Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣስመራ ሰዓት እቶ እቶ ከምዘተኣታተወ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ጀሚሩ ኣብ ኣስመራ ሰዓት እቶ እቶ ከምዘተኣታተወ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ እቲ ሰዓት እቶ እቶ ካብ ሰዓት 8፣00 ናይ ምሸት ንደሓር እዩ ዝጸንዕ ዘሎ። ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቲ ኣብ ላምፐዱዛ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ጀሚሩ ኣብ ኣስመራ ሰዓት እቶ እቶ ከምዘተኣታተወ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ እቲ ሰዓት እቶ እቶ ካብ ሰዓት 8፣00 ናይ ምሸት ንደሓር እዩ ዝጸንዕ ዘሎ።

ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቲ ኣብ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ጃምላዊ መቕዘፍቲ ኤርትራውያን ዝፈጠሮ ረዚን ሓዘንን ድጉል ነድርን ከይግንፍል ርዒዱ ኣብ ርእሲ ምቕናዩ፣ ብ ሰራዊት ደምሒት ኣብ ኣስመራ ግፋ ድሕሪ ምክያዱ ዝፈጠሮ ቁጡዕ ግብረ መልሲ ህዝብን ሰራዊትን ኣሰንቢዱዎ ከምዘሎ ይፍለጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
60 COMMENTS
  • Dawit November 4, 2013

    Ezi kemzi aynet neger hadish aykonen
    Dictatorat Emnetom abti hzbi mes zeyhlu
    Kemeyu eyom zgebru.
    Kehswu yetsenhu ab mewedaeta hzbi mes
    Nekhslom Esubat yemtseyu.
    Kem abinet Mubutu Seseseko halewtu zeneberu
    Deki Morroco eyom.
    Gadafi haleetu zeneberu kab kaleot
    Hgerat africs zemetsu eyom ezi zeteyeka gin
    Kem zebkeyu tray eyu.
    Hiji zedli ezom bedem seb adi chika geroma
    Zelewu keyhadmu meketetal tersu eyu.

    Dawit wedi keren

  • Medhane Tekie November 4, 2013

    ኣብ ዚ አዋን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ኣሰካፊ አንዳኮነ ይከይድ ኣሎ: ኣነ ኣብዚ ቁሩብ ግዜ ን ኤርትራ ናይ ግድን ኮይኑኒ ብህጹጽ ኣብ ዝኸድኩሉ ግዜ: አቲ ስርዓት ኣብቂዑ ከምዘሎ ኣስትውዒለ: ኣነ ኣብ ኣስመራ ዝነበርኩሉ ግዜ (ቅድሚ 3 ሰሙን) ሰዓት እቶ እቶ ኣይነበረን : ካብ ሰዓት 8 ምሽት ግን ኣብ ደግ ብጀካ ሰራዊት ዝንቀሳቀስ ሰብ ብዙሕ ኣይነበረን: ሰብ ከይወጽእ ከኣ ይፈርሕ: ካብ ኩሉ ህዝቢ ስእነት ማይን ኤለትሪክን ከፊእዎ ኣሎ: ግን እዚ ኩነታት ከምዚ ኢሉ እንተ ቀጺሉ ኣብ ቁሩብ ግዜ ሓዲኡ ኣሎ እንዳበለ ህዝቢ ኣስመራ ይዛረብ ኣሎ:: እዚ መዓት ንህዝብና ወሪዱዎ ዘሎ ብሰላም ንክፍታሕ ጸሎት ናይ ኩላትና የድሊ!

  • Berhe Tensea November 4, 2013

    I just called Asmara, and found out that the Demhit is raping girls and women Un official state of emergency in action, and people found on the street after 7pm are hunted by security forces and or Demhit.
    The new colonizers are worse than Wube and Subagads who tormented the high lands for centureis

    • Kabbire November 4, 2013

      BT,
      you have no respect to yourself. No wonder Eritreans are being sold to slavery by Eritreans to the savage Arabs.
      No wonder Eritrean young girls are raped by Eritreans and savage tegadelti and Arab Bedounes in rape camps in sawa and sinai because cowards will not cry for them.

