Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ።

ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ 1971 ኣትሒዙ ብተወፋይነት ዝተጋደለ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ። እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ምእንቲ ህዝቡ ሃገሩን ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን ውጩ፣ ከም መብዛሕትኦም ጀነራላት ኤርትራ፣

ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ 1971 ኣትሒዙ ብተወፋይነት ዝተጋደለ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ።

እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ምእንቲ ህዝቡ ሃገሩን ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን ውጩ፣ ከም መብዛሕትኦም ጀነራላት ኤርትራ፣ እቲ ሓራ ዘውጽኦ ህዝቡ ብውልቀምልካዊ መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እናተጨፍጨፈን እናጠፍአን ከሎ ግን፣ ናይ ቀደም ጅግንነቱ ክደግም ኣይከኣለን፣ በንጻሩ ክሳብ ዕለተ ሞቱ መጋበርያ ምልኪ ኮይኑ እዩ ጸኒሑ።

ከምቲ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ኣብ ዜና ኣሰና ዝጠጠቕሰ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ)፣ ብሕማም ተኻኢሉ ሎሚ ጽባሕ እናተባህለ ከሎ፣ ሒደት መዓልታት ቅድሚ ሞቱ ከም ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ምሻሙ ኸኣ፣ ንምዉት ኣእምሮ ናይቲ ቀልቡ ስሒቱ ዘሎ ኢሳይያስ ዘመልክት፣ ንህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን ዘስተናዕቕ ጽዩፍ ተግባር እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
314 COMMENTS
  • JOHANES March 9, 2014

    zkeberkum deki ere wuchu agame kkewn inkelo hamasien ghina zruy eritrea mquanu aytreseh Bahri naghestat iyu zmahadader neyru

  • JOHANES March 9, 2014

    ahmed sorry i don,t understand what you talking about hamasien is not hamas????

  • Selamawi March 9, 2014

    Please read a Testimony from the University of Asmara (RIP) posted at awate.com

    You will learn something about Wuchu’s anit-intellectualist stand, and un-statesmanly behavior. It reads as follows:

    ‘Major General Gerezgheir Andemariam (“Wuchu”) called us to a meeting [university students]. And he said as follows: “Like somebody who has been infected with AIDS, you have been infected with G-15. You are guilty of crimes against the people and the government. The government knows what is best for you; so say ok, to whatever it tells you. As for whatever it is you are guilty of, it is on your head and it will follow you.” At night, some of our comrades were arrested and taken. But the rest of us, after nearly three months of pain and suffering, left Wi’A and headed to Asmara the next day, November 7, 2001. Our morale was deeply affected and we lost all hope. And we understood, henceforth, our future under this government would be the depth of darkness. When will it dawn: don’t know!

    This is the man you guys continue to tell us was a hero. Sadly heroism is losing its meaning in some of our circles. Apparently some people are mourning him as a loss to the country…

    I am sure one day all of us will agree that he was one of the causes of Eritrea’s losses: especially its youth like the university students above, those languishing in the prisons, suffering in Sinai and other countries, those languishing in the trenches doing slavery service to the tyrant. He contributed to the loss of our citizen perishing in the seas and oceans. If anything Wuchu’s legacy is sorrow, death, destruction, ignorance, division, lawlessness, disrespect to public office…

    How is it possible we can be that much narrow minded and blind enough not to be able to see an elephant in front of us!

    May God open our eyes so we can save our nation and shape our future better.

