Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምምሕዳር ዞባታትን ምምቕራሕ ጸጋታት ሃገርናን ብመንጽር ጽገናዊ ለውጢ? ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም – 2ይ ክፋል

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ጽገናን-ዞባዊ-ምምሕዳርን-2ይ-ክፋል-1.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
52 COMMENTS
  • Dala Ksha October 19, 2014

    Tadese
    one thing i learned about you you are more dangerous than Isaias to our people.your articles are sugar coated poison.

  • Dala Ksha October 19, 2014

    I was just wondering why you don’t write about Eritrea as a country .you keep picking Hamasein seraye and Hirgigo.with opposition like HGDEF is lucky he will

    • Simon G. October 19, 2014

      Dala:
      Correction; he didn’t include Seraye with Hamassien and Hirgigo on this paper (read it again). He put Seraye with Akele Guzay (because they are Debub). If you disagree on his writings, bring the items you don’t agree/like, they way I put it yesterday. The, we all can learn from that.

  • Berhe Tsaada October 19, 2014

    ምፍልላይን ሽሾ ጽልእን ርኢና’ሞ፤ ከምዚ ናይ ታደሰ ኣብ ልዕሊ ደቂ ካርነሽም ርኢና ኣይንፈልጥን። ኣብ ምዕራብ ዓለምስ ነዚ ዘንቀሎ ምኽንያት ወይ ድሕሪ-ባይታ ከጽንዑ ምፈተኑ መጀመርያ። እምበርዶ ካርነሽም ዓሰርተታት ዓድታት ከምዝሕዝ ኣይፈልጥን’ዩ እዚ ወዲ። እቲ ዘሕዝን ዉሑዳት ጀነራላት ደቂ ዓዲ ንፋስን ገለ ካልኦት ሓንቲ ክልተ ዓድታት ወከልቲ ሙሉእ ካርነሽም ጌሩ ምዉሳዱ’ዩ። ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባጉምባሕ’ዩ ነገራቱ። ከምኡ ክጸልእ ዘንቀለ ሰብ ክትመልሶ ኣይትኽእልን ኢኻ እምበሪ፤ ብኸመይ ኣገባባት እዩ እዚ ዘሎ ኣቋዉማ ምምሕዳር ንረብሓ ደቂ ካርነሽምን ደቂ ሕርጊጎን ተሰሪዑ ይብሃል። ትፈልጥ ዶ እምበሪ’ኻ ህዝቢ ሓማሴን ብሓፈሻ፡ ህዝቢ ከባቢ ኣስመራ ድማ ብፍላይ መሬቱን ሃብቱን ከምተምንዘዐ። መሬቱ ተወሲዱ ሓንሳብ ንኣዉፈርቲ (ብዘየገድስ ካበይ እዮም መጺኦም) ሓንሳብ ንተጋደልቲ ሓንሳብ ንወጻኢ ዝቅመጡ ከምተዓደለን ጥራሕ ኢዱ ከምዝተረፈን። እቲ ገለ ባሕሪ እንኮላይ እናሓረሰ ዝነባበር ዝነበረ ካርነሽማይን ደምበዛናይን ካልእን ሓዲኡ ምረጽ ተባሂሉ ከምተኸልከለ ኸ ትፈልጥ ዶ ትኸዉን፧ ዶስ እቲ ክትብሎ እትደሊ ጥራይ ኢኻ ትህዉትት፧ ብጽልኢ ቀርዒንካ እንዲኻ ተሕዝን፧ ያኢ ካባኻስ ወላ እንተተኻኢሉ ምፍልላይ ኣብ ደቂ ካርነሽምን ካልኦት ደቂ ሓማሴንን ምዝራእካ’ዩ። ኣብቶም ትግረ ደቂ ሰንሒት’ዉን ከምኡ። ንምሕታት ዝኣክልስ፤ ኣበይ ኮን ኢኻ ነርካ እዚ ኹሉ እዋን፧ ስርዓት ትምህርቲ ኤርትራ እዚ ዘሎ ስርዓት ክሓማምስ እንከሎ ተለኣኣኹኡን ሑሑ በሃሊ ናቱን ደ ኾን ኣይንበርካን ኢኻ፧ ክንደይ ሲቪል ሰራሕተኛ ም.ትምህርትን መምሃራንን ዒሕ ከተብል ነዚ ስርዓት እናገልገልካ ተረሲዑ ድዩ። ህግደፋዊ ስርዓት ክእለ ‘ለዎ ከኣ በልካ፧ ስርዓት ደኣ ደይ ኣብ ደምካ ዘሎ፧ ንብዓል ነዓኻን ከማኻን ሰሪዑ፤ ሰሪሑ፤ ሓጺቡ ኣምጺእኩም። እቲ ስርዓት ኣብ ደምኩም’ዩ ዘሎ። ቀድም ቀዳድም ንዑዑ ኣጽርዩ። ተረፍ ንሱ ደማ’ዩ ሕጂ ልክዕ ከምቲ ንሱ ዝገብሮ ዝነበረ ብኣዉራጃ ብሃይማኖት ብብሄር ትበታትኑና ዘለኹም። ናትካ’ሞ ሕሉፍ’ዩ። ናብ ወራዳን ንኡስ ወራዳን መሪድካልና። ካብቲ ዝገብሩኻ ዝምህሩኻ ድዩ ዝተባህለ። ህግደፍ ነዚ ምሂሮምኻ። ካብ ነብስኻ ከማን ክትኣልዩ ኣይከኣልካን። በልስከ ወላ ኣብ መታሕት ደቂ ሓማሴን እዩም ተረባሕቲ ኰይኖም ኢለካ ኣሎ። እቲ ከብትኻ ሒዝካ ንመታሕት ምዉራድ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ዝነበረ’ዩ። ልዕሊ 4-5 ወለዶታት ዝኸደ። ኣብኡ ሰፊሮም እንተበልጸጉ ከኣ እንታይ እዩ የዒንትኻ ደም መሊኡካ። እዚ ናይ ገዛእ ርእሱ ታሪኻዊ ምኽንያት ዘለዎ እምበር ምስ ምምጻእ ገድሊ ዝተሓሓዝ የብሉን። ብኸምዚ ዓሻ ናትካ ኣገላልጻ እንተኸድና፤ እዞም ኣብ ኣስመራ (ሓማሴን ሙኻና ኣይትረስዕ)ምስ ጥልያን ይዅን ሃይለስላሴ ተጸጊዖም ቪላታትን ርሻናትን ኣስሪሖም ዘለዎ ዘይ-ደቂ ሓማሴን፡ ሃይለስላሰ ኮነ ኢሉ ንደቂ ሓማሴን ክሃስን ናብ ደቂ ኣከለ ዝዘጥጥ ዝምቡል ዘይምዑሩዩነት ክገብር ዝሃቦም እዩ እሞ ክሕሰበሉ ኣለዎ ክንብል ማለት እኮ’ዩ። ከምኡ ደኣ ካበ ኣፍንጫኻ ንላዕሊ ኣይትሓስብን ኢኻ ምበሪ። ደሓር ከኣ ሽሕ ግዜ ደኣ ተባኣስ እምበር ስርሓት ህግደፍ እንዲኻ ከምኡ ኢኻ ክትሓስብ። ዋና ከተማ ከኣ ናይ ኩሉ እያ ደ በልካ፧ ክጥዕመካ ብማንካ ክዝሕለካ ከኣ ብኢድካ እኮ ኾይኑ። መሬት ዓዲ-ስሄል፤ ኣርባዕተ ኣስመራ፤ ገጀረት፤ ጎዳይፍ፤ ዓዲ ጓዕዳድ፤ ዓዲ ኣቤቶ፤ ቤት መኻእ፤ ቑሸትን ካልእን ተተገዚዑ ዝተዋህበን ሓረስቶት ሸቃሎ ዝቀየረ ኩነት ክትዛረበሉ’ዉን ኣይደለኻን። ኣይናትካን’ዩ። ጽገናዊ ሱር-በተኻዊ ለዉጢ ንምግላጽ እዚ ኹሉ ዓጀዉጀዉ እንታይ ኣምጽኦ። እታ ኣርእስቲ ብዛዕባ ‘ደቂ ሓማሴን ደቂ ካርነሽም ደቂ ሕርጊጎ ብኸመይ ነጥቅዖም’ ምባል ምሐሸካ። እቲ ዘየምዑሩየነት…ገለ መለ ሃፈስቀደስ’ዩ። ኣቦኻ ዘፍለጥካ ጸላኢ ደቂ ሓማሴን ብሓፈሻ ደቂ ካርነሽም ድማ ብፍላይ ሙኻንካ ኩሉ ክፈልጥ ኣለዎ። እቲ ሽግር ንብዙሓት ለባማት ደቂ ኣከለ ክትለኻኽም ሙኻንካ’ዩ። ዘሕዝን’ዩ።