  • mp November 4, 2013

    It is so bad the way demhit what they do in asmara

  • Elssa November 4, 2013

    I want to hear from the “NEHNA NESU” what they say about the DEMHIT. Do they say they are protecting the country from CIA or America?

  • ghezai November 4, 2013

    believe me we Eritrean can get alone more better if demhit or any foreign force came to power.
    it will unite us better

    • TESFALIDET November 4, 2013

      If DEMHIT takes power in eritrea it will try to unite it with AGAMES . too bad for eritrea.

  • Truly Truly i say you November 4, 2013

    ዋይ ጉድ፦ ኣብ ውሽጢ ሃደ ዓመት 365 መዓልታት ዓለዋ። ኣብ ባሕሪ ላምፓዱዛ`ከኣ 365 ኤርትራውያን ብከንቱ ተቀዚፎም። እዚ ማለት ኣብ ውሽጢ ሃደ ዓመት መኣልታዊ ሃደ ሰብ ሞይቱና ማልት እዩ። ኣዝዩ ዝገርም እዩ። ኣብ ካልእ ሃገር ከም ቱንዚያን ግሪክን ናይ ሃደ ውልቀ ሰብ ብዘኸተሎ ሞት ሳእቤን መንግሥታት ንክቕየሩ ምክንያት ከምድኾነ ተኣዚብና። ንህና ግን፣ ጸኣዱ ናይ ሽምኣ ዝክሪ ክገብሩ ስለዝረኣና፣ ብዝኽሪ ሽምኣ ጥራይ ነቲ ሕልቂት ክንርስኦን ሂሊናናን ከነቕስኖን ንፍትን ዘለና ኮይኑ ይስምኣኒ ኣሎ። ነቲ ነዚ ቕዝፈት ምኽንያት ዝኾነ ስርዓት ገዲፍና፣ ብሽምዓ ምውላእ ዝክሪ፣ ስድራ ቤት ስውኣት ክድበሱ እዮም ኢልና ንሃስብ እንትደኣ ኮይና፣ ኣዚና ነህዝንን ነህፍርን ሕዝቢ ኮይና ኣለና ማለት እዩ። ድሮ በቲ ዘጋጠመ ሕልቀትን ናይሕዝብና ምጽቃጥን ዝተኣዘበ ሕዝቢ ዓለም ከዋርደና ስልዝጀመረ፣ ኤርትራዊ ዘበለ ኹሉ ብሃፍረት ርእሱ ኣድኒኑ ምኻድ ጀሚሩ ኣሎ። ብወገነይ ካብ ነብሰይ ጀሚረ ነት ዝረኣኽዎ ኤርትራዊ ክንእቆን ክጸልኦን ጀሚረ ኣለኹ። ብሃቂ ኣብ ዓዲ ጀጋኑ ዶ ጀጋኑ ይሰኣኑ!?
    In a year there are 365 days, in Lampadusa 365 innocent Eritreans perished. That means in each day we lost one citizen. But there is no serious reaction seen up to now, while we seen in Tunisia and Greek because of a single citizen death when caused immediately for the responsible regime changed and destroyed. In my view the people of Eritrea inside Eritrea at least they should start to protest not to go work school, even it be difficult for them to go out to the street everybody should remain home. Taxi, bus drivers the should stop their work and many pamphlets and anti regime slogans should to be distributed. This is the way how to start a public uprising.
    If Isayas regime before end of 2013 not destroy for it caused atrocity, trust me to be Ertrawi would be a shame and worthless in whole world. Even now i feeling the whole world is mocking and despising at us for undo concrete measure against the responsible regime in Eritrea.

