Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ወረቐት ካብ ዘይብሎም ብንግስነት ስዑዲ ዓረብ ዝህደኑ ዘለዉ ኤርትራውያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታት ገንዘብ ይምእርር።

እቲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ቅጥዒ ብዘይብሉ መንገዲ ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ዜጋታት ክገፍፍ ከሎ ቅንጣብ ሓልዮት ዘየርኣየ ስሱዕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሃድን ንግስነት ስዑዲ ገና ዘንጸላልዎም ዘሎ ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታት ዝነብሩሉ ርሑቕ ሓውሲ

እቲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ቅጥዒ ብዘይብሉ መንገዲ ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ዜጋታት ክገፍፍ ከሎ ቅንጣብ ሓልዮት ዘየርኣየ ስሱዕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሃድን ንግስነት ስዑዲ ገና ዘንጸላልዎም ዘሎ ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታት ዝነብሩሉ ርሑቕ ሓውሲ ከተማታትን ከባቢታትን ኣለልዩ ኣብ ኤምባሲኡ ዝሰርሑ ሃሱሳቱ ብምውፋር፣ናብ ኤርትራ ክትምለሱ Less passé ከነውጽኣልኩም ብዝብል ምኽንያት ካብ ሓደ ሰብ ካብ 300-400 ርያል ስዑዲ ይምልጥጦም ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ስዑዲ ዓረብ ሓቢሮም።

ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ እቶም ካብ መሳኪን ኤርትራውያን ገንዘብ ክምእርሩ ተላኢኾም ዘለዉ ሓሱሳት ተዋፊሮምሉ ዘለዉ ከባቢታት፣ዓሲር፣ ኣብሓ፣ ከሚስ ምሸት፣ ጀዛን ዝኣመሰሉ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን እዮም።

መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ “ዘይሕጋውያን ሰራሕተኛታት” ብዝብል ምኽንያት ግፋ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን፣ ናብ ስዑዲ ደዊልና ብተለፎን ዘዛራረብናዮም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ከምዝሓበሩዎ፣ ኩሎም መንግስታት ናይቶም ታርጌት ኮይነን ዝነበራ ሃገራት ብዜጋታቶም ተገዲሶም ላዕልን ታሕትን ክብሉ ከለዉ፣ እቲ ሕጂ ገንዘብ ኣበራቢሩዎ ሃነፍነፍ ዝብል ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ኣብ ጀዳ፣ ተርሒል ዝብሃል ግዝያዊ መእሰሪ ተዳጕኖም ዝነበሩ ኤርትራውያን ቁሊሕ ኣይበሎምን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
42 COMMENTS
  • Dawit November 23, 2013

    Haseka dembes ab zeamerelu.
    Hgdef hargaf nezi kemzi hmak agatamitat tetekimu
    teray genzeb meikab serehu mequanu keytedekese zetehalme eyu.
    Hgdef Kesab kab gets Alem zekebu dema kulu gizeye kab wetsuat enda akebu ketsenhu eyom.

    Dawit wedi keren

  • Gebez November 23, 2013

    Shame on HGDF!! Shame!! Shame on you!!!! ወያነ ንዜጋታቱ ብኽብሪ ናብ ዓዶም መሊሱ መትከሊ እግሪ ገንዘብ ይህብ፤ህግደፍ ድማ ገንዘብ ድኻታት ይሰርቅ!!

  • yodit November 23, 2013

    antum hasewti eze sely nai Ethiopian eue hasawi kedami woyane hji dema tzarebo tefieka lestro woyane agamino kab aser kedaet aser siwoate down with woyane and kedemti!!

    • Gebez November 23, 2013

      ኣቲ ዮዲት ጓል ኣነስተይቲ እባ ምሰሊ? Kab gual-anesteyti do kemzi aynet andebet ywetsie eyu? Be’al gezakhi senifu alo’mber atsebiqhu entezgerfeki do kemzi loqhmetsmets mbelki? lol. Loqmats sebeyti.

