Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መበል 23 ዓመት ጽምብል ብዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ፊኒክስ ብድምቀት ብዒሉ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/05/Phinix_may24.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • eyob Ghebreziabhier May 19, 2014

    For me it is a sign of intellectualims to write according to the rule of grammar.

    መበል = አንስተይቲ ህበይ ሐደ ሐርስታይ ቀቲሉ ሐንቲ መበል ትማሊ
    መብበል = th መብበል 13 ድል ናይ እታ ፋብብሪካ

    wrong right
    ብዓል በዓል
    ብዒሉ ነበረ ብዑል
    ንፍትሒ ምእንቲ እታ ፍትሒ
    ዓሞት ዓመት
    ብ 17 ግንቦት አብ 17 ግንቦት

  • halal May 19, 2014

    ነዳያት ጀብሃ ደኣ ካብ መዓስ ናጽነት ኤርትራ ኣሚንኩምሉ ትፈልጡ ኔርኩም? ሕጂ ደኣ እንታይ ተረኺቡ ኣብ በዓል ናጽነት ኤርትራ ከተኽብሩ በቂዕኩም?
    ምሕረት የውሪደልኩም ፡ እምበር ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ቢዘየገድስ ኤርትራዊ ናጽነት ኒኩሉ ሓደ ኢዩ ዚቢጸሆ፡ በዓል ኣይቲብልዑ ኣይቲሲተዩ ግና ካብዚ ሓሊፉ ኪቲገብሪዎ ቲኪእሉ ዓቅምን ብልሕን ሲለ ዘይቢልኩም፡ ቢቅትሩ ዚተሓልመ ሕልሚ ኢዩ ኔሩ ኒምብትታን ሓድነት ህዝቢ ወትሩ ዕጡካት ከም ሚኳንኩም፡ ሕጂ ሓድሽ ቲገብሪዎ ዘለኩም ነገር ኣይኮነን፡፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ድማ በዚ ፈላላዪ ዕላማኩም ዚሰዓርን ክምህ ዚብልን ኣይኮነን፡ ኣይኪቢልን ኢዩ ድማ።
    ወይለኩም ኣብዚ ጽዩፍን ትሕተ ሃገራውነትን ግዕዙይ ሲራሕ ከም ቀዳማይ ሲራሕኩም ሒዝኩም ቲቋማጢዑ ዘለኩም።
    ቢዓንድ ርእሱ ገዛኻ ሚምሕዳር ምስ ከኣልካ ኢዩ ብዛዕባ ኮሚኒትን ሃገርን ምምሕዳር ምሕሳብ ዝከኣል እሞ፡ ነዚ ምስ ከኣልኩም ኢዩ ብዛዕባ ኮሚኒቲን ሃገርን ኪቲሓስቡ ዘለኩም።
    እዚ ወድሓንኩም ግዜ ዝጠለሞም ዕሱባት።
    ዕድመ ኒሓድነት ህዝቢ ኤርትራ
    ዕድመ ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ
    ዕድመ ን ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን
    ዘልኣለማዊ ዚክሪ ኒስዊኣትና
    ዓወት ንሓፋሽ!!!

    • Semira May 20, 2014

      ህዝቢ ኤርትራ፡ ብጨካናት ህግደፍ ተበይኑ

      ሰሙን ሰሙን ኣብ ዝሓለፍካዮ፡ ሓዘን ኮይኑ
      
አለኹልካ፡ አጆኻ ዝብሎ ስኢኑ
      
እንታይሞ፡ ስውእ ዘይትንስእ ኮይኑ

      ናይቶም ብሂወት ዘለና

      ዳርጋ፡ ከም ምውታት ኮይና

      ካን ብጠጠውና

      ስውኣት ሓዚኖም ብኣና

      እወ! ብኣና

    • ERITRAWIT May 20, 2014

      halal do halay?

  • THE NOBLE TEACHER May 19, 2014

    ምስዕሳዕ ከይትርስዑ፣ከምዚ ነጻነት እዚ ኣብ ዓለም ስለ ዘይተራእየ ምቍጽጻይ እኳ ኵውሕዶ ።እውይ ስጋ ቐሺ ንብዓተይ ክስዕረኒ ደልዩ_እዚ ኩሉ ህዝብና ዝሕጎሰሉ, ኣደ ትዓርፈሉ ጊዜ፣እቶም ደገፍቲ ሻዕብያን ተቓወምትን ዝሳማምዑላ ነገር እንተሃልያ እዛ ነጻነት እዚኣ ብሓቂ ንህዝብና ተድልዮ እያ።ዓመት ንዓመት ይቕጽለሉ፣ምስቶም ኣብ መምዓልቲ ዝረግሕዎ ኣእዱግ በረኻ (ተጋደልቲ ዝብል ኣፍ እዩ)ደቁ።