  • Dawit November 4, 2013

    ተባራEቲ ሕቶታት ህዝቢ
    ካብ ኮሎኔል
    1ይ ክፋል
    01 November 2013
    ተባራEቲ ሕቶታት ህዝቢ ካብ Eዋን ናብ Eዋን ምቕጻሎም ጥራይ ዘይኮነ፡ ካልOት ሓደስቲ
    ሕቶታት ይፍጠሩ ብምህላዎም ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ጉዳይ’ዩ፡፡ ቅድሚ’ዚ ናይ ሕጂ ተርEዮ
    ጐሊሖም ዝነበሩ መሰረታዊ ሕቶታት ህዝቢ ልቺ፡ ማይ፡ ባኒ ነይሮም፡፡ ኣብ ቀረባ Eዋን
    ዝተፈጠሩ ሓደስቲ ንህልውና ህዝቢ ዝፈታተኑ ዳግመ ውደባን ምደባን፡ ህልቂት ዜጋታት፡
    ብሓይልታት ባEዲ ህዝቢ ምክልባትን ጉዳይ መሬትን ዝኣመሰሉ Eቲ ሓደ ኣብ ርEሲ Eቲ
    ካልE ዝደራረቡ ጸገማት ኣብ ልEሊ ህዝቢ ተጠናኺሮም ይቕጽሉ ኣለው፡፡ Eዞም ብመሪሕነት
    Iሳያስ ዝፍጠሩ ዘለው መሰረታዊ ጸገማት ኩሎም ከይተወገዱ ምውሓስ ህልውና ህዝቢ’ዛ ሃገር
    ይረጋገጽ ማለት ዘበት Eዩ፡፡
    ኤርትራውያን ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ብትን ንብል ኣለና፡፡ ተጋዳላይ ይወጽE፡ ኣባል ሃገራዊ
    Aገልግሎትን ተምሃራይን መንEሰይ ይወጽE፡ ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃ ጽፍሒን ሞያን ዝርከብ
    ሰራሕተኛ መንግስቲ ይወጽE፡ ክሳብ ዝለዓለ ሚኒስተር ደረጃ ጽፍሒ ዘለዎ ሓላፊ ይሃድም፡
    ህቡባት ደረፍቲ፡ ተዋሳEቲ፡ ደረስቲ ኮታ Eዛ ሃገር ዘፍረየቶም ብቑዓት ሞያውያንን ንለውጢ
    ተስፋ ዝግበረሎም ዜጋታትን ይወጹ ኣሎው፡፡ ናብ ስደት ወወጺOም ብኣረኣEያን ብኣካልን
    ኣብ ክንዲ ምውዳብ ዘራጊቶ Iሳያስ ፋሕ ፋሕ ክኣትዎም ትሰርሕ ኣላ፡፡ ብሰንኪ Iሳያስ Eዛ
    ሃገር ኣብ ውሽጢ ባEሉ Iሳያስ ዝመርሖም ትግራዎት ድምህት፡ ሒዛ ትተርፍ ኣላ፡፡
    መወዳEትU ኸ ናበይ ገጻ Eያ ይድንጽወካ’ዩ፡፡
    ናይ Iዱ ኣይስኣን Iሳያስ ንኤርትራ ከም ሃገር ኣብ ናይ መወዳEታ ጫፍ Eተን ሒደት
    ብሕመቐን ካብ ዓለም ዝተለለያ ሃገራት በዓል ሶርያን ሶማልን ተሰሪዓ መመደሪት ማሕበረ-
    ሰብ ዓለም ገይርዋ ኣሎ፡፡
    ውጽIት ሕሱም ኩነታት ኩሉ ሻE ሕሰም ስለዝፈጥር ካብቲ መጻብቦ ሕሰም ንምውጻE
    መወጻጽO ክትናዲ ይገብረካ Eዩ፡፡ ቅንያት ለንቅነ ንህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንነበርትን
    ህዝብን ኣስመራ ሓዘን፡ ስግኣት፡ ፍርሒ፡ ትብዓት፡ ድፍረት ኩሉ ዝተፈራረቐ ስሚIት ዘለዎ