  • ተወልደመድህን March 9, 2014

    መዓርግ ብፍላይ ወተሃደራዊ ብከመይ ይወሃብ።ጀነራል ንዝሽየም ሰብ ብየናይ መለክዒ ተለኪዑ’ዩ ዝወሃብ።ኣብ ኤርትራ ዘለው ሰብ ጹሩራ በየናይ ኣገባብ ተለኪዖም ወይ ናብዚ መዓርግዚ ንክበጽሑ ዝሰርሕዎ ቅያ እንታይ ኣሎ። መዓርግ ብፍላይ ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ናይቲ ኣብ ቃልሲ ዝጸንሐ መቐጸልታ’ዩ።ኣብ ቃልሲ ምጽናሕ ከም ኩሎም ዜጋታት ዝግበኦም ዝኾነ ዘወፈዩ እንተኾኑ፡ዝኾነ ተጋዳላይ እቲ ሃደ ካብቲ ሓደ ክብርን ሽምን ዝህቦ ፍሉይ ቅያ የለን። ……..ወተሃደራዊ መዓርግ ምስ ናይ ኦኣመታት ኣበርክቶን ናይ ኩናት ተኽእሎ ጥራህ ኣይኮነን ዝወሃብ።ወተሃደር ቶኩሰኒ ቶኩሰኒ ዝብሎ ኣጻውር ዚዓጠቐ ስለዝኾነ፡ዚኾነ ናይ ሰብ ስሚዒታት ወይ ብሕርቃን ይኹን ብጓሂ ዚመጾ ክቆጻጸር ዚኽእል፡በዓል ስነስሮኣት ኣብ ሕይወትን ንብረተ ዜጋታት ኣኽብሮት ዘለዎ፡ባካዳሚያዊ ትምህርቲ ዚበሰለ ሰብ ምኳኑ ተመርሚሩ’ዩ ዝወሃብ። …….ኣብቲ ዚነዓቕናዮ ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ዚነበሩ ሰባት፡ኣብ ወተሃደራዊ ኮሌጅን ኣብ ዩንቨስርትን፡ገሊኦም ኣብ ናይ ወጻኢ ዩንቨርስቲ ዚተመሃሩ፡ብሕግን ብካልእ ዓለም ለካዊ ጉዳይትን ዲፕሎማሲ ዚማዕበሉ’ዮም ኔሮም።ስለምንታይ ንህዝቢ ኤርትራ ወጺዖሞ ንዝብል ሕቶ፡ንዓታቶም ሕቶ ሓንቲ ኢትዮጵያ ኢዩ። ………ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ኣብዘመነ ኢሳያስ ሽመት ሒዞም ጽሩራ ተዋሂብዎም ሃገር ናብዚ ድቕድቕ ዝበለ ጸልማት እናንቆልቆለት ስቕ ኢሎም ናብራኦም ዘጣጥሑ፡ከስዖምን ዘግዘፉ መለክዒ ዘይብሎም ምስ ኢሳያስ ዘለዎም ዕርክነት፡ብሕይወቶም ክህልዉ ዘኽ ኣሎም ከኣ፡ኣብ ኢሳያስ ዘለዎም ፍትወትን ተለኣኽነትን’ዩ።እዞም ሰባትዚኦም ን ኢሳያስ ኣይኮነን ክምልስሉ፡ቁሊሕ ኢሎም ክርእዩዎ ዘይክእሉ ምእዙዛት ምኳኖም ምስ’ረጋገጸ’ዩ ናብዚ ደረጃዚ ኣብጺሑዎም። ነጻነት ኮይኑ ከኣ ዝጽልጸል ምስተጸልጸለ፡ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝዓብለሎ ሰራዊት መሪሖም ይነብሩ ኣለው። …….ኣብዚ ደረጃ ንምብጻሕ ብመለክዒ ተለኪዖም ኣይኮነን።ኣብቲ ፈለማ ግዜ ንእስነት ውሑድ ናይ ምጽሃፍን ምንባብን ጥራሕ ዘጠቓልል ወይ ናይ 8-10 ትምህርቲ ሒዞምዮም ተቃሊሶም።ገለ’ውን ፍጹም ናይ ትምህርቲ ኦድል ዘይነበሮም ኮይኖም’ዮም ንቃልሲ ተሳቲፎም።ን ኣብነት …..ዕድል ትምህርቲ ኣይረኸብኩን። እጓሲ’የ ነይረ ( ቃል ውጩ ) እኹል’ዩ። ………ሓደ ሰብ ምጽሃፍን ምንባብን ከይፈለጠ ሃገር እንታይ ምኳና፡ነጻነት ኣንታይ ጣዕሚ ከምዘለዎ ከይፈለጠ ናብ ቃልሲ ዚተጸንበረ ኣብ ምምራሕ ክበጽሕ ዘደንቕ ፍጥረት ማለትዩ።ኣብ ቃልሲ ልክዕ ከምቲ ናይ ቃልሲ ኣሰላልፋን ግድምናን ተገምጊሙ’ዩ ካብ ተራ ናብ መራሒ መስርዕ ቀጺሉ ምስ ኩነታት ናብ ዝስዕቡ ደረጃታት ዝሓልፍ።እዚ ግን ናይ ቃልሲ ኣሰራርሃ፡ዝኾነ ይኹን ሕግታት ዘይክተል’ዩ። ድሕሪ ናጽነት ከኣ ብመጠን ዚተቃለስሉ ኦኣመትን ግድምነትን ተለኪዑ’ዩ ሽመትን መኦኣርግን ተዋሂቡዎም።መዓርግን ሽመትን ክወሃቡ ዝግበኦም ግን ተነጺሎም ዚተረፉ፡ኣኳ ገለስ ምስ ብጾቶም ናይ ምውህሃድን ምርድዳኣ ይኹን ቅንዕና ዚነበሮም ካብቲ ቦታ ተገሊፎም ኣብ ስደት ይኹን ኣብ ውሽጢ ሀገር ኣብ ትሑት ደረጃ ሕይወት ይነብሩ ኣለው።በዚ ኦኣይነት ሕር፡ብስ ለትን ፍልጠትን ዘለዎም ብቑዓት ዘይምምልማል ከኣ ኣብ ኤርትራ ክትከል ዚነበሮ ክግበር ዘይምኽኣሉ ዝጸገመን ንፍትሓዊ ኣስራርሓ መሰናኽል ዝኾነ’ዩ።ምኽንያቱ ኣብ ቃልሲ ከሎኻ ትጥቀመሉ ሰብን ኣሰራርሓን፡ኣብ መንግስትን ህዝቢ ምምሕዳርን በጺሕካ ሰባት ንምምራጽ ትገብሮ ኣገባብ ኣተሃራርያ ዚተፈላለዩ ነናቶም መልክዒ ዘለዎም ኢዮም። ………እዚ ምልመላዚ ዘይብሉ ፡ኣብ ግዜ ቃልሲ ናብ ኢሳያስ ካብ ዘለዎም ቅርበትን ፍትወትን’ምበር ብቖዓትን ተሃርዮም ናብዚ ደረጃዚ፡ናብ ምውሳንን ምፍራድን ዝበጽሑ ጀነራላት ከኣ ሽግር ህዝብን ዘይኮነ ናይቲ ናብዚ ዘብጸሖም ኣካል ድምጽን መምርሕን ጥራሕዮም ዝሰምዑ።ድላዮም ክገብሩ ብ ኢሳያስ ቀጠልያ ሕብሪ ተወሃቦም’ዩ ብሕጊ ኢሳያስ።o