  • Wolde May 19, 2014

    ክቡር ሓው ወይ ሓብቲ መሰል ናይ ምጽሓፍን ምዝራብን ስለ ንኣምን ክትጽሕፍ መሰልካ እዩ። ዘሕዝን ግን ኣብ ሰማንያታት ምህላውካ እዩ። ከምቲ ዝኸሰረ ነጋድይ ናይ ጊዜኡ ዝሓለፈ ሕሳብ ይገናጽል ከምዝብሃል ኣብቲ ሕሱር ኣረሚናዊ ጉጅለ ህግድፍ ፕሮፖጋንዳ ኢኻ ተኣሊኽካ ዘሎኻ። መጀመርታ ብዓል ነጻነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ድእ እምበር ሕዛእቲ ናይ ኣረሜናዊ ጉጅለ ህግድፍ ኣይኮነን። ስለዝኾነ ኸኣ ዝኾነ ኤርትራዊ ኣብ ድላዩ ቦታ ኮይኑ ከብዕሎ መሰሉ እዩ። ዲክታቶራዊ ስርዓት ህግድፍ ግን መፈራርሕን መሸምጠጢ ገንዝብን እዩ ዝጥቀመሉ። ከም ካሮሳ ዝስሕብ ፈረስ ኣዕንትኻ ተዓፊነን ንየማን ንጸጋም ከምዘይትርኢ ኮንካ እምበር፡ ነቲ ብዓል ነጻነት ዘብዓሉ ደቂ ስውኣት ጅጋኑ፡ ኩሉ ነቲ መላኺ ኢሳያስ ዝመርሖ ጉጅለ ህግድፍ ዘውጸኦ ናይ መላኺ ስርዓት መደባት ካብ ሻሙና ክሳብ ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ ዘካይድዎ ናይ ከረምቲ ማእቶት፡ ብድሕሪኡ ድማ ሳዋ ወሪዶም ወታሃደራዊ ታዕሊም ወሲዶም ኣብቲ ኩሉ ኢሳያስ ዝኣጎዶ ኩናት ዝተኻፈሉ እዮም። ንኸይትሓስብ ብህግድፍ ሓንጎልካ ስልዝሰንከለ ድኣ እምበር ኤርትራ ብእኩብ ድምር ናይ ሳላሳ ዓመት ጽዕጹዕ ብረታዊ ቃልሲ ኢያ ነጻ ወጺኣ። ነቶም ንእስነቶም ንምእንቲ ሃገሮም በጃ ዝሃቡ ንስኻ ኣብ ዓዲ ሰላምን ዲሞክራስን ኮንካ ንተቓለስቲ ብዓል ንጻነት ኣይምልከተኩምን እዩ ክትብል ክሳብ ክንደይ ደንቆሮ ምዃንካ እዩ ዘመልክት። ንሃገር ዘጽንትን ህዝቢ ዝብትንን ዘሎ መላኺ ኢሳያስ ዝመርሖ ጉጅለ ህግድፍ እዩ። እንተ እቲ ምምሕዳር ነፍስናን ኮሙኒትናን ዝበልካዮ ግን እንጣጢ ንዘርእ ኣልና እዩ። ሓደራ ክብልካ ግን ነቲ ዓፊኑካ ዘሎ ማስኬራ ኣልጊስካ ንየማን ካን ንጸጋምካን ጠምት። ብሃገር ኤርትራ ትግደስ እንተኮንካ ኸኣ ንመላእኽትኻ መራሕቲ ህግድፍ ቅዋም ኣተግብርዎ፡ ብዘይፍርዲ ኣብ ዒራዕሮ ተዳጉኖም ዘልዎ ስድራቤቶም ሃለዋቶም ዘይፈልጡ ንኤርትራ ነጻ ዘውጽኡ ጀጋኑ ናብ ፍርዲ ኣቕርብዎም ፡ ስለምታይ እዮም ብኣሻሓት ዝቑጸሩ መንእሰያት ሃገር ገዲፎም ናብ ስደት ዝውሕዙ ዘለዉ? ኢልካ ሕተት። ሃገር ብዘይቅዋም ብሓደ መላኺ እንዳተማሓደረትስ ኣብ ኣመሪካ ኮንካ ኣብ ሰማንያታት ዝተረፈ ጀብሃ ሻዕብያ ክትብል ክሳብ ክንደይ ኣብ ጸልማት ከምዘሎኻ እዩ ዝሕብር። ናይ ሎሚ ኩነታት ቃልሲ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን መላኺ ኢሳያስ ዝመርሖ ጉጅለ ህግድፍ እዩ። ስውኣትና ኤርትራ ብቅዋም ዝተመርጽ ስርዓት ክትመሓደር ድኣ እምበር ብዲክታቶር ክትማሓደር ኣይኮኑን ሂወቶም ሂቦም። ሓድነት ህዝቢ ይትረር ቅልጽም ዲክታቶር ክስበር። እዝጊኣብሄር መንፈሱ ኣውሪዱ ንጽቡቕ ክትሓስብ ይሓግዝካ።ከምቲ ብሓድነትና ንመግዛእቲ ዝሰዓርና ንዲክታቶር ክንስዕር ኣይከሸግረናን እዩ።
    ዘልኣለማ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ስውኣትና
    ንሓድነትና ክቆርስ ዝብገስ ወይልኡ