    • Simon G. October 19, 2014

      በርሀ ጻዕዳ:
      ጽቡቕ መግለጺ። ጃምላዊ ርኢቶ ምግባር ካብ ጠቕሚ ጉድኣቱ ዘምጽኦ ይበዝሕ። ንስኻውን ታደሰ ጽሒፉ ኢልካ ንናቱ ኣውራጃ ኣይወንጀልካን። ለባም ዘረባ። ምስ ዚኣ ትኸይድ ትማሊ ዘጋጠመትኒ ከዕልል
      ሓንቲ ናይ ቀረባ ዓርክና (ዓርክና መስለኒ ኔሩ ተበልኩ ይሓይሽ)ቡን ዓዲማትና ንኸይድ። ኣብኡ ድማ ካልኦት ክልተ ስድራ ይጸንሑና። መቸም ናይ ኣውራጃታት ኣርእስቲ ኣብ ኩሉ ቦታ ‘ንድያ ትጸንሐካ፣ ከም ገለ ኢላ ሓንቲ ሰበይቲ ተልዕል። ብሕማቕ ግን ኣይነበረን።
      ብሃንደበት እታ ዝዓደመትና እዞም ኣከለ ጉዛይ ‘ኳ ርጉማት ‘ዮም ትብል። በዓልቲ ቤተይ ናብ ትኣትዎ ጠፊእዋ። ብጣዕሚ ሓዚነ። ሓሪቐ ድማ። ስለምንታይሲ ከምዝ ዓይነት ዘረባ ካብኣ ጠሪሳ ኣይጽበይን ኔረ። እስከ ትቐጽል ኢለ ትም ክብል መሪጸ። ተቕዲዳ ጓል። ትብል ከም ስርዓት ምሽዶ ከም ኤርትራውያን ከም ኣፍሪቃውያን ኮይኖም ከማን ኣይተስምዕዋን። ካብ ምሕራቕ ናብ ምድንጻው ተቐይረ። ክሳብ ክንደይ ትሑት ኣተሓሳስባ ከምዘለዋ ሽዑ በሪሁለይ። ዘረባ ደው ምስ ኣበለት፣

      ሓንቲ ሕቶ ዶ ክሓተኪ?
      ሕራይ በለትኒ።
      ኣነ ንዓኺ እንታይ ሕማቕ ጌረኪ ፈልጥ?
      እስኻ ደኣ ኣብ ቅድሜኻ ኮይኑ ምበር ከማኻ ደኣ ናይ ቀረባ ዘመደይ ክጠልሙኒ ከለዉ እንዲኻ ሰብ ዝኾንካኒ(ሓደ ግዜ ገንዘብ ዘለቃሕኩዋ ኔረን፥ ኣይከፈለትንን ዘላ ድማ)።
      እሞ ኣነ ደኣ ኣከለ ጉዛይ ‘ኳ ‘ዩ ዓደይ።
      ዋእ፦ ስኻ ደኣ ወዲስመራ እንዲኻ?
      እወ። ስድራይ ድማ ካብ ኣከለ ጉዛይ ‘ዮም።
      ቢተወደድ ምሽ ቤተሰበይ ‘ዩ ትብል ኔርካ?
      በዓልቲ ቤተይ ትቕብል ኣቢላ ኣነ የ ከም ኡ ኢለኪ። ንዓይ ዩ ዘመደይ ትብላ።
      ዋእ ኣነ ደኣ ስድራኻ ካብ ሰራየ መስለኒ ኔሩ።
      ኖ፣ ኣይኮኑን። ስድራ ሰበይተይ ዮም።