    • Keren November 23, 2013

      Yodit,

      Areb sahasah qetafi dyu nErtrwayan zfetu? Sinai, Libya, Yemen, Gbtsi … zekri:: Ertrwian kem aTal zshyeTu:: Areb HbriKi eyu zegedso:: afrqawi kulu nAreb Abd-barya eyu:: wala Hemushte gzie nmeka sgedi::

    • Nahom November 23, 2013

      Yodit

      The fascistic regime in Asmara, without any shame tried to exploit the relatives of Lampedusa victims by asking 150 euros for DNA test, so no wonder when it rob 400 Riyals from the poor workers designated by the Saudi feudal regime to be transferred to the hell land of pfdj.

      • Comment November 23, 2013

        MINALBAT SEBAYKI WEY HAWKI KABTOM YEWHATNAN AHATNAN AB ABYATE MAESERTI KEM BEAL ADI-ADIETO, ERA-ERO WEZETE SEB ZIKITKITU KIKONU YIKIELU. HGDEF ENTEZEYELE EZI TIFITSIMUWO AB HGI SLEZEKRIBEKUM ANTSAR HADNET ZITEBEGESKI IKI.

        MELSI AYEDLIYEKIN NEYRU ENTEKONE GIN BKEM NATKI HANATSI ZEYKONE HASABAT GUUZO HADNET KEMZEY ENKEF YIHIREKI.

        NHZBI ERITREA ENTAY AYNET SIKAY YIWERDO KEMZELO DAGMAY KITHASBIN MIS TEWETSIU ZELO HZBI KITDENAGETSIN ZIHASHE EYU.

    • Asghedom Woldeghiorghis November 23, 2013

      Yodit: kedrmti eku ni eritrawin ziwahb sem eyu.
      Yehwatiki ena bekei rns teshetu mis weysnievtbasi.
      You sre grown in a village wavhing goats and sheeps, inculiding donkies

