋመ ስለ ዘሕንኸኩም (ሃብትን ጸጋን ዩኒቨርሲታትን ኣብ ሰለስተ ሽሕ ዓመታት ዘይረኸበቶ)፣ ሳላ ዓጋመ, =ድርባይ, ድኻ ኢትዮጵያ ረኺባቶ።ትጸግብን ትምዕብልን ኣላ ።እቲ ትማሊ ኣንካይ ካብ ድኽነቱ ካብ ኢንፈርዮሪቲ ናቱ ኵወጽእ ዘይበልናዮ ህዝቢ ትግራይ ዓጋመ ፣ዓለም የዛርብን ንግብጺ ዒም ተበልኪ ትሕጎሚ ፣ድኽነት ከነጥፍእ ኢልና ኢና ባዕልና ንኸፍሎም ጽዓዱ ኣመርሚርና ፣ብሓጽቢ ኣባይ ከም ዘይትህሰዩ ከነዕግበኪ እምበር ገፋሕፋ ኣይትበሊ. ኢሎም ዓለም የዛርቡ ኣለዉ።እዞም ትማሊ ጥዑይ ጥላም ዘይነበሮም ፣ኣብ ጎቦ ደደቢት ኮይኖም ኣልባንያማ, ገስጋሲት´ያ ፣ራሻማ ኣልጋሲትያ ,ዝብል፣ ነፋጥ ናይ ማሌሊት ጨርሖ ዝነበሮም=== ንኮሉምብያ ብሰደድ ቡን በሊጾም ,ሳልሳይ ካብ ዓለም ኮይኖም ፣ስምስም ብምፍራይ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ፣ካብ ዓለም ራብዓይ( ዓጋመ ኣብጺሖማ),-,.እዛ ንፈልጣ ኢትዮጵያ እኮ እያ ፣ኣምሲሓ ዘይተድርር ዝነበረት ==ባሳየው ጀግንነት ባድዋም በማይ ጨው እናበለት ===እናሓደረት ትጠሚ ዝነበረት ኢትዪጵያስ ብናይ ዓጋመ ኤኮኖምያዊ ፖሊሲ ትውንጨፍ ኣላ ።ኣቱም ሰባት ጽቡቕ ርኢኹም ኣይትቐን ኡን ዲኹም ፧ እንታይ ዓይነቶም ድዮም ኣዕቡኢዮምኹም፧ኣንታ ከማና እንጀራን በርበረን ደፍዲፎም ዝበልዑ ዝነበሩ እኮ እዮም።ወረ እቲ ናትና እንጀራ ላዛኛ ውን ስለ ዝነበሮ ዝበዝሔ ካርቦ ሃይድሬት ኔርዎ።
    ካብ ዓደይ ኤርትራ ኰወጽእ ከለኹ ¨የጥፍኣዮም¨ኢለ እናረገምኵኦም ዝወጻእኩ።ካብዚኦምሲ ኣምሓሩ እኳ ይሕሹና እናበልኩ ዝገደፍኵዎ ዓደይ እዞም ኣቦታተይን ኣቦታትኩምን ዝኾኑን ዓጋመ ዓለም የዛርቡ ኣለዉ። ንስኹም ድማ ነቲ ሓቀኛን ዘደንቕን መስተውዓልን ሓደ ኤርትይራዊ ከምዚ ከማይ ረኺብኩምሲ ናብ ኢትትዮጵያ ክት ሰዱኒ ፧ ኣቱም ሰባት እቲ ዓሻ ተንኮልና ንመንእሰያትና የጥፍ ኦም ኣሎ እምበር -ኣነ ወዲ ኣስመራ ወይ ወዲ ሰንዓፈ ከሎ ብወዲ ዓዲ ግራት ወይ እንጦጦ ክሓምም ኣይክእልን እየ።ኣሕዋተይ ምንም እኳ ንዓኹም ምርዳእ ካብ ከውሒ ጁይስ (ጽማቝ) ምርካብ እንተኾነ ገለ ሓሙሽተ ዝኾኑ ሰባት ይርድኡኒ ይኾኑ ይብል ።

    ዳርጋ ዘኽብረኩም ሓውኩም
    THE ONLY WISE PERSON BESIDES THE ABYSSINIAN PRESIDENT ISAIAS AFEWERQI
    The REAL Eritrean,NEW HOPE ERITREA

  • NEW HOPE ERITREA July 21, 2013

    ኣብ ናይ ኣሜርካ US department of defence ዝብል እተዉ እሞ Deputy Defense Secretary Travels to Israel, Uganda, Ethiopia ___ኣንብቡ._ኣሜሪካ እውን ናብ ወያነ ስለ ዝተቐየረት ክንወራ ኣለና ።ወይ ክ ኣ ዌልፌር ኦፊሳ ክንወሮ ኣለና ።never mind ወሪርናዮ ኢና።
    ብጣዕሚ ጸላዕላዕ ዘበለኒ ድማ…..From Uganda, Carter will travel to Ethiopia to meet with Prime Minister Hailemariam Desalegu and senior defense officials to discuss issues of mutual importance. The deputy secretary also will thank the Ethiopians for the positive and important security role they continue to play in the region.
    ድሓር ግን ከም ኤርትራዊ ኮይነ ክግምግሞ ከለኹስ,… እዘን ወያነ ¨ብመኻልፍ¨ ጌርና ከይንወረን ስለ ዝፈርሓ ንኣሜሪካ ጸዊዔን ኢለ ተሓጕሸ ,ሓሻካ።

