Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ፣ ነፍስሄር መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ

ብሃንደበታዊ ሓደጋ ሞት መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ፣ ትውልዲ ዓዱ ቅንቶ ኣኽራን፣ ከባቢ ምምሕዳር ጸሮና ዝኾነ ሓውናን ወድና ዝተሰመዓና መሪር ሓዝንን ጓህን ንገልጽ። ስነስርዓት ቀብሩ ዝፍጸመሉ ዕለት ብሓደ ሓደ ተክኒካዊ ምኽኒያት ክሳብ ሕጂ ክንውስን’ኳ እንተዘይከኣልና ኣብ’ቲ

ብሃንደበታዊ ሓደጋ ሞት መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ፣ ትውልዲ ዓዱ ቅንቶ ኣኽራን፣ ከባቢ ምምሕዳር ጸሮና ዝኾነ ሓውናን ወድና ዝተሰመዓና መሪር ሓዝንን ጓህን ንገልጽ። ስነስርዓት ቀብሩ ዝፍጸመሉ ዕለት ብሓደ ሓደ ተክኒካዊ ምኽኒያት ክሳብ ሕጂ ክንውስን’ኳ እንተዘይከኣልና ኣብ’ቲ ዝዓረፈሉ ከተማ ኣለንታወን ፐንሰልቨንያ ኣሜሪካ (Allentown, Pennsylvania USA) ኣብ’ዚ ቀረባ መዓልታት ክፍጸም ምዃኑ ነፍልጥ። ኣዕሩኩ፣ ፈተውቲ፣ ቤተሰብን ግዱሳትን ኤርትራውያን ከካብ ከባቢ እንዳደወልኩም ሓገዝኩም ከተወፍዩ ዝሓተትኩምና ምስጋናናን ኣኽብሮትና እንዳገልጽና፣ ሓገዝኩም በዚ ዝስዕብ ኣጋባብ ክትሰዱ ከምእትኽእሉ ንሕብር። ክብሮም ኢሳቕ ተክለሃይማኖት ብተለ. 202 306 6011 ደዊልኩም ክትሕብርዎ ንላቦ።

 From within the United States

Kibrom Teklehaimanot