    ድባብ ኣንጸላልዩ ቀንዩ፡፡ Eዚ ዝተገልጸ ድባብ ኣብቲ የዋህ ነባሪ ህዝብና ዘንጸላለወ ጥራይ
    ኣይኮነን፡፡ ስግኣትን ፍርሕን ኣብ ላEለዎት ሰበ-ስልጣናትን ስድራቤቶምን Eውን ዘይቅንጠጥ
    ጸሊም ደበና ኣንጠልጢልዎም ኣሎ፡፡
    ኣብ ህዝብን ሰበ-ስልጣናትን ዘሎ ፍርሕን ስግኣትን ግን በበይኑ Eዩ፡፡ ፍርሕን ስግኣትን ህዝቢ
    ናይ መን መርድE ንሰምE? ዓስካሬን ደቅናስ መዓስ ኮን ይመጽE? 365 ስማEታት ደቅናብጃምላ Eንክኣትው መዓልቲ ኸ Eንታይ ኩነታት ይፈጥር ይኸውን? ሎምስ ይኣክል! ዝብል
    ተቓዉሞ ቦግ Eንተበለ ኣብ ልEሊ’ዛ ሃገርን ህዝባን Eንታይ የስEበልና ይኸውን? ዝብሉ
    ዝርንዛሕ ንብዓት፡ ሻቕሎትን ጸሎትን ኣዴታትና ይረA ቀንዩ፡፡
    Eንተ‘ቶም ላEለዎት ሰበስልጣናትን ስድራቤታቶምን ግን ዓመጽ ዓመጽ ክጨንዎም ቀንዩ
    ኣሎ፡፡ ዝዓመጸ ህዝቢ ናበይ ክጉሕፈና ይኸውን? ናበይን ከመይን ከ ክንግEዝ? ኣብ ጐልገል
    ከም ዝወግሖ ዝብI ዶ ብዘይ ናባይ ንተርፍ? ብዘEጠቕናዮም ጠበናጁ ዶ ግዳይ ሕነ ምፍዳይ
    ይገብሩና ይኾኑ? ብዝብሉ ሕቶታት ተናዊጾም ኣለው፡፡
    ብሓደ ወገን ከኣ ካብዚ ዝኸፍE Eንታይ ከይመጽAና! ክሳብ ሕጂ መንግስቲ ብሓይሉ ዘይኮነ
    ብሕድገትና ንኹሉ ተጸሚምናዮ፡ ኪEልናዮ ሪIምናዮ ንነብር ነይርና፡፡ ኩሉ ጸገማት’ዛ ሃገር
    ፈጠርቱ ወያነን ኣመሪካን Eዮም ብዝብሉ ቃላት Iሳያስ ደንቁርና፡ ኩሉ Eንዳፈለጥና
    ከምዘይፈለጥና በቲ ሓደ Eዝንና ሰሚEና በቲ ካልE Eንዳኸዓውና፡ ገለገለና Eውን ዘዝበልዎ
    Eንዳደጋገምና ጸኒሕና፡፡ ንኹለንተነOም ኪEልካ ምንባር ፍርሒ ወይ ድጋፍ ገይሮም
    ክቖጽርዎ ዝጸንሑ በሃማት ላEለዎት ሓለፍቲ’ዛ ሃገር ንስቕታ ከም ፍርሒ ቆጺሮም ሓይሊ
    ሓይሊ ተሰሚEዎም ብዝበኣሰ ቀጺሎምሉ፡፡
    Eንተ ሎሚ ግና ካብዚ ዝሓስም Eንታይ ክመጽAና! ንኹሉ ኣብ ዘይንጸረሉ ደረጃ በጺሕና፡፡
    ሕሉፍ ሓሊፉ ህዝብና ኣብ መረበትና ብትግራዎት ዲምህት ክግፈፍ? ክከላበት? ካብ’ዚ ንላEሊ
    Eንታይ ክሳብ ዝገብሩና ክንጽበዮም??፡፡ ድፍረት ትብዓት ተሰሚUና ሞት ንሞቱ፡ ንፍትሒ
    ንራህዋ፡ ንሓርነት ኣብ መሬት ዓድኻ ብጅግንነት ምሟት ምርጫ ከምዘይብሉ ኣሚና ተበጊስና
    ኣለና፡፡
    ዘይ ቀደሙስ ካብ ጽቡቕ ናይ ባEዲ መንግስቲ ወይ ሓይሊ ሕማቕ ናይ ውሽጢ መንግስቲ
    ይሓሸና Iልና ንኹሉ ጸገማት ተጻዊርና ተጸሚምናዮ፡ Eምበር Eከይ፡ ግEዘይ ተግባራት