      ሓደ ካብቶም ስድራ ድማ ትቕብል ኣቢሉ፤ በዓልቲ ቤተይውን ኳ ካብ ኳዕቲት (ጥቓ ዓዲ ቀይሕ)ዮም ይብላ። ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍ ንድዩ፣ ደሓን ጌጋኺ ኣሪምኪ ንሕለፎ ይብል። ኩላትና ኳ ካብ ሓደ ዘር ኢ ዝፈለስና ኢን ድማ ወሰኸሉ። ለባም ይምስል ትሰብኣይ። ካብ ካልእ ስቴት ዝመጸ ወዲ ሓውቦኣ ምኳኑ ድማ ይሕብረና።

      ኣቦና ዩ ሰራየ ምበር ኣዴና ‘ኳ ኣከለ ጉዛይ’ ያ፣ ወዘተረፈ ዝብሉ ምኽንያታት ኣምጺኣ ክተመኽኒ ጀሚራ ግን ዝሰምዓ ኣይነበረን። ብድሕሪኡ ገዛ ጸት ኮነት። ኣይደንጎናን ገዛና ተመሊስና።
      ክንድ ጽቡቕ ዝገበርኩ ኢለ ሕማቕ ተሰሚዑኒ፤ የግዳስ ብሰንካ: ንምሉእ ኣውራጃ ክውንጅል ኣይኮንኩን። እዛ ብርኽቲ ሰበይተይ ‘ኳ ጓል ሰራየ ‘ያ።
      ድንቁርና ብጣዕሚ ይሃስይና ኣሎ። ብጣዕሚ።

    • Mahta October 19, 2014

      Berhe Tsaeda, well said…the writers intention is well documented, he is trying to create confussion among this meskin hezbi! he is not going to rest until one Akele president come to the Eritrea.

  • EBOLA VIRUS October 19, 2014

    ኣነ ዘይርድኣኒ ነገር ኣሎ ኣብ ስደት ኣብ ዝኸድክዎ ዓዲ ኩሉ ን ኣከለጉዛይ ዝጸልእን ዘይ ኣምንን ፣ከም መፋታሕቲ ከም ኣቕሽሽቶም ኮተሊኽ ከይተረፉ ኣብ ስደት ነቲ ወዲ ካልእ ኣውራጃ ከም ዘጓንዩ ፣እንተተማህሩ መሊሶም ወገናውያን ዝኾኑ ኣብቲ ገድሊ ከይተረፈ ኢሳያስ ብጥብቂ ሒዝዎም እምበር ኩሉ ዕላምኦም ደቂ ዓዶም ናብ ስልጣን ኣምጺኦም ንኹሉ ክረግጹ ከም ዝሓለኑ ።ኣብ ሱዳን ከይተረፈ ብሓደ ዘምልኹላ ዝነበሩ ዓባይ በትኽስያን ጴንጤ ፣እቲ ቀንዲ ፓስተር ሰረወታይ ስለ ዝኾነ ፣ነታ በትኽስያን ኣብ ክልተ መቒሎም፣ገዛ ገዛ ምእመናን ደቂ ኣውራጅኦም እናዞሩ ደቂ ዓዶም ወዲቦም ናይ ኣከለጉዛይ በትኽስያን ፈጢሮም ።ዋላ ስሩዓት ናይ ህዝባዊ ግንባር ከለዉ እውን ናይ ደቂ ዓዶም ኣኼባ ጥራይ ብሕቡእ ጌሮም እዘን ሓማሴን ቀቲለናና ክብሉ ከም ዝሓድሩ ዝነበሩ።ብሓጺሩ ኣብ ስራሕ መርዓ ይኹን ሃገራውነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ መንሽሮ ከም ዝኾኑን ፣ኩሉ ኤርትራዊ ከም ዘይፈትዎምን ዘይኣምኖምን፣ሃዋርያ ጽልእን ፍልልይን እዮም ፣ስለዚ ባዕሎም በብዝኣጎድዎ ሓዊ እንተተሸልበቡ ፣ሓንሳእ ንሓማሴናይ ሓንሳእ ንሰረወታይ ክጥቅኑ ዝርከቡ ,ዘጽልኦም ኣውራጅኦም ዘይኮነ ጠባዮሞምን ንዕቀቶምን ምዃኑ ዘይፈልጡ፣ ዋላ ተጋሩ ይኹን ኣምሓራ ኣብ ኤርትራ ብስደት ዝተቐመጡ, እዞም ሓማሴን እዩ ቅኑዕ ልቦም እምበር፣እዞም ኣከለጉዛይ ክፉኣት እዮም ይብሉ ኔሮም ይብሃል ኔሩ።እቶም ፓድረ ኮተሊኽ እውን ኣብ ዓዲ ጣልያን ኮይኖም ኣይቲ እዩ ዓድኻ(ኺ) ?ኢሎም ንሰብ ብኣውራጅኡ ፈልዮም ንሰሜን ኣሜሪካ የሕልፉ ኔሮም ዝብሃል ? ካብ ስራሕ, መርዓ ጀሚሮም ክሳዕ ሃይማኖትን ሃገርነትን ጠለምትን ፈላለይትን ኣከለጉዛይ ኢዮም ዝብሃል,ብጊዜ ኣቦታትና ድማ ኣብ ቃኘው ኣሜሪካ ከለዉ ፣ንሓደ ሳላሳ ዓመት ካብ ዝት፭አዓራረዅዎ ሰረወታይ ንትማልኡ ዝፈለጥዎ ወዲ ዓዶም ስራሕ የእትዉ ኔሮም ዝብሃል ዋላ 2000 ኪሎሜተር ፍልልይ ይሃልዎም እዙይ ጥራይ ይበል እምበር,ኣብ መንካዕ እውን ዘቕተሎም ብጉልባብ ዲሞክራሲ ኣውራጅኦም ንላዕሊ ጌሮም ነቲ ወዲ ካልእ ክረግጹ ስለ ዝደለዩ እዩ ዝብሃል፣ተስፋይ ተምነዎ እውን ገሊጽዎ ኔሩ እዩ ¨ንሓማሴን ስዒራ ኣከለጉዛይ ተሳዒራ ፣ሓረጎት ኣባይ ስዒሩ ተስፋሃንስ በርሄ ተሳዒሩ ኢሎም ዝጨርሑ ተጋደልቲ ደቂ ኣከለጉዛይ።የማነ እውን ኣብ ኢንተርቪዉ ገሊጽዎ እዩ፣እቶም ደቂ ኣከለጉዛይ ዝነበርና ኣብ ጊዜ ድራር ኮነ ኢልና ብሓደ ንእከብ እሞ ብትሕቲ መልሓስና ነዕልል ኔርና ኢሉ።ንምንታይ ዋላ እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝዓበየ እውን እቲ ሕማም ኣብ ደሙ ኣሎ ማለት ድዩ ? ንምንታይ እዚ ኩሉ ሕማማት ድሩዕን ጀነራል ዑቕነ ሃይለን ምስተኣስሩ ይገልጽዎ ኣለዉ ፣ናይ ብሓቂ ነቲ ሽሃይን ኩናማን ሓልዮም ድዮም ?ዝብል ኣረኣእያ ዘለኩም ሰባት እንተለኹም ከምዚ ኢልኩም ንብጻይ ታደሰ ኪዳነ መርትዖ ኣቕርቡሉ እምበር ነቲ ጉዳይ ብምልዓሉ ከም ኣውራጃውን ፈላላይን ኣይትወንጅልዎ ሓደራኹም። መርትዖ ከነቕርብ እንተዄንና ብጭብጢ ።ኣነ ግን ብዙሕ ኣፍልጦ ስለ ዘይብለይ ሓቂ ድዩ ኢለ እየ ዝሓትት ዘለኹ።ብሓቂ ኣከለጉዛይ ኤርትራ ንህዝቢ መንሽሮኡ ድዮም ኣይኮኑን ሓደራ ንዘትዮ ምእንቲ ሃገርና።እንተኾነ ንሰባት በውራጃ ዘይኮነ ብውልቂ ምፍራድ ኣይሓይሽን ዋላ እቲ መርትዖ ገጽና እናጸፍዓና፣ህዝብና መታን ከይፋላለ ?