    • Biniam Abraham May 21, 2014

      Wolde hatela Ede, halewlew gedifka stick with the issue at hand. Bizereban bitahdidn Alem mekayedkan memahaderkan neirka enteKon gin Alem bizereban bifeKeran zeykonet bitegbarin bisirahin’ya timahader! In short you are just ‘Tsemam hade derfu’ hatela. The main issue is how could one be happy when there is no freedom? And what is independence worth to my age group that is the young generation if we find ourselves hungrier, angrier, and less free after decades under its wing? I am not one to advocate national arrogance. To me and to my young generation the ‘Eritrean independece day’ has been turned into the ‘Eritrean slavery day’. So enjoy your happy independence day at a time when hundreds of Eritreans perish in deserts, the Meditrenean & Red Sea. May many happy independence day return to all of you that is the day time dreamers and opportunists losers! No wonder Isaias is still in power.

      • ahmed saleh May 21, 2014

        What is this stupidity to say ” Wolde hatela Ede ” to provoke hostility .

      • selamawit2 May 21, 2014

        I do care for our Eritrean people.We are Eritreans ,not because we hate & foolishly put down Amharas & Tegaru of Tigray,but because we have rich loving culture & our national identity is Eritreans….
        WE ARE ALL ERITREANS, NOT ASHAMED OF OUR TRIBAL /RELIGIOUS/REGIONAL IDENTITY.

  • Semira May 20, 2014

    ህዝቢ ኤርትራ፡ ብጨካናት ህግደፍ ተበይኑ

    ሰሙን ሰሙን ኣብ ዝሓለፍካዮ፡ ሓዘን ኮይኑ
    
አለኹልካ፡ አጆኻ ዝብሎ ስኢኑ
    
እንታይሞ፡ ስውእ ዘይትንስእ ኮይኑ

    ናይቶም ብሂወት ዘለና

    ዳርጋ፡ ከም ምውታት ኮይና

    ካን ብጠጠውና

    ስውኣት ሓዚኖም ብኣና

    እወ! ብኣና

  • Biniam Abraham May 20, 2014

    What a fake independence day you want to celebrate? Independence my a$$! Eritreans when we were with our Ethiopian brothers, we used to own and sleep in VILLAS. Now, equal number of Eritreans are sleeping in IMMIGRATION CAMPS in Ethiopia. Narrow nationalism and extreme hate towards Ethiopians led to a social quagmire in Eritrea and the worst is yet to come so you should be mourning NOT celebrating you morons.

  • THE NOBLE TEACHER May 20, 2014

    Biniam Abraham ,

    I am not going to hide it from you as I have never hidden it from the public ,although I have not started throwing rocks ,yet..ha…ha..I have mental dis order,It is clinical not natural or aquired like the Eritrean brain ,so at times I have to give it a rest.But ,I like your truthful opinion.
    It does not mean we will go back or divide Eritrea in to pieces ,it means our analysis is based on reality.

    GBU
    I am extremely proud of you !!!

  • selamawit2 May 21, 2014

    I do care for our Eritrean people.We are Eritreans ,not because we hate & foolishly put down Amharas & Tegaru of Tigray,but because we have rich loving culture & our national identity is Eritreans….
    WE ARE ALL ERITREANS, NOT ASHAMED OF OUR TRIBAL /RELIGIOUS/REGIONAL IDENTITY.

  • selamawit2 May 21, 2014

    complex dialog between xy aka 100names and anjal:

    xy: Your unlce is a coward.”

    anjal: Yeaah.”

    xy: Your granparents are ugly italian slaves.”

    anjal: Yeah.”

    xy: your father is a slimy arb slave.”

    anjal: Yeah.”

    xy: Your whole famiiiy is vomit of ethiopia.”

    Yeah.

    xy: Your sister and your brother are bedouin- „b…“

    yeah.

    xy: Your mother is damn italian and arab b… and your father isn’t your real…uups

    yeah.

    xy: What do you want to do now?

    anjal: let’s paint the damn town red.

    xy: I am so proud of you.

    anjal: yeah, ha ha ha. i am COOl.

    • ahmed saleh May 21, 2014

      That is funny , you make laugh Selemawit .

    • halal May 21, 2014

      Selamawit ..You are idiot person I ever seen.

  • ahmed saleh May 22, 2014

    Because you come with mirror in hand to see the image of our stupidity in this forum .
    Right ? YEAH , I am cool ! LOL

POST A COMMENT