    • Dawit November 23, 2013

      ብገለ ኣባላት ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ዝተፈጸሙ ዓመጽን ዘይሕጋዊ ተግባራት ከምዝተጠቕሰ
      ኣማኢት እዮም። ብዝተበደሉ ዜጋታትና ድማ ንዓመጽቲ ኣባላት ደምህት ዝኸስስ ናብ ፖሊስ ብተደጋጋሚ ጥርዓናት
      ኣቕሪቦም። ኣብቲ መጀመርያ ፖሊስ ከጻርዩ ጀሚሮም ስለዝነበሩ፣ ድሒሩ ናብ ቤት ፍርዲ ከይቀረበ ከሰጋግርዎ ተኣዚዞም።
      ንደቂ ኣንስትዮ ብሓይሊ ኣገዲድካ ምዕማጽ፦
      1. ዘሪሁን ተስፋይ ዝበሃል ኣባል ደምህት፣ ንሓንቲ ጋል ዓሰርተ ሽዱሽተ (16) ዓመት ትሕቲ ዕድመ ብዘይድሌታ
      ብሓይሊ ኣገዲዱ ክብረ ድንግልና ዓሚጹዋ። እዚ ዘይሕጋዊ ተግባር ብዕለት 06/ 07/ 2013 ኣብ ዓዲ ብግዲ ከባቢ
      ጀርበት ምዕራባዊ ቦታ’ዩ ተፈጺሙ። ንሳ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጉድኣት በጺሑዋ።
      ወለድን ህዝብን ናይቲ ከባቢ ተኣኪቦም ጥርዓኖም ከቕርቡ ናብ ፖሊስ ተኾምብያ ከይዶም። ፖሊስ እዚ ጉዳይ’ዚ ንዓና
      ኣይምልከትን’ዩ ጥራይ ኢሉ ኣይዓጸዎን። ብኣንጻሩ ህዝቢ ተኣኪቡ ምምጻእ ዘይሕጋዊ’ዩ ኢሉ ኣፈራሪሑ ሃዲዱ መሊስዎም።
      ክሳብ ሕጂ ድማ ዝኾነ ሕጋዊ ስጉምቲ ስለዘይተወስደ፣ ትሕቲ ዕድመ ጋልን ወለድን ብጉድለት ፍትሒ ክሳቐዩ ግድነት’ዩ።
      2. ኣብ ከባቢ ተሰነይ፣ ከባቢ ጎልጅ፣ ከባቢ ሳመናይትን ከባቢ ኦምንሓጀርን፣ ኣብዚ ክልተ ዓመት ብዘይድሌተን
      ብሓይሊ ብዙሕ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ ኣጋጢሙ ኣሎ። ከም ሳዕቤኑ ድማ ዓሰርተው -ሽዱሽተ (16) ደቂ ኣንስትዮ
      ካብ ዘይደለይኦ ሰብ ተገዲደን ዝጠነሳን ዝወለዳን ኣለዋ። ክሊ ዕድመ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ዓሰርተ ሽወዓተ ክሳብ
      ዕስራን ሰለስተን ዓመት ( 17- 23) ዓመት እየን። ገለ’ካብ ጥኑሳትን ሓራሳትን ከኣ ሰብ ሓዳር እየን።
      እዚ ብኣባላት ደምህት ዝፍጸም ዘሎ ግህሰትን ዓመጽን ደቂ ኣንስትዮ ዘይሕጋዊ ተግባር ስለዝኾነ፣ ዝተበደላ ደቂ- ኣንስትዮን
      ወለድን ናብ ፖሊስን ምምሕዳራት ከይዶም ጥርዓን ኣቕሪቦም። ንዓመጽትን ዘይሕጋዊ ተግባር ዝፈጸሙ ሰባት ኣብ ክንዲ
      ናብ ሕጊ ምቕራብ፣ ናይ ደምህት ገበናዊ ጉዳይ ክንርኢ ስልጣን የብልናን ንዓና ኣይምልከትን’ዩ ኢሎም ይመልሱዎም ኣለዉ።
      ዘይሕጋዊ ተግባር እናወሰኹ ስለዝኸዱ ብኡ መጠን ጥርዓናት ህዝቢ በዚሑ። ንጥርዓናት ህዝቢ ንምህዳእ ተባሂሉ ኣብ
      መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ/ 2013 ምቅይያር ኣሃዱታት ደምህት ተገይሩ። ፖለቲካዊ ጸወታ ኤርትራ ተጋሂዱ። ምኽንያቱ
      እቶም ኣብ ተሰነይን ከባቢኡን ዝነበሩ ብሪጌዳት ደምህት፣ ናብ ተኾምብያን ከባቢ ኣንቶረን ተቐይሮም። ብኣንጻሩ ቅያሮም
      ገለ ቦጦሎንታት ናብ ከባቢ ግርማይካ ኣብ ዶባት ሱዳን ወሰናስን ሸላሎቭ፣ ክራየት ከባቢኡን ተቐይሮም መጺኦም።
      3. ብዕለት 12/09/2013 ኣብ መራጉዝ ዓዲ ሕይስ ዝበሃል ንሓንቲ ጋል 23 ዓመት መንእሰይ ብሓይሊ ኣገዲዶም
      ዓሚጾሙዋ። ወለድን ተዓዘብትን ኣስማት በደልትን ናይ ገበን ኣፈጻጽማ ዝርዝር ዝገልጽ ብዕለትን ቦታን ኣሰንዮም
      ናብ ንኡስ ዞባ ጥርዓን ኣቕሪቦም። ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ብወገኑ ናብ ፖሊስ ሰዲድዎም። ፖሊስ ድማ ናይ ኣባላት