    • Simon G. October 19, 2014

      ኢቦላ ቫይረስ:
      እዚ ሕጂ ኣራንሺ ዝጸሓፎ ኣየሕዝነካን? ህዝቢ ኤርትራ ነጺፉ፣ ሃገር ክትህሉ ድያ ኣይክክትህሉን እንዳበለካስ፣ እዚ መርዛም ቃላታት ናይ ንዱያት ትነዝሕ?
      ንእግረ መንገደይ ድማ, ኣግሂድካ ምስ ኣከለ ጉዛይ ክቱር ጽልኢ ኣለኒ እንተትብል ዝያዳ መኽበርኩኻ። ደንቆሮ ምበልኩኻ, ግን ካብዝ ሕጂ ትጽሕፎ ዘለኻ ንሱ ምሓሸ። ሽምካ ከማን ዘይጠዓየ። ስለተደንግጸኒ ግን: እዛ ምኽሪ ክልግሰልካ: ኣብ ጥቓኻ ቦምባ ተረኺብካ ብዘይ ማይ ኮሊስካ ተፈንጀር። መንግስተ ሰማይ ድማ የዋርስካ።

    • Selamawi October 20, 2014

      Ebola’s entry is the cheapest of all pfdj’s poisons.

      Ebola: ስምካ ቀታሊ ሰባት፥ ዘረባኻ መስሓቕ ጓህማምት፥ ሕሳብካን ትምኒትካን ናይ ባሃማት።

      ካብ ነዊሕ ዓመታት ተኸታቲለዮም፥ ናይ ሕግደፍ ካድራት፥ ቆርበት በጊዕ ተኸዲሞ እዮም ዝዘርጉ። ንስኻ ግን፥ ኢቦላ፥ ንኩላትና ኤርትራውያን፥ እንተላይ ነቶም ተገልግሎም ዘሎኻ መራሕቲ ሕግደፍ እትልክም፥ ዘይተራቐቕካ፥ ሕማቕ ዜጋ ኢኻ። ካብ ሓቂ ሓሶት ዝፍተወካ፥ ደረጃ ዘይብልካ፥ ኣፋፍኖት ናይ ውርዝይና ዝይብልካ፥ ርኹስን ክሱርን ሰብ ኢኻ። መንፈሳውያን ሰባት ከይተረፈ ክት ዝልፍን ክተራኽስን ክትፍን። ሕማቕ ትገብር ኣለኻ።

      ንስኻ ኤርትራዊ ኢኻ ዝብል እምነት የብለይን። ዓቕሚ ጎዲሉካ፥ ወይ ሰይጣን ወሪሱካ እምበር ፈቲኻ ኣይመስለንን። ልዑል ፈጣሪ ንኹላትና ኤርትራውያን ምሕረቱ የውርደልና። ካብ መርዝኻን ካብ ሕማምካን፥ ካብ መዓት ጎይቶካን የድሕነና፥ ይተዓረቐና። ኣሜን።