    Iሳያስን መዓስ ተኸዊሉና፡፡ Eንተኾነ ዓቕሊ ፍርሒ፡ ውርዝይና ምልከት ገይሮም ዝኣመኑ
    Iሳያስን ጃንድUን ንEቀቶም ሰማይ ዓሪጉ ኣብ ልEሊ ህዝቢ ሻዲኖም ግፍEታቶም ኣመና
    Iቕ Iሉና ዓቕልታትና ናብ Eንጽንቅቐሉ ደረጃ ኣብጺሖምና፡፡ Eዚ ድማ ብጀካ Eቲ
    Eንዳረኣየ ከምዘይረኣየ፡ EንዳሰምA ከምዘይሰምA ኮን ዶኾን ግዜ ይሓልፍ Iሉ ፈሊጡ
    ዘስቀጠ ወይ ዝደቀሰ፡ ብኣጻብE ዝቑጸር ዜጋ Eንተዘይኮይኑ፡ Eቲ ዝተረፈ ኣብዘሓ ህዝቢ ግን
    ነዚ ፈሊጡ ኣብ ጐደናታት ኣስመራ ፍንሕንሕ ምባል ጀሚሩ ኣሎ፡፡
    ኣነ ከም ኮሎኔል ግን ነዚ ጠላም በላI ሕድሪ ሰማEታትና ዝኾነ Iሳያስ መሊA ዝቐበጽኩዎ
    ዲምህት ኣዋፊሩ ንህዝብና ክገፍፍ፡ ከሕሉን ከከላብትን ብምውሳኑን ምትግባሩን ጥራይ
    ኣይኮነን፡፡ ብ03 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ሓንቲ ጸሓይ ንዝሃለቑ ኣሕዋትና፡ ዓለም Eኳ ደንጊጻ
    Eንዳተዛረበትሉ Eንዳሓዘነትሉ Eንከላ፡ Eቲ ነዛ ሃገር ይመርሕ’የ ዝብል ብደምና ናብ መንበረ
    ስልጣን ዝደየበ ፕረዚዳንት ግን ንሓንቲ ደቒቓ Eኳ ጽንዓት ይሃብኩም ብዘይምባሉ ናይ
    ኣኸር ቀቢጸዮ፡፡ ሶማላውያን ሞይቶም ተወዲOም Eንዳበለ ወግሐ ጸብሐ ንዝተቖራረጸ ኣካላቶም በታ ምEንተ
    ምንታይ ከምትህውትት ዘይትፈልጥ ሓንቲ ዝዘረብኣ ገርናው ናይ ሓሶት ፋብሪክU ኤረ ቲቪ
    ምግቢ ንምብላE ክሳብ Eንጽየፍ ዘስካሕክሕ ፊልሚ Eንዳርኣየና፡ ነቶም ናብ ስልጣን ዘደየብዎ
    ሰማEታት ዝፈጠርዎም ኣሓቶምን ኣሕዋቶምን ንዝኾኑ ዜጋታታ በቒቕሎም “ዘይሕጋውያን
    ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት…” Iሉ ሓጭጭሎም፡፡ በዚ ከይሓነኸ ሓዘን ኤርትራውያን ጥራይ
    ዘይኮነ ሓዘን ዓለም ኮይኑ ክንሱ ኤረ ቲቪ ኣብ ጓይላን ዳንኬራን ቀንያ ደሚሙና!! ኣነዲሩና
    ከኣ!!፡፡
    ጥልያን ሬሳታትካ ውሰድ Eንዳበለቶ ንሱ ሓደ ግዜ ጉዳይ DNA፡ ካልE ግዜ ዘይረብሕ
    መመሳመሲታት Eንዳመሳመሰ ከዘናግAና ቀንዩ፡፡ ኣብ መወዳEትU ኣሕዋትናን Eሸላትናን
    ኣብ Eንዳማቶም ሓመድ ድበ ለቢሶም፡፡ ካብ ዝጠሓሉ ዝተረፉ ውጻE መዓት መጓEዝቶም
    ኣሕዋቶም ኣEርኽቶም ንዝርዝር ዝሃለቑ ምስክርነቶም ተነፊጉ DNA ከም መወከሲ ክጥቀም
    ክህውትት ቀንዩ፡፡ ብጉዳይ ስማEታትና ኩሉ ምስ ተዛረቦ ድሕሪ 6 መዓልታት ኤርትራውያን
    ከምዘለውዎም ንምግላጽ ዝተገደደሉ ምኽንያት Eውን ፈትዩ ኣይነበረን ነታ Eመት ስድሪ