      ደምህት ጉዳይ ስለዘይምልከተና ናብ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ድሕነት ኣስመራ ከይድኩም ሓብሩ ኢሉዎም።
      ዝተበደለት ጋል ኣንስተይትን ወለድን ኮለል ኢሎም ክሳብ ሕጂ ዝኾነ ፍትሒ ሲኢኖም ይሳቐዩ ኣለዉ።
      4. ብክልተ ኣባላት ደምህት ዝተፈጸመ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ፦ መስፍን ነጋሽ፣ ኣብርሃ ፍቓዱ (ዘዋሪ ቶዮታ) ክልቲኦም
      ብማኪና ላንድክሩዘር ታርጋ EDF -51 ሒዞም ካብ ተሰነይ ናብ ጎልጅ ኣምሪሖም። ኣብ ብሎኮ ተሰነይ ምስበጽሑ
      ከም ሕያዎት ሰብ ደሓን ተመሲሎም ክልተ ደቂ ኣንስትዮ መካይን ዝጽበያ ዝነበራ ክንማላኣክን ኢሎሞ የስቅልወን።
      ኣብ መንገዲ ኣፈራሪሖም ብሓይሊ ኣገዲዶም ዓሚጾምወን። ነተን ዝዓመጹወን ደቂ ኣንስትዮ ቅድሚ ጎልጅ ምብጽሖም
      ሓሙሽተ (5) ኪ.ሜተር ክተርፎ ኮሎ ኣውሪዶምወን። ንሳተን ብዝወረደን ዓመጽ ሓዚነን ብፍርሒ ተሸቑሪረን ለይቲ ናብ
      ጎልጅ ኣትየን። ድሕር’ዚ ናብ ፖሊስ ተሰነይ ክሲ መስሪተን። እንተኾነ እታ መልሲ ሓንቲ’ያ። ናይ ደምህት ምኻኖም
      ምስተፈልጠ ንዓና ኣይምልከትን’ዩ ብላዕለዎት ኣካላት ስለዝርኤ ፋይለን ንኣስመራ ተሰጋጊሩ ተባሂሉ።
      ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ብሓይሊ ኣገዲድካ ዝፍጸም ዓመጽ ብዙሕ ስለዝኾነ፣ ገለ ኣብነት ጥራይ ኢና ገሊጽና ዘለና። ደቂ
      ኣንስትዮ ብሓይሊ ምዕማጽ ከም ተግባር ድማ ከቢድ ገበን ምኻኑ ኩልና ንፈልጦ’ዩ። ኣባላት ደምህት ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትና
      ደቂ ኣንስትዮ ዝፈጸሙዎ ዓመጽ፣ ዋላ እቶም ዘጥነሱ ይኹን እቶም ብሓይሊ ዘውለዱ፣ ብዘይሕጋዊ ተግባሮም ክሳብ ሕጂ
      ኣብ ቅድሚ ሕጊ ኣይቀረቡን ዝኾነ ሕጋዊ ሓላፍነት ኣይተሰከሙን። ዝተበደላ ደቂ ኣንስትዮ ይኹን ወለደን ንዝወረደን
      ኣካላዊ ማህሰይቲ፣ ሞራላውን ኣእምሮኣውን ጉድኣት ሰማዒ ስኢነን ብጉድለት ፍትሒ ይሳቐዩ ኣለዉ።
      5. ቅድሚ ሕጂ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ/ ዓዲ ሃርም/ ተመሳሳሊ ዓመጽ ጋል ኣንስተይቲ ተፈጺሙ ስማ ተገሊጹ ነይሩ።
      ፖሊስ ናብ ላዕለዋይ ኣካል ተመሓላሊፉ ኣሎ ምስበሉ፣ ክሳብ ሕጂ ዓመጽቲ ኣብ ሕጊ ከመዘይቀረቡ ይፍለጥ።
      ዝተፈጸሙ ዘይሕጋዊ ተግባራት፣ ገበን ዝተፈጸመሉ ከባቢታት፣ ንፖሊስን ምምሕዳራትን ጥርዓን/ ክሲ/ ቀሪቡ’ዩ። ገበናዊ
      ፍጻሜ ስለዝኾነ ህዝቢ ብከባቢኡ ዝፈልጦ ዘረጋግጾ ቅሉዕ ክስታትን መርትዖን ዘለዎ ’ዩ።
      6. ብሓይሊ ጥሪት ህዝቢ ዘሚትካ ምብላዕ፦ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ዝፍጸም ዘይሕጋዊ ተግባር’ዩ። ኣብ ከባቢ
      ሽላሎ፣ ጀርበት ሓዲሽ ዓዲ፣ ዓዲ ብግዲ ከባቢታቱን ከኣ ዝያዳ ጎሊሑ ተራእዩ። ከም ኣብነት ካብ ሓደ ጋሳ ጥራይ
      ሓሙሽተ ኣጣል ብሓይሊ ወሲዶም በሊዖምወን። ነቲ ጋሳ ከይነግር ድሕሪ ሕጂ በዚ ከባቢ ከይትጋሲ ኢሎም
      ኣፈራሪሖም ሰዲዶሙዎ። ወለዱ ንፖሊስ ምምሕዳር ሽላሎ ከሲሶም ባረንቱ ከይድኩም ክሰሱ ኢሎሙዎም።
      ባረንቱ ከይዶም ገበነኛታት ኣብ ሕጊ ኣይቀረቡን፣ ዋጋ ጥሪቶም መተካእታ ገንዘብ ስለዘይተዋህቦም ፍትሒ ኣይረኸቡን