  • Honest October 20, 2014

    Berehie xada very wise and mature Let me repeat ur article

    ምፍልላይን ሽሾ ጽልእን ርኢና’ሞ፤ ከምዚ ናይ ታደሰ ኣብ ልዕሊ ደቂ ካርነሽም ርኢና ኣይንፈልጥን። ኣብ ምዕራብ ዓለምስ ነዚ ዘንቀሎ ምኽንያት ወይ ድሕሪ-ባይታ ከጽንዑ ምፈተኑ መጀመርያ። እምበርዶ ካርነሽም ዓሰርተታት ዓድታት ከምዝሕዝ ኣይፈልጥን’ዩ እዚ ወዲ። እቲ ዘሕዝን ዉሑዳት ጀነራላት ደቂ ዓዲ ንፋስን ገለ ካልኦት ሓንቲ ክልተ ዓድታት ወከልቲ ሙሉእ ካርነሽም ጌሩ ምዉሳዱ’ዩ። ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባጉምባሕ’ዩ ነገራቱ። ከምኡ ክጸልእ ዘንቀለ ሰብ ክትመልሶ ኣይትኽእልን ኢኻ እምበሪ፤ ብኸመይ ኣገባባት እዩ እዚ ዘሎ ኣቋዉማ ምምሕዳር ንረብሓ ደቂ ካርነሽምን ደቂ ሕርጊጎን ተሰሪዑ ይብሃል። ትፈልጥ ዶ እምበሪ’ኻ ህዝቢ ሓማሴን ብሓፈሻ፡ ህዝቢ ከባቢ ኣስመራ ድማ ብፍላይ መሬቱን ሃብቱን ከምተምንዘዐ። መሬቱ ተወሲዱ ሓንሳብ ንኣዉፈርቲ (ብዘየገድስ ካበይ እዮም መጺኦም) ሓንሳብ ንተጋደልቲ ሓንሳብ ንወጻኢ ዝቅመጡ ከምተዓደለን ጥራሕ ኢዱ ከምዝተረፈን። እቲ ገለ ባሕሪ እንኮላይ እናሓረሰ ዝነባበር ዝነበረ ካርነሽማይን ደምበዛናይን ካልእን ሓዲኡ ምረጽ ተባሂሉ ከምተኸልከለ ኸ ትፈልጥ ዶ ትኸዉን፧ ዶስ እቲ ክትብሎ እትደሊ ጥራይ ኢኻ ትህዉትት፧ ብጽልኢ ቀርዒንካ እንዲኻ ተሕዝን፧ ያኢ ካባኻስ ወላ እንተተኻኢሉ ምፍልላይ ኣብ ደቂ ካርነሽምን ካልኦት ደቂ ሓማሴንን ምዝራእካ’ዩ። ኣብቶም ትግረ ደቂ ሰንሒት’ዉን ከምኡ። ንምሕታት ዝኣክልስ፤ ኣበይ ኮን ኢኻ ነርካ እዚ ኹሉ እዋን፧ ስርዓት ትምህርቲ ኤርትራ እዚ ዘሎ ስርዓት ክሓማምስ እንከሎ ተለኣኣኹኡን ሑሑ በሃሊ ናቱን ደ ኾን ኣይንበርካን ኢኻ፧ ክንደይ ሲቪል ሰራሕተኛ ም.ትምህርትን መምሃራንን ዒሕ ከተብል ነዚ ስርዓት እናገልገልካ ተረሲዑ ድዩ። ህግደፋዊ ስርዓት ክእለ ‘ለዎ ከኣ በልካ፧ ስርዓት ደኣ ደይ ኣብ ደምካ ዘሎ፧ ንብዓል ነዓኻን ከማኻን ሰሪዑ፤ ሰሪሑ፤ ሓጺቡ ኣምጺእኩም። እቲ ስርዓት ኣብ ደምኩም’ዩ ዘሎ። ቀድም ቀዳድም ንዑዑ ኣጽርዩ። ተረፍ ንሱ ደማ’ዩ ሕጂ ልክዕ ከምቲ ንሱ ዝገብሮ ዝነበረ ብኣዉራጃ ብሃይማኖት ብብሄር ትበታትኑና ዘለኹም። ናትካ’ሞ ሕሉፍ’ዩ። ናብ ወራዳን ንኡስ ወራዳን መሪድካልና። ካብቲ ዝገብሩኻ ዝምህሩኻ ድዩ ዝተባህለ። ህግደፍ ነዚ ምሂሮምኻ። ካብ ነብስኻ ከማን ክትኣልዩ ኣይከኣልካን። በልስከ ወላ ኣብ መታሕት ደቂ ሓማሴን እዩም ተረባሕቲ ኰይኖም ኢለካ ኣሎ። እቲ ከብትኻ ሒዝካ ንመታሕት ምዉራድ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ዝነበረ’ዩ። ልዕሊ 4-5 ወለዶታት ዝኸደ። ኣብኡ ሰፊሮም እንተበልጸጉ ከኣ እንታይ እዩ የዒንትኻ ደም መሊኡካ። እዚ ናይ ገዛእ ርእሱ ታሪኻዊ ምኽንያት ዘለዎ እምበር ምስ ምምጻእ ገድሊ ዝተሓሓዝ የብሉን። ብኸምዚ ዓሻ ናትካ ኣገላልጻ እንተኸድና፤ እዞም ኣብ ኣስመራ (ሓማሴን ሙኻና ኣይትረስዕ)ምስ ጥልያን ይዅን ሃይለስላሴ ተጸጊዖም ቪላታትን ርሻናትን ኣስሪሖም ዘለዎ ዘይ-ደቂ ሓማሴን፡ ሃይለስላሰ ኮነ ኢሉ ንደቂ ሓማሴን ክሃስን ናብ ደቂ ኣከለ ዝዘጥጥ ዝምቡል ዘይምዑሩዩነት ክገብር ዝሃቦም እዩ እሞ ክሕሰበሉ ኣለዎ ክንብል ማለት እኮ’ዩ። ከምኡ ደኣ ካበ ኣፍንጫኻ ንላዕሊ ኣይትሓስብን ኢኻ ምበሪ። ደሓር ከኣ ሽሕ ግዜ ደኣ ተባኣስ እምበር ስርሓት ህግደፍ እንዲኻ ከምኡ ኢኻ ክትሓስብ። ዋና ከተማ ከኣ ናይ ኩሉ እያ ደ በልካ፧ ክጥዕመካ ብማንካ ክዝሕለካ ከኣ ብኢድካ እኮ ኾይኑ። መሬት ዓዲ-ስሄል፤ ኣርባዕተ ኣስመራ፤ ገጀረት፤ ጎዳይፍ፤ ዓዲ ጓዕዳድ፤ ዓዲ ኣቤቶ፤ ቤት መኻእ፤ ቑሸትን ካልእን ተተገዚዑ ዝተዋህበን ሓረስቶት ሸቃሎ ዝቀየረ ኩነት ክትዛረበሉ’ዉን ኣይደለኻን። ኣይናትካን’ዩ። ጽገናዊ ሱር-በተኻዊ ለዉጢ ንምግላጽ እዚ ኹሉ ዓጀዉጀዉ እንታይ ኣምጽኦ። እታ ኣርእስቲ ብዛዕባ ‘ደቂ ሓማሴን ደቂ ካርነሽም ደቂ ሕርጊጎ ብኸመይ ነጥቅዖም’ ምባል ምሐሸካ። እቲ ዘየምዑሩየነት…ገለ መለ ሃፈስቀደስ’ዩ። ኣቦኻ ዘፍለጥካ ጸላኢ ደቂ ሓማሴን ብሓፈሻ ደቂ ካርነሽም ድማ ብፍላይ ሙኻንካ ኩሉ ክፈልጥ ኣለዎ። እቲ ሽግር ንብዙሓት ለባማት ደቂ ኣከለ ክትለኻኽም ሙኻንካ’ዩ። ዘሕዝን’ዩ።