    • gidewon July 22, 2013

      “never mind ወሪርናዮ ኢና።”wow

  • Mesinas July 21, 2013

    ተዓወት ግዱስ ዜጋ! ናይ ብሓቂ ግዱስ ዜጋ! ጃንዳ ህግደፍ ‘ወያነ ካብ መሬትና ከይወጸ ኩሉ ነገር ኣብ ሃገር ኣይግበርን’ዩ!’ ካብ በለ፡ ብሓጺሩ ስርዓት ደማሒ (መላኺ) ከይተኣልየ ንቡር ህይወት ኣብዛ ሃገር ኣይክህሉን’ዩ! እንድዩ ዝብለና ዘሎ። በሉ ኣናብስ ሃገረይ ኣተኩሮና ናብታ ሎሚ ይኹን ጽባሕ መሬት ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት ብወያነ ተወሪራ ካብ ምዕባለ ተሓሪማ ዘላ ቃጽዖ ባድመ ዘይኮነስ ናብቲ ንምልእቲ ሃገርን ህዝባን ካብ ህንጸትን ዕብየትን ሓሪሙዎም ዘሎ ጉጅለ ፈያት (ሽፋቱ) ብምትኳር፡ ንእኡ ንምእላይ ሓቢርና ንቃለስ እብል።

    • belay nega July 21, 2013

      Mesinas

      መዓስ ኢኻ ከም ኤርትራዊ ትሓስብ?
      Because you are part of the founders and privileged class in [ሺመልባ] do not take staff for granted.At the end of the day in the eyes of Ethiopians, all Eritreans are considered to be a tissue infected by cancer.

  • Harnetna2013 July 21, 2013

    New Hope Eritrea
    your words are insulting our people and country, at this present time, we know we are faced a very difficult time due to the regime. But we know also change will come in due course. However when i read your words, i found it very disappointing. Whilst we are happy that Ethiopia is developing and helping Eritrean refugee, we are not here to count Ethiopia or Weyane is development and insult our people.You said you are Eritrean but in the other ways, you are insulting our people and country.We know we have problems and that is enough and i don’t think it is right to insult Erireans in general. I w’d argue you to refrain from your ridiculous behavior against our people and country. We don’t care where you are come from, but stop insulting people in general.

    • NEW HOPE ERITREA July 21, 2013

      Harnetna ,

      I am insulting the mentality of certain age group .I am destroying a false & self defeating ego .I do not undermine the pain that is being caused to young people by my age group & the least I can do is ¨insulting¨ us.
      Young people are asking where are the 50+++ cab drivers that raised half a billion for our demise while we are being raped in the trenches and sinai ??? We are offended because wefeel insulted for our abating aiding the Enemy of the Eritrean people EPLF /MUDADA /PFDJ …how about the youngsters that are suffering because of our hatred based raised nationalism & money .??? I am taking away the blame from PFDJ ,that does not hesitate to massacre it´s own veterans & sticking it to us ,where it belongs.
      You can not blame for a tiger eating a goat ,you blame the shepherd.
      I am sure ,the disabled veterans,the raped men and the prisoners that are languishing in prison feel your pain for being ¨insulted¨..but ,I do not know how they feel ??????

      • NEW HOPE ERITREA July 21, 2013

        People ,

        Do not tell me Isaias is the shepherd .He might as well be ,but his lunch and health care has been provided by us.
        WE ARE THE SHEPHERD MAKERS !!!!

    • The candid Truth July 22, 2013

      Harnetna2013

      It’s time to call spade…spade, enough defending the indefensible. That’s exactly what New Hope Eritrea is doing; and he should be appreciated and encouraged in exposing our weakness. I was crying my eyes out yesterday…yes a grown up person crying when I heard from someone who recently came back from Eritrea. Children roaming streets begging…children sniffing glues..these are children whose fathers paid in sweat and blood for the freedom of Eritrea. I have never seen or heard children sniffing glues in streets of Asmara during the Ethiopian occupation. Enough the empty slogans and baseless pride.

  • abate July 21, 2013

    BTW if Ethiopia is proposing 40 Mega watt of Power to Eritrea – then either it is a lie or the importance it has attached is zero. Do u know Djibouti is getting 100 Megawatt now and is to grow into 200 soon? Ousman Saleh – is lying.

  • oromay July 21, 2013

    Funny Osman, when are you going to kick the Ethiopia army out of Badme? kikikikiki, really! are you serious? Kikikikikki..I can only laugh at you. No money in the name of festival, just stay in the abandoned ship with all the goons and the monster until it submerges deep into the sea.

POST A COMMENT