መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ዓብዱ ዑመር
ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ዓብዱ ዑመር ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ዓብዱ መንግስተ ሰማይ፤ ንምሉኣት ስድራ-ቤት ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህቦም እናተመነና ናይ`ዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ንገልጽ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/02/Abdu-Omar-12022017.pdf"]
ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ዓብዱ ዑመር ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ዓብዱ መንግስተ ሰማይ፤ ንምሉኣት ስድራ-ቤት ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህቦም እናተመነና ናይ`ዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ንገልጽ።
k.tewolde February 14, 2017
You will be missed by those who know and were impacted by your contribution for the greater good.Your open grin says it all.Another fallen hero in an alien venue.