    • Simon G. October 20, 2014

      Honest is directly proportional to HGDF. There is neither honesty nor justice and democracy in both. BTW, if I had to guess, the three (Ebola, honest, and HGDF) of you had nothing to do with hamassien or Eritrea at large. Nothing. This is a guesstimate but a calculated one.

      • Mehret October 22, 2014

        Simon,
        Both have the right to express their opinion. They did not call anyone any name. you are labeling them as HGDF and it is absolutely unacceptable. Unless you think everyone who does not agree with what Tadesse says is HGDF. where is the democracy. you have given your opinion and they have the right to do so.

  • B. Michael October 20, 2014

    ንቐደም፡ ሓድሓደ ኣመልካቲ (ሓማስየን ዲዩ) ክልኩል ኣርእስቲ ዘተ ኪህሉን ኪሕባእ ዚድለን ከም ዘሎ ዲዩ የመልክት፡ ምሕባእ ከኣ ካብ ፍርሂ ኪኀውን ኣይጠቕመናን፡ ንሃገር ዘገድስ፡ እንከሎ ወገንነት፡ አንከሎ ሣራን ቅጥፈትን ጎባጢ ጃንዳ ሣዕቢያ ምስ መዛምርቱ፡ ብበሓወሩ ኮነ ወለዶኡ ኮነ ፖሊቲካዊ ሥርሑ ግሉጽ እሞ ብርግኣትን ቅንዕናን ክንዛረበሉ እሞ ፈውሲ ከነናድየሉ ኢዩ ዘድልየና፡ እዚ ንኩልና ግሉጽ ኢዩ፡ ቁስሊና ሓቢእና ናበይ ነብል፡ ገበን ፖሊቲካ ካብቲ ዝኀፍአ እሞ በብዓይነቱ ገበን ይፍጸም ኣሎ፡ ኣብ ልዕሊ ኩሉ ህዝቢን ብሓውርን፡ ወገን ሓማስየን ዚድግፉ ነከለጉዛይ ጸላእቲ ኪቖጽሩን ንሰራየ ወይ ካልእ ኣጻልኡና ኪብሉን ዚድልዩ ይመስሉ፡ እወ፡ ኣብዚ ታሕቲ ዚልዓል መንጽራት ሓያሎ በለጽ ነገር ኣሎዎ፡ ሓማ-ሃይካ፡ ኪኀውን ዕሥነት? ደቂቕ ቅጥፈት ፖሊቲካ ኢዩ
    Idris ስለ keren tsada (ናቱ ጻዕዳ) ከስፍሖ ምጠቐመ፡ እቲ ወራር መረት ከም ምስሒት ገዛ ኮነ ግብሪ ንሕርሣ ኣብ ውሥጢ ሃገር ንመን ከም ዝደምዐ ምፍላጥ የድሊ፡ ለላን ጉለላን ንመን ከም ዝጎድአ / ከም ዝጎሰየ እውን ምነጸረ፡ Birhane ስለ ብሪገድ 58 ተልዕልን ትዝክርን ምስ ካርነሥም እንታይ ኢዩ ርክቡ፡ እንታይ “ሓቂ ይመስል …” ግን ብመንጽርካ ኣይኮነን ትብሎ፡ ከመይ ኢዩ ነገሩ፡ mai dima፡ “the people of hamasien are blood brothers to those tigre and blien people” ምስቲ ኣርእስቲ ዘልዕሎ ነገር ማዕረነት መሰል ወይ ጉድለቱ እንታይ የራኅቦ፡ እዞም ዚጥቐሱ ወገናት ኣዝማድ ስለ ዝኆኑ ሕልፊ አሪትራኦም ዶ ኣሎዎም፡ ሓድሓድ ኪረዳድኡ ዶ ብሓባር ንካልእ ወገን ኪወሩ ኢዩ ዘመልክት፡ Conti Rozini research emo rayo……hizbi hamassien bzuzh yu. 70 percent nayti tigrigna zibehal hzibi hamasien yu. እቲ ኢጣልያዊ ዝተፍኦ ገምጋም ኣነ ኣይዝክር ኣይፈልጥ፡ እንተበለ፡ እሩምነቱኀ ኣበይ ኣሎ፡ ገምጋሙ ንሓያል ህዝቢ ከበሳ ኪምልክት ይኅእል፡ ባህለቱ ምስ ጽላተ-ሙስየ ኣይርበብን፡ ንሱ ሓያል ግጉይ ፈራሪዱልና ኢዩ፡ ካብ ኮሎናዊ፡ ዝሓሠ እሩም ቅጽል፡ ካብ “ወራሪ” መጽናዕቱ፡ ብዘይ ሓባሪ ምጥቃስ፡ ናይ ገዛእ ርእሲና ምሳላት እንተሎና ደኣ ነካፍል
    ጸሓፊና ታደሰ ኣከለጉዛይ ምኅዋኑ ኣይፈልጥን፡ እቲ ዚብሎ ግን ሓያል ዚብላዕ ነገር ኣሎዎ አብል፡ ደፋር ኮይኑ ናብ ዘተ ከቕርቦ ግቡእን ብቑዕን፡ ኪምስገን ይግብኦ፡ መውቀስ እንተሎዎ ከኣ ክውንን ዝወዓለን ንቐደም ተጻዩ ኪቐርብ የድሊ፡ ነቲ ዝበሎ ምርታዕ እምበር ነቲ ወገኑ ምክፋእ፡ ዝገደደ ጸገም ዘተ ይፈጥር፡ ንኣና ካርነሥም ወይ ሓምስየን ኣልዓለና ብምባል መሠንጎጋ ምውንፃፍ እሞ ነውሪ ኢዩ፡ ወገንነት ንብሎ ኣብ ዝነበሮ ኪገዶ፡ እቲ ፕረሲደንት እዚን እቲን እየ ዝበለ፡ ነዚን ነቲን መንካዕ ዶ የሚን ቢሉ ኪጻወተሉ፡ ተበላጽ ኢዩ፡ ሓሰኃ ደምበ ደኣ ይኀውን እምበር፡ ንኩሉ ማዕረ ኪደምዕን ኪጎድእን ኣየርብሖን፡ ምስ በዝሖ፡ ሰብ እንከሎ እቲ ናቱ፡ በበዘሎዎ ኪስልበጦ ኢዩ፡ Dala Ksha ጸሓፊና ንሓማስየን ሰራየ ሕርጊጎ ኣልዓለዶ፡ እንተልዓሎም አሪትራዊያን ኢዮም፡ ኣብ መንጽር/ኣርእስቲ ዘተ ኪኣትዉ ደለዮ!
    ሕማም ሳግዋኡ፡ ..”ብጊዜ ኣቦታትና ድማ ኣብ ቃኘው ኣሜሪካ ከለዉ ፣ንሓደ ሳላሳ ዓመት ካብ ዝት፭አዓራረዅዎ ሰረወታይ ንትማልኡ ዝፈለጥዎ ወዲ ዓዶም ስራሕ የእትዉ ኔሮም ዝብሃል ዋላ 2000 ኪሎሜተር ፍልልይ ይሃልዎም እዙይ ጥራይ ይበል እምበር,ኣብ መንካዕ እውን ዘቕተሎም ብጉልባብ ዲሞክራሲ ኣውራጅኦም ንላዕሊ ጌሮም ነቲ ወዲ ካልእ ክረግጹ ስለ ዝደለዩ እዩ ዝብሃል፣ተስፋይ ተምነዎ እውን ገሊጽዎ ኔሩ እዩ ¨ንሓማሴን ስዒራ ኣከለጉዛይ ተሳዒራ ፣ሓረጎት ኣባይ ስዒሩ ተስፋሃንስ በርሄ ተሳዒሩ ኢሎም ዝጨርሑ ተጋደልቲ ደቂ ኣከለጉዛይ።የማነ እውን ኣብ ኢንተርቪዉ ገሊጽዎ እዩ”
    ኣብ ቃኘው ቀዳምነት ዝነበሮም ደቂ ከባቢ ኣስመራ ነበሩ፡ ንሱ ከኣ ብጊዝየ ራእሲ ተፈሪ ተረኀበ፡ መረቶም ብዚሰፍሕ ዞባታት እታ ከተማ ኣስመራ ስለ ዝተወሓጠ ተባህለ፡ ንሓረጎት ወዲ ሓውቱ ኣብታ ባብ ቃኘው ኮይኑ ንዘይወገኑ የዳሉ ዶ ኣይነበረን፡ እስከ ንዝያዳ ዚፈልጡዎ ሕተቱ፡ ወገናዊ ንካልእ ኪጎድእ ኪብል ንርእሱ ከም ዚጎድእ ኣየጠራጥርን