  • Michael March 9, 2014

    wanatat nayza websate hasewuti ekum beaalkum tshfu beaalkum tekafou neti natkum shuf bnay seb gierkum tzrguhu nabey alo nay tmali zsehafkuwo sle zeyekafaeeku aywesen.

  • selamawit2 March 9, 2014

    I don’t want to meet trouble halfway but i have the impression they shot somebody during the funeral!
    watch min 3:55 til 4:10 of this video:
    https://www.youtube.com/watch?v=zbV8xi9to7U

  • afro March 9, 2014

    MAYBE WUCHU WAS INFECTED WITH HIV INJECTED TO HIM BY HGDEF.HGDEF DO A LOT OF STUFF,CONSPIRECIES TO KILL PEOPLE.DICTATOR ISSU USED HIM ALREADY FOR HIS DIRTY WORKS, FINALLY HE HAS TO ELIMINATE HIM SO THAT NO SECRET WILL COME OUT OF HIM.THIS IS HOW HGDEF WORKS:NO TRANSPARENCY,NO ACCOUNTABILITY,NO RULE OF LAW,NO CONSTITUTION,NO HUMAN RIGHT,NO ELECTION……EVERYTHING IS NO……NO ELECTRICITY,NO WATER,NO FOOD,NO CEMENT,NO UNIVERSITY,NO AIRLINES…NO…NO…NO…NO…NO..FUNNY HGDEF……

  • ማሊሻ March 9, 2014

    ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ።

    እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።

  • Yonas Ghebregziabiher March 9, 2014

    Major General Wuchu (Wedi Ittai) – thanks for serving OUR Eritrea. Thank you comrade, we shall never forget you.

    There is NO hell nor heaven, if there are any, they are both here on earth.

    Most likely,
    If there are any, they are also in our minds. We make HELL and Heaven for ourselves and others – we better take care not to harm our brethren,

    We are our brother’s keeper – NOT undertaker.

    Liberty to the people of Eritrea. And VICTORY to those who are putting their lives upfront for the CAUSE.

    DEATH to Issaias Afewerqi!!

    • Genet-orginal March 10, 2014

      “There is NO hell nor heaven,if there are any, they are both here on earth” Well, Your comrade General Wuchu made Eritrea the worst hell on earth. “We are our brother’s keeper-NOT undertaker” tell that to Eritreans, the victims of Isayas and General Wuchu. “DEATH to Issaias Afewerqi” Is this mean only, until he is dropped dead? Then, are you going to say, “Thank you comrade. thanks for serving OUR Eritrea???” or “We are our brother’s keeper-NOT undertaker”
      Isayas and Wuchu have been the undertakers of young Eritreans. If genral Wuchu was not the offical dictator, he was the right hand man of the dictator. He was a willing participant or silent bystander to the abomination of our people and country. His accomplishment before our independent is tarnished forever. He has to blame no body, but himself.
      He may be is dead, but his action or inaction during the worst time of our lives will live on. Each time his name is called, we will react with great disappointment. But he has to blame no body but himself, for his action or inaction.
      Genet-O

    • Banna March 12, 2014

      Yes he definitely served to create a Hell in Eritrea!!

  • ማሊሻ March 9, 2014

    ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣
    ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣
    ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣
    ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ።

    እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣
    እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።

POST A COMMENT