    ኣላታ ዝዓይነቱ ኣብ ህዝቢ ብዝፍጠር ነድሪ ናብ ዓመጽ ገጹ ከይዓርግ ስለዝሰግA መተሃዳድI
    ዝተጠቐመሉ ሜላ Eዩ ነይሩ Eምበር ነዚ ኩሉ ሬሳ ክቕበል ዘይመስል Eዩ፡፡ ምኽንያቱ ኣብ
    ምቕባል Eዚ ኩሉ ሬሳ Eንታይ ኮን ይፍጠር ዝብል ዓቢ ስግኣት Iሳያስ Eዩ ነይሩ፡፡
    Iሳያስ ካልE ይትረፍ ነቶም ኣሕዋትና ምኻኖም ኣለሊናዮም ስለዘለና ሬሳና ዓዲ ኣEቲና
    ክንቀብር ይፈቐደልና Iሎም ብውልቂ ዝሓተቱ ሓድሓደ ዜጋታት Eውን ከልኪልዎም Eዩ፡፡
    ናትካ ምርግጋጽን ወጻIታትን ኣየድልየናን ንዘረጋገጽናዮ ሬሳና ብወጻIታትና ክነEቱ
    ይፈቐደልና ንዝበሉ ዝኽልክለሉ ምኽንያት ከ ደኣ Eሞ Eንታይ ክበሃል Eዩ መሲልዎ’ምበር
    ዓስካሬን ዜጋታትና Eንተኾነ Iሳያስ ብህይወቱ Eንዳሃለወ፡ ኣይኮነን ከኣ ምስ ዲምህቱ
    ተጸሪጉ ካብዛ ሃገር ምስወጸን ምስተወገደን ናብ መሬት ዓዲኣቦOም መሊስና ሓመድ
    ኣዲኣቦOም ክነልብሶም ምዃና ነረጋግጸሉ፡፡
    Iሳያስ ዝጸራረገሉ ከኣ ቀሪቡ’ዩ፡፡ ኣስመራ ለውጢ ለውጢ’ያ ትጨኑ ዘላ፡ ኣብ ፈቖዶ
    ኣንጎሎታት ናይ ለውጢ ጠለባት ሓዘል መልEኽታት ይዝርጋሕ ኣሎ፡፡ ኣባላትን ወከልትን
    ሰራዊት ኣብ ጎኒ ህዝቦም ተሰሊፎም ዋልታ ህዝቦም ክኾኑ ይዳለው ኣለው፡፡ Iሳያስ ከኣ ዓቕሉ
    ንዘጽበበሉ ምዱብ ሰራዊት፡ ንህዝባዊ ሰራዊትን ህዝቢ ኤርትራን ክኣምኖ ብዘይ ምኽኣሉ
    ንEሱባት ዲምህት ሊIኹ ንኣስመራ ክሕሉ የዋፈር ኣሎ፡፡ Eዚ ውጽIት ኣብ ሞንጎ Iሳያስን
    ሰራዊት/ህዝቢ ዘሎ ጋግ ዝፈጠሮ ናይ ኣኸር ውሳነ Iሳያስ ምኻኑ ኩሉ ክርደO ኣሎዎ፡፡
    ሕድሪ ሰማEታትና ክነኽብር Iና!!
    ኣብ ካልኣይ ክፋል የራኽበና፡፡
    ሰናይ ቅነ ንኹላትና !!

  • Yerhiwo November 4, 2013

    Thanks god! This shows the end of Wedi Medhin Berad rule!!! Please close the sewers “Fagnatura”, that is going to be his final hiding place like his idol Gedaafi!!!

    DEMHIT and your cousins Hagos Kisha and Yemane Monkey..watch out!! The gallant Eritrean youth is coming to chop you!

  • Hade November 4, 2013

    The regime is done!
    It is time to bury it.

Post a Reply to Samson Weldeab Cancel Reply