  • Bere October 20, 2014

    selam Honest, very honest comment indeed, here is a short your quote:

    ” በልስከ ወላ ኣብ መታሕት ደቂ ሓማሴን እዩም ተረባሕቲ ኰይኖም ኢለካ ኣሎ። እቲ ከብትኻ ሒዝካ ንመታሕት ምዉራድ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ዝነበረ’ዩ። ልዕሊ 4-5 ወለዶታት ዝኸደ። ኣብኡ ሰፊሮም እንተበልጸጉ ከኣ እንታይ እዩ የዒንትኻ ደም መሊኡካ። እዚ ናይ ገዛእ ርእሱ ታሪኻዊ ምኽንያት ዘለዎ እምበር ምስ ምምጻእ ገድሊ ዝተሓሓዝ የብሉን። ብኸምዚ ዓሻ ናትካ ኣገላልጻ እንተኸድና፤ እዞም ኣብ ኣስመራ (ሓማሴን ሙኻና ኣይትረስዕ)ምስ ጥልያን ይዅን ሃይለስላሴ ተጸጊዖም ቪላታትን ርሻናትን ኣስሪሖም ዘለዎ ዘይ-ደቂ ሓማሴን፡ ሃይለስላሰ ኮነ ኢሉ ንደቂ ሓማሴን ክሃስን ናብ ደቂ ኣከለ ዝዘጥጥ ዝምቡል ዘይምዑሩዩነት ክገብር ዝሃቦም እዩ እሞ ክሕሰበሉ ኣለዎ ክንብል ማለት እኮ’ዩ። ከምኡ ደኣ ካበ ኣፍንጫኻ ንላዕሊ ኣይትሓስብን ኢኻ ምበሪ። ደሓር ከኣ ሽሕ ግዜ ደኣ ተባኣስ እምበር ስርሓት ህግደፍ እንዲኻ ከምኡ ኢኻ ክትሓስብ። ዋና ከተማ ከኣ ናይ ኩሉ እያ ደ በልካ፧ ክጥዕመካ ብማንካ ክዝሕለካ ከኣ ብኢድካ እኮ ኾይኑ። መሬት ዓዲ-ስሄል፤ ኣርባዕተ ኣስመራ፤ ገጀረት፤ ጎዳይፍ፤ ዓዲ ጓዕዳድ፤ ዓዲ ኣቤቶ፤ ቤት መኻእ፤ ቑሸትን ካልእን ተተገዚዑ ዝተዋህበን ሓረስቶት ሸቃሎ ዝቀየረ ኩነት ክትዛረበሉ’ዉን ኣይደለኻን ። “

  • gerimuna October 20, 2014

    Dear Tadess Kidane.

    I congratulate you to opine your observation, rightly or wrongly. It seem fresh in your memory for a long time. Yet, it is not supported by any data. Your opinion could have surfaced after we accomplish the main agenda of the Eritrean people, that is get rid of the wicked, a friend of Kaddafi. I will differ in your timing.
    I am sure you are well aware of the term, “triage” or “prioritizing” a task. I wish all the energy that you invested in this issue was directed at the target. It is not our immediate concern of all Eritreans including Seraye, Akele or Hamasien, Senhit etc. The issue is only relevant when we could learn and materialize it. You should strive on ideas that boost positivity of our times, not divide. I believe that is the main agenda of Assena. In fact, as you could see most are negative responses. It is not pleasant to any considerate Eritrean.
    If you listen to my honest brotherly advice, go with time, not with seemingly Catharsis. you seem embossed with hatred in which I am not judging. May be that is your intention or not. Those issues are not black and white. When time is ripe and if need arise, it should be acclaimed, encouraged and dealt with. I am sure you could contribute to the wrong doings of others at proper time. Those energies of yours we need them then, not now.

  • ኣድሓኖም October 20, 2014

    ዘገርም እዩ እዚ ሰብኣይ ብርሀ ብዙሕ ዓመታት ተጋዲሉ ንድሕሪት ዘምቢሉ ሎሚ እንታይ ክብሃል እዩ ክምኡ ብዙሓት ሕሙማት ኣለዉ ደገፍቲ እውራጃዉያን ሂግዱፍ ምሰኪን እቶም ሩሖም ዝሃቡ ቁንጣሮ ኣዉራጃታት ሒዝካ ሃተፍተፍ ጽልእን ቅርሕንት ክትልም ሓደ እግርካ ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ፡፡

  • ebola virus October 20, 2014

    ኣነ ብዙሕ ዝፈልጦ የብለይን ከምቲ ሓማሴን ሓሪዶምና ሰራየ ዘርዮምና ዓይነት ንሓደ ኣውራጃ ጥራይ እዩ ምዕዝምዛም ዝፍቀደሉ ማለት ድዩ።ካብዞም ኩሎም ዘርዚሮም ክገልጹ ሕጽረት ቋንቋ ይኹን ፍልጠት ዘይጎደሉም ሓደ እኳ ነቲ ሰሚዔዮ ኢለ ዝጽሓፍኩዎ፣ ሓሲኻ ዝብል ኣይተረኸብኩን።ሳይሞን ጂ ንሓቂ በብነጥባ ዘጋልጻ ሰብ እዩ።ሓማሴን ክጽረፉ ከለዉ ፍዅስ ዝበለ ነቐፌታ ዘቕርብ ወይ ሸለል ኢልዎ ዝሓልፍ ሰብ እዩ።ግን ዓሚቝ ፍልጠትን ኣጻሓሕፋን ዘለዎ እዩ።ካብዘን ብዛዕባ ደቂ ኣከለጉዛይ ሰሚዔየን ዝበልኩወን ንሓንትኤን ውን ኣይበድሄንን ።እቶም ደቂ ሓማሴንን ሰራየን እውን ብዛዕባ ኣውራጅኦም ይስምዖም እኮ እዩ።ኢሳያስ ኣከለጉዘታይ እንተዝኸውን ኔሩ ኣንኳይዶ ሓማሴናይ ወይ ሰረወታይ ከም ናይ ድሩዕ ቦታ ክረክብ ይትረፍሲ፣ኣብ ቤተ መንግስቲሓጻብ ሽቓቕ እውን ስራሕ ኣይምረኸበን ዝብሉ ሰባት እውን ኣለዉ።ወይሲ ንኻርነሽምን ሕርጊጎን ጥራይ እዩ ምጽላም ዝፍቀድ።ምስ ሓደ ኣከለጉዘታይ እንተተባ ኢስካ እውን ምስ ምሉእ ኣውራጃ ከም ዝተብ ኣስካ እዩ ኩሎም ከም ተዃሉ ዝወርዱኻ ወይ ወዲ ካልእ ኣውራጃ ሰብኣይ ንሓንቲ ግ ዋላውራጅ ኦም እንተተመርዒኻ ምሉእ ኣውራጃ ከም ዝተመራኻ እዩ።ተኻታቲሎም ጌጋ ረኺቦም እዮም ዘፋትሑኻ ዝብሃልከ ሓቂ ድዩ።ሳይሞን ጂ ሔማታቱ ሰራየ ስለ ዝኾኑ ኣየፋትሕዎን እዮም ።ሰራየን ሓማሴን ብጽልኢ ኣይተመልኡን ዝብሃልከ ሓቂ ድዩ።ጭጕራፍሲ ወቒዓ ተእዊ።ናይ ኣባጊዕ ቀኛዝማታት ኢና እሞ ዓስ ኣይትበለና እያ ትመስል እዛ ንሰራየን ሓማሴንን ሕርጊጎምንከም ድላይና ክንጸርፎም ኢና።ኣከለና ግን ኣይትተንክፉልና ኣነስ ሕቶ እየ ዘቕረብኩ፣።ታደሰኸ ኣብ ሓማሴን ጽልኢ ኣለዎ ማለት ድዩ?

    • Simon G. October 21, 2014

      ኢቦላ:
      ንነብስኻ ‘ኳ “ይብልዎ” ኢኻ ትብል ዘለኻ። ከመይ ጌረ ‘የሞ ነጥቢ ብነጥቢ ከረደኣካ ክፍትን? ምሽዶ ንኣውራጃ ምሉእ ንሓደ ስድራ ከማን ብናይ ሓደ ገበነኛ (ንኣብነት ስድራ ኢሳያስ) ንኩሎም ኣይትውንጅልን። ንእግረ መገደይ ክሕብረካ፣ ጓል ሓፍተይ ናብ ወዲ ጸዓዘጋ ተመርዕያ። ጥንቅቕ በል; ኣጆኻ; ከፋትሓ ኢለ ኣይፍትንን።
      ባዶ ሰለስተ ‘ድሕር ዘይኮንካ ናይ ብሓቂ ‘የ ዝሓዝነልካ። ጽልኢ ይቐትል ከምዝኾነ ትፈልጥ ዶ? ኣሉታዊ ሓሳባት; ብዙሕ ጸዓት ይሓትት!

POST A COMMENT