      Dawit wedi keren

  • Salma a. November 23, 2013

    pfdj mendef! genzeb nimikabs ayhamikn iyu. eseyas genzeb entesemiu kab mot wn mtese. resah, bealege. shgr zegatat mezmizu edmiu nmnwah zigebro tefiuwo.
    down with the dictator!

  • Keren November 23, 2013

    kab chenawi Arebn hgdefn zrkeb meKseb yelbon: entrfo barnet:: gbtsi: libya: Yemen … zekru:

  • Comment November 23, 2013

    Nab kem beal YODIT zeamesulu reeyto zihibu

    Abzi hji ewan zedliyena hadnet (UNITY) eyu. Kem beal Yodit zeameselkin reeyto titsihfa gin minalbat seba ayki wey hawki kabtom neyehwatna Eritrawian ab Abyate maeserti Adi Abieto, Era-Ero seb zikitkitu zelewu kikonu yikeelo eyom. HGDEF entezeyele entay kem zeguanufekum sletifeltu ikum haki be Assenna ente tetsahfe kechewchew ziblekum.

    Nay hatsir gzie hito eyu ember ab Eritrea fthi, frdi kemzimetsee ayeteratirin eyu. Weyane, kedemti, wezete bzibil hzbi Eritrea zitea ashewo yiakil eyu.

    Weyane, hzbi-Ethiopia, hzbi Eritrea yehwat eyom. Mis weyane bzuh mitihigigaz tegeru eyu kdmi hji.

    Hzbi Eritrea ke selam, kisanet, fithi, hiwinet eyu zedliyo ember mis HDGEF hilawinetom zitetehahaze kem Beal,Yodit, Gudus, Abel wezete zitsihfuwo rieto aykonen.

    Peace, Unity & Prosperity to the people of Eritrea.

  • abdo November 23, 2013

    Eritreas are not targeted and the arrested are ethiopians

    • Asghedom Woldeghiorghis November 23, 2013

      How do you know it. Don’t be dtupied,
      you sre not eritrean you are hafcast from yemen.

      How do you know it. Because they take care of thier citzen snd they sre tsking them b

    • Elssa November 23, 2013

      abdo…. who told you that they are only after Ethiopians??? They said all illegal immigrants in Saudi should go out from Saudi. BTW my brother in prison at this time and he is an Eritrean.
      The Ethiopians have a country to go but we Eritreans our country is prison. We became people with no country.

  • Morroso November 23, 2013

    Yodit
    either wedi kikowun alewu if she is female she must be mekan Mekan ktkowun alewa mis sdra ziabeyet aytmeslonin am ab Idaga arbi mistom tgrawot zimexet iya slezi gual-ansteyti koina ayitahazan iyu sebay rekiba kab hgdefawian “kabzelewu N tahti kab zimotu N tahti slezikonet Gual hiwan,ADe lewehat iyen izia gn kulur yeblan ane zigeremeni sy tgrawineta nexiga N’deki-bat weyane ktblom Yodit ajoki 2nd class iki imo soon you will be with your ppl in tgray ok do hiray do babene do koyis do N mukanu 1+1 is = to what? <<<this is your homework instead thinking about politic learn::

    • Comment November 23, 2013

      yodit could be one of the officials in PFDJ head quarter as well. But again in the end the truth prevails.

      The good thing about Assenna is that any one can write his/ her opinion.

