Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
31 COMMENTS
  • Mehari Worede April 1, 2012

    Hatew qetqow………………………………………………

  • robel.habtom@yahoo.com April 1, 2012

    Zegerm iyu abzi awutsikumos nay hgdf ante keyriukum ilka zerebalo kkkkkkkkkk assena u ppl r so amzing kkkkkk.

  • hzbawi April 1, 2012

    It sounds good and supportive idea but we can,t finish the whole article because some articles on the bottom part of all pages have missed.
    Thank you

  • Baraee April 1, 2012

    Hzbaw,

    hit the he down pointed arrow at the top of the PDF and you will scheme all 13 pages

  • Hama-sinai April 1, 2012

    thanks

  • Fetawihaki April 1, 2012

    if this is a secret movement at home, why assenna made it here an open secret?

  • John April 1, 2012

    I only see a blank page. Where is the article?

  • Cambo April 1, 2012

    ክቡር ጸሓፊ፣
    ዘቕረብካዮ ጥማር ጽሑፍ (article) ጠቓምን እዋናውን ብምዃኑ ምስጋናይ ይብጻሕካ። በዛ ጽሕፍትኻ ብዙሓት ሰባት ክትረድእ ኢኻ፣ ኣብ ዝመጽእ ውን ተማሳሳሊ ምምሕያሽ እንዳገበርካ ከተሀብትማ ተስፋ እገብር።
    ኣድላይነት ናይዛ ጥማር ተራእዩ፣ ራድዮ ኣሰና ኣብ እተፈላለየ እዋናት በብቑርብ እንተትፍንዋ ከመይ ጽቡቕ ኔሩ። እዛ ጽሑፍ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኢንተርነት ካፈ ኴንካ ብሓንሳብ ክትንበብ ስለዘይከኣል፤ ብብዙሕ መገዲ ክብተን፣ ክልጠፍ ይግባእ።
    ንኣብነት ኣብቲ ጎኒ ኣርእስትኻ ብፒዲኤፍ (PDF) ውን እንተዝልጠፍ፣ ብዙሓት ሰባት ኣብ ፍላሽ ወይ ዲስክ ጽዒኖም ኣብ ገዝኦም ወይ ስርሖም ኮይኖም፣ ብዘይ ስክፍታ ከንብብዎ ይኽእሉ። ብብሉቱዝ ውን ናብ መዘከሪ ካርድ ብቐሊሉ ክጸዓን ይክኣል። ግናኸ፣ ካብ ሞባይሎም ቀልጢፎም ክድምስስዎ ይግባእ።
    ንኣብነት፣
    ምስጢራዊ ምንቅስቓስ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ PDF
    ነዚ ድማ ማውስ ኣብ ፒዲኤፍ ኣቕኒዖም፣ ብየማንይ ኢድ ከሊኮም ብቐሊሉ ክጽዕንዎ ይኽሉ።
    በዚ ኣጋጣሚ፣ መርበብ ኣሰና ንኣዝዩ ነዋሕቲ ጽሑፋት፣ ብሓደ ኮፍታ ዘይንበብ ብፒዲኤፍ ውን እንተዝልጠፍ ጽቡቕ ኔሩ።

    • M I April 2, 2012

      Combo ሓመድካ ዕድ:

      ወዮ፡ ይትረፍ ኢንተርነት መብራህቲ’ኳ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ዘየለ ይብሃለለይዶ ኣይነበረን። ሕጂ ድኣ በየን መጺኡ እቲ ኮምፕዩተር ዋላ ኤለክትሪክ እሞ ድማ ኣብ ኤንተርነት ካፈ፡ ኣብ ኦፊስ ኣብ ገዛ: ኣብ ቤትምህርቲ …?

      ወዮ ኤርትራውያን መንእሰያት ኩሉም ጠፊኦም ኣረጋውያን ጥራይ እዮም ተሪፎም ዶ እይተባህለን። ሕጂ ድኣ በዓል መንዮም ነዚ ሰይጣናዊ ምኽሪ ናይ ጎይቶትኩም ከተግብሩ?

      ወዮ ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ ኣንቆልቂሉዶ ትሕቲ ዜሮ ከይዱ ከምዘይተባህለ ሎሚ ድኣ ካበይ ዝመጸ ናይ ኢመይልን ኢንትርነትን ኣፍልጦ ዘለዎ’ዩ እዚ ኩሉ ናይ ኮምፕዩተር ቃላት ክርድኦ?

      ስለዚ ብናይ ዝሓለፈ ኣተምህሮታትኩም ኣብ ኤርትራ ኤልክትሪክ የለ ኣፍልጦ ኮምፕዩተር የለ ብቐንዱ ነዚ ከዋድድ ዝኽእል ዓቕሚ ዘለዎ መንእሰይ የለን ስለ ዝኾነ እዚ ኣብ ኣውሮጳ፡ ኣሜሪካ፡ ኣውስትራልያ፡ ሃገራት ስካንዲናቭያ ካፈ-ላተ እናሰተኻን ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢልካ እናምቡሃቕካን ዝተጻሕፈ ውጥን ውድቂ ኮይኑ’ሎ።

  • Ere Na April 1, 2012

    Using IE( Internet Explorer) one can save the document in different formats. This wasn’t possible for me with Google Chrome .

  • ahmed saleh April 1, 2012

    This is the exactly the same lesson and examples we learn from of our past painful
    memory of political struggle tactics our peole achieved begining from 1950’s , 1960’s
    1970’s until the majority of our people vowed for Eritrean revolution. After all the
    suffering of our people and those unbearable inhumane happenings to our youth, it
    is time for the real patriots to stand and live-up to the promise of freedom to all. It
    is the question of their future and have a mandate to rise-up to its occasion.

1 2 3

POST A COMMENT