Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ከተማ ጀኔቭ ሃገረ ስዊስ

ዓርቢ ዕለት 8 2013 ድሕሪ ቐትሪ ካብ 12፡00 ኣብ ቅድሚ ኣደባባይ ሕቡራት መንግስታት ንሕና ውን ምስ ሰብ ፎርቶ ኣለና ዕሰልየ ሆ ዕሰልየ ዕሰል ዝናርካ ዕጠቕ ነ’ቦኻ ምሰል!!!! እናበልና ነዚ ዓንዲ ሕቖኡ ዝተሰብረ፣ ኣስናኑ ነቕነቕ

ዓርቢ ዕለት 8 2013 ድሕሪ ቐትሪ ካብ 12፡00 ኣብ ቅድሚ ኣደባባይ ሕቡራት መንግስታት ንሕና ውን ምስ ሰብ ፎርቶ ኣለና

ዕሰልየ ሆ ዕሰልየ ዕሰል ዝናርካ ዕጠቕ ነ’ቦኻ ምሰል!!!! እናበልና
ነዚ ዓንዲ ሕቖኡ ዝተሰብረ፣ ኣስናኑ ነቕነቕ ዝበለ፣ ዓይኑ ዝሓውለለ፣ ስርዓት ኣልቦ ፋሺስታዊ ዲክታቶራዊ ምሕደራ ኢሳያስ ይኣክል!! ይኣክል!! ሃገርና ብቑጠባን ባህልን ተዓኑ‘ላ፣ ህዝብና ይብተን ኣሎ፣ ይኣክል ናይ ውልቐ ሰብ እምነት፣ ሕጊ ይምረሓና፣ ፍትሒ ይንገሰልና፣ ክንብል ነቲ ተዓፊኑ ብዘይፍትሒ ዝእሰርን ዝቅተልን ዘሎ ህዝብና መቓሕ ክንኮኖ፣ ኣብ ህንጸት ሃገር ዘይኮነ ኣብ ባርነት “ሃገራዊ ኣገልግሎት” ንዝበሊ መንእሰይና ሓራ ክወጽእ፣ ሽማግሌታት ሸቕሎን ሓረስቶትን ብረት እሰኪሙ ዘንከራትቶም ዘሎ ኣብ ሞዶሻን ማሕረስን ክምለሱ፣ ካብ’ዚ ባርባራዊ ግፍዒ ከምልጡ ኣብ ዶብን ኣብ ባሕርን ምድረበዳን ዝጠፍኡ ከይኣክል ከም ገንሸል ፋሲካ ተሸይጦም ኮላሊቶም ብደዎም ብዘይመደንዘዚ ብበደዊን ዝምንጠሉ፣ ኣሓትናን ኣሕዋትናን ደቅናን ክድሕኑ፣
1. ናይ ፖሎቲካን ሕልናን እሱር ብዘይቅድመ ኵነት ሕጂ ይፈታሑ፣
2. ዲሞክራስያውን ፍትሓውን ቁዋም ሕጂ ይተግበር፣
3. ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ጎኒ ህዝብኻ ሕጂ ደው በል፣
ክንብል ህዝባውን ሃገራውን ሓላፍነት ስለ ዘሎና ኩልኹም/ኽን ደልይቲ ፍትሕን ዲሞክራስን፣ ኣዕሩኹናን፣ ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስትታት ዓለም፣ ንዓርቢ ዕለት 08.2013ዓ.ም ካብ ሰዓት 12:00 ቆጸራና ይኹን። ብደሓን ምጹ/ጻ።
ውድቐት ንፋሺሽቲ ኢሳያስ!!!
ሰማእታትና ክዝከሩን ክኸብሩ’ዮም!!!
ዓወት ንመላእ ህዝብና!!!
ሽማግሌ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ንለውጢ ኣብ ሃገረ ስዊስ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • rora eskindir February 8, 2013

    i am so proud of my brothers and sisters! forto 2013! our march continues! hgdf mendef adna gdef!

  • A Iyasu February 8, 2013

    Dear President Isais Afewerki

    Please ask this question. Why was King David known to be “a man after God’s own heart?”

    The Strength of a Good Leader is in the quality of his/her heart that
    1. Fears God and delights in him
    2. Longs for wisdom and counsel
    3. Does justice
    4. Loves kindness
    5. Respects human freedom
    6. Stands for human dignity
    7. Thrives to improve human well being
    8. Understands human limitations
    9. Lives and let’s live in peace
    10. Acknowledges once shortcomings and accounts for its actions or lack of it. And disdains pride and arrogance.

  • Semhar February 9, 2013

    The mad dog Isayas is the #1 enemy of Eritrean people.
    He doesn’t belong to Eritrea. He is a crazy dog. Eritreans must finish this mad dog and his son just like the Libyans did to their mad dog Gadafi and his sons.

POST A COMMENT