  • Dawit November 23, 2013

    ፖሊስን ጸጥታን ቤት-ፍርድን ኤርትራ፣ ስለምንታይ ሕጋዊ ስልጣኖም ኣብ ኤርትራውያንን ኣብ ደምህትን በበይኑ?
    ዝኾነ ዜጋ ኢትዮጵያዊ ዋላ ኤውሮጳዊ ዋላ ካልእ ገበን እንተፈጺሙ፣ ሕጊ ሓንቲ ልኡላዊት ሃገር ስለዝጠሓሰ፣ ኣብ ቦታ
    ፍጻሜ ገበን/ ኤርትራ/ ክኽሰስ ክቕጻዕ መሰል ኤርትራ’ዩ። ምናልባት ኣብ ናይ ኣብያተ ፍርዲ ኣህጉራዊ ስምምዕ ዝፈረማ
    ሃገራት እንተኾይነን፣ ካልእ ዜጋ ዝፈጸሞ ገበናዊ ክሱ ተሰንዩ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ ገበኑ ክርኤ ይኽእል’ዩ ግና ግድነት
    ኣይኮነን። ዓይነት ገበናትን ስምምዕን ይውስኖ’ዩ። ናይ ካልእ ዜጋ ካብ ሃገሩ ወጻኢ ዝፍጽሞ ገበን ኣብ ቦታ ፍጻሜ ገበን
    ምርኣይ ከይነውሓና ኣርእስትና ከይምጠጥ ኣብዚ ከነሕጽሮ።
    ደምህት ከም ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ብሓይሊ ይዕምጹ። ብዘይድሌተን የጥንሱ የውልዱ። ይዝርፉ ይትሃራረሙ ኣብ
    ገለ’ውን ቅትለት ተራኣዩ። ክብረት ህዝብን ሕጊ ሃገርን ይጥሕሱ። ብዘይሕጋዊ ተግባሮም ኣይእሰሩን ብሕጊ ኣይክሰሱን፣
    ብቤት-ፍርዲ ኣይቅጽዑን። ፖሊስን ቤት-ፍርድን ኤርትራ ገበናት ኣባላት ደምህት ብሕጊ ከየጻርዩ ብትእዛዝ ተኸልኪሎም።
    ዝተበደሉ ዜጋታትና ድማ ክብረቶም ተቐንጢጡ ከሲሶም ሰማዒ ሲኢኖም ብጉድለት ፍትሒ የማረሩ ይሳቐዩ ኣለዉ።
    ንኤርትራውያን ከኣ ተቓዊምካ መሰልካ ሓቲትካ መንግስቲ ጸሪፍካ፣ ኮብሊልካ ስግር ዶብ ክትከይድ ሓሲብካ ተባሂሎም
    ይእሰሩ። ኣብ ናጻ ቤት ፍርዲ ኣይቀርቡን ኣብ ማእሰርቲ ይበልዩ፣ ገለ’ውን ኣብ ማእሰርቲ ብጨካን ዘይሰብኣዊ ኣትሓሕዛ
    ይሳቐዩ ምህላዎም ኩልና ንፈልጦ’ዩ። ንወለዲ ድማ ኣምሳያ ውላድካ 50, 000 ክፈል ወዘተ ተባሂሉ ይእሰሩ። ዘገርም’ዩ!!
    ስለዚ ደምህት ዝያዳ ዜጋታትና ይኸብሩ ማለት ዲዩ? ብኣባላት ደምህት ዝፍጸም ዓመጽ፣ ምግሃስ መሰል ዜጋታት ድፍረት
    ክብሪ ኤርትራውያን’ከ ንምንታይ ዕላማ’ዩ ተደልዩ? ምኽንያቱ ሕጋውያን ስደተኛታት ኣይኮኑን። ኢትዮጵያዊ መንነት ዝገልጽ
    ኣብ ዓመት ዝሕደስ ግዝያዊ መንቀሳቐሲ ብጫ ታሰራ ኣለዎም።

  • Dawit November 23, 2013

    Eritrwian bejakum kem beal yodit zebil sim tetekimu
    zetseihf zelo seb bezuh ab gimit aythabiwo.
    Melsi ewin zewehabo aynet seb aykonen ab derejeu zeymewrad yehayish
    kabtom behigdef zeaweru hade selezkone wey zekonet gedefwo aytechenkulu.

    Dawit wedi keren

1 2 3

POST A COMMENT