Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ እንጸባጸበሉ እዋን ሕጂ ኢዩ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/ሰልፊ-ህዝቢ-ኤርትራ-ተጸባጸቡ.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
32 COMMENTS
  • Geja September 26, 2014

    እዚ ዘቕረብካዮ ርኢቶ ንሰልፊ ደሞክራስን ንመስፍን ሓጎስን ጥራይ ዝምልከት ኣይመስለንን፣ እንታይ ደኣ ነቶም ኩሎም ኣብ ቀጽሪ መሪሕነት ዝነበሩ ናይ ጀብሃን ሻዕብያን ኣባላት። ንሳቶም ኣብ በዓል ሃገራዊባይቶ ኪዳን ወሲኻ ዳርጋ ኣብ ሳላሳ ዝኾና ዉድብ ዝብልወን ናይ ዓድን ወረዳን ኣውራጃን ሃይማኖታዊ ማሕበራትን ተሰግሲጎም፣ ኣብ ፖለቲካ ኣለና ዝብሉን ዘለዉን፣ ገበርትን ሓደግትን ነበር።

  • keren September 26, 2014

    TADESE,
    IZI zeREBA IZI ‘NAI Gurhn iflet nai ingulen Imlet’ koinu rekibeyo.

    1. your accusations are heresy -you have no concrete evidence .
    2. to me it seems quite obvious why you are targeting Mesfin- I am not saying he is guilty or innocent -time will tell.
    3. As Geja said this a very broad topic that encompasses the ELF/EPLF leadership including those inside the Eritrea.
    4. Your article is prematurely written and destructive to say the least. It undermines the EPDP’s ability to manage its own affairs. It probably knows more than you d about mesfin Hagos.
    5. Thanks to people like tegaday Yemane T/Giorgis the truth is coming out with hard facts. So, please have patience.

  • ogbai September 26, 2014

    ክቡር ሓው ታደሰ በብጊዚኡ ንእትህቦ ርእቶታ ተሞኩረኻን እንዳኣመስገንኩን በጀካ እቲ ምእንቲ ሃገራዊ ግቡእካ ኣብ ሜዳ ከርተት ኢልካ ዋላ ሰንኪልካ ዓዲ ምእታውካ ነቲ ውፉይ ኣብርኩትኻ ባድናቖትን እጥምቶ፤ ቀጺልካውን ነቲ ኣይመርግም ኣይ ምርቓ ዘጋጠመና ሕማቕ ዕድል ኣብ ሃገረ ስደት ኮንካ ነቲ ተነፊግና ዘሎ መሰላት ንምርግጋፅ ብትግሃትን ትብዓትን ትቕጽሎ ብምህላውካ ድጊመ እምስግንካ.
    እቲ ካብ ሕጂ ክጅመር ኣለዎ ዘብልካዮ ምትሕስሳብ ኣብ ቦትኡ ኮይኑ. ናይ ሓደ ክልተ ሰባት ዘሰኩፉ ከም ዘይኮነ ፈሊጥና ኣብ ዘይምትእምማን ክንቱ ኣይግባእን ክብል ፍቐደለይ. እዚ ኣብ ጀብሃ ነበር ዘሎ ፍልልያት ካብቲ እቲ ውድብ ክይፈረሰ ከሎ
    ዘመጸ ትዕዝብትታን ኣብ ሓደ ተጥርኒፍ ንከይጋዕዝ ክዕንቕፈና ዝጽንሔን ዘሎን ርእይ ጉዳይ ምኻኑ ትስሕቶ ኢኻ ኣይብልን. ሕጀውን ኣብ ሞንጎ ህዝባዊ ግንባር ነበር ክድገም ንርእዮ ዘሎ ጉዳይ እዩ. ክንድዚ ዘኣክል ስክፍታ ናይ ውልቀ ስባት ክስን እንተዝጽንሓልናዾ ኣይምሓሸን.እዚ ጠቂስካዮ ዘለኻ ሰልፊውን ዓቕሚ እንተጥርዩ ከም ህዝቡ ኣብ ውድድር ኣትዩ ዕድሉ ክርኢ ደኣምበር ካልእ ሓለፋ ዘለዎ ኣይመስለንን.አብቲ ሓሳባትን ኣብቲ ንጥፈታት ኣካይዳና እንተነድሃብና ጽቡቕ ውጽኢት ክንሕፍስ ምኻልና ክብልውን እደፍር. እንተ ክንብርኩት ከይንብርኩት ኣብ ማይ ዘለዎ ንብጻሕ ማለትይ እየ. አይግበሮ ዋላ ሓደ ብጭብጢ እንተረኸብናስ እንታይ ባይታን ዓቕምን ወኒና ኢና ክንፍርዶ. ብከቢድ ገብን ምስ ጭብጥታቱ ናብ ናይ ዓለም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ.እታ ሓንቲ ምርጫ ናይዚ ዘለናዮ እዋን ንሳ እያ.ከንዳኡ ዘኣክል ምስ ጭብጥታቱ እንተሎ ከኣ እቲ ቦታ ችሑቕ ኣይኮነን. ትዕግስቲ ልቦና ይድልይና ኣሎ ብዘይቅልዕለም. ጌጋታት ኣይነበርን ሕጂውን ኣይግብርን እዩ እብል የለኹን ዝኾነ ስራሕ ብፍላይ ኣብ ጽንኩር ጊዜ ቃልሲ ገድለታት ኣይተግብረን ክንብል ዘይከውን ነገር እዩ.ነቲ ምስ ኩሉ ጉድለታቱ ዝተርኽበ ዓወት ብውልቀ ሰባት ክዝመት ግን ፈጺሙ ገበን እዩ.ነዚ ዓቢ ጾር ከያልግስካ ምትሕስሳብ ኣበይን ከመይን መዓስን ኣቀዲምና ክንግንዘቦ ዘግብእ ጉዳይ ስለዝኾነ ትዕግስቲውን ከምዘድልየና ከዘኻኽር እፍቱ. ንሰልፊ ህዝቢ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፍር ስሜን ኣመሪካ ከኣ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘድለ ዘሎ ለውጢ ንምቕልጣፍ ኣብ እትገብርዎ ዘለኹም ዘይሕለል ጻዕርኹምን ተወፋይንትኩመን ትድራራቢ ዓወት እምንየልኩም. የቕንየልይ. ግቡእ ነጥብታት ዘይምዝውታርይ ይቕሬታ.

  • Selam Berhe September 27, 2014

    ሓሳብካ ምግላጽ ዋላ እኻ መሰል እንተኾነ ንመጥቓዓቲ ክትጥቐመሉ አይጽቡቅን እዩ። ዝሓለፈ ኩነታት ብናይ ሕጂ ኩነታትን ስሚዒትን ክንበብ ብምግባር ህዝቢ ከምዝብአስ ወይ ከምዝፈራራሕ ምግባር ስራሕ ህግደፍ እዩ፡ ንካልእ ጽልእኻ ከተውጽእ ጽቡቕ ብዛዕባ መስፍን ተዛሪብካ ንዕኡ ኣጥቒዕካ ንውድብ ከተፈራርሕ፡ ሎሚ ዓሻ የለን። ኣብቲ እዋን ኣቶ መስፉን ዝወጽሉ ካብ ኤርትራ ምስ ኢሳያስ ናይ ስራሕ ርክብ ክህልዎ ናይ ግድን እዩ። ንስኻ (ጽሓፋይ) ምስኦም አይነበርካን፡ ከመይ ጌርካ መስፉን ካብ ብጾቱ ተሐቢኡ ምስ ኢሳያስ ከምተራኸበ ጌርካ ተቕርቦ ከመይ ጌርካ ትፈልጥ ብአፍልጥኦም እንተኔሩስ፡…….let us not be bias towards each other. Let us talk and reason with facts……….ENOUGH.

  • O Gebremeskel September 27, 2014

    totally Iagree with you

  • Simon G. September 27, 2014

    Tadesse,
    What is holding you back from saying Mesfin Hagos is still working with isayas? Why are you shy or scared? Come on.
    Any person with a smart dog’s brain knows that. Of course, he is still working with the devil. You know why? He is a devil himself.

  • tesfagabrie berhe September 27, 2014

    ክቡር ጂግና ተጋዳላይ ታደሰ ክዳነ ስለ አቲ ሰፊሕ ልቦናኻን ዓሚቕ ሃገራውነትካን ኣዝየ የመስግነካ፡ ኣብዚ ወሪድና ዘሎ ኣደራዕ መሪሕነት ህ ግ ኮነ፡መሪሕነት ጀብሃን ናይ ሕጂ መራሕቲ ውድባት፡ዓቐኑን ክብደቱን ደኣ ይፋላለ አንበር፡ነናቶም ኢጃም ኣለወም፡ተጋዳላይ መስፍን ሓደ ካብቶም ላዕለዎት መሪሕነት ህ ግ ን ብቐረባ ዓርኪ ኢሳያስን ብምንባሩ ኢሳያስ ዝወዓሎ ገበን መስፍን ኣይ ፈልጦን ኢዩ ምባል ዝካኣል ኣመስለን፡መስፍን ምስ ጉጅለ 15 ፈሪሙ ክንሱ ብዘይ ዝኾነ ጸገም ንደገ ክወጽአ ባህሪ ኢሳያስ ኣብ ግምት ብምአታው ክትኣምኖ ኣጻጋሚ አዩ።መስፍን ንደገ ምስ ወጸአ፡ሓደ ግዜ ናይ ሞኮነናት ትምህርቲ አንዳወሰድና ኣብ ሳዋ ኢኢሳያስ ኣኼባ ኣብ ዝገበረልና ኢዋን ፡ኣዛብአ ነዛ ሃገር ክበልዑዋ ተበጊሶም መስዋአቲ ከፊልና ዘምጻአናያ ሃገር ፡ኣሕሊፍና ነዛብአ ኣይንህባን ኢና(ንጉጅለ 15 ) ማሌቱ ኢዩ ኢሉ ይምደር ኣብ ሕቶን መልስን ምስ በጸሐ ሓደ ሓላፊ፡ኢዱ ኣልዒሉ መስፋን ሓደ ካብቶም ኣዛብአ አዩ ሞ ዝብኢ ክንሱ ስለምንታት ንወጻኢ ክወጽአ ኪኢሉ ክብል ሓተቶ ?፡ገጽ ኢሳያስ ንአለት በርበረ መሰለት፡ሰራውር ገጹ ተገተረ፡ ብነድሪ ሓሚመ ኢሉ ንሕና ድማ ሰዲናዮ ክብል መለሰ፡ሓታታይ ኢንደገና ተንሴኡ አቶ ካልኣኦትሲ ሕማም ዘለዎ ኣሎዎም አንዶ ክብል አንደገና ሓተቶ? ኢሳያስ ከኣ መን ኢኻ ሽምካ ናየናይ ክፍለ ሰራዊት ኢኻ ክብል ሓተቶ ሽሙን ኣሃዳኡን መዝጊቡዎ ፡ከደ ኣብ ኣሃዲኡ ምስ ተመልሰ ድማ ን9 ወርሒ ተኣሲሩ።

  • Yemane September 27, 2014

    Hgdef glutsnet zebehal yeblun ayaminin ewin eyu
    Emo Mesfin Hgos ewin nezi ab diaspora zenebir hzbi fah chingrah nemibal
    teawitu eyu.
    Ngzyeu yufan Isias atsniu eyu

  • m September 27, 2014

    bull shit, Nay Kedem Zanta Kitizarebu Hizbina Bikontu Tefiou Nay hiji Zeytigebru 30 Amet lelelelelele Hanti Tikmi zey bulu halewlew Zereba,my pepole suffering and dying evryday and you guyes still talk old story we no need that story now,, we need realy a man to go to field to fight and be freeee from the Evil dictator Isias with his maffia

  • Gezae September 27, 2014

    Happy to hear and read that bringing individual feelings into the debate. I am all for this, since my/our main worry and indignation comes from the number of people this country has destroyed and displaced and all the misery this nation has showered on the people of this country. Thus, as most of you I have been critical about our organizations and our politicians in the past. I will continue to be as long as our country is run the same way.
    Anyhow, I have also a doubt brewing in my mind for some time now and I would like input on the subject. It seems to be that, I agree with most of what Mr. Tadesse is saying. However, going through the motions as he’s doing now will only make things worse. Call me a nut, but I tend to think criticism has to be something that people really want most.

1 2 3

POST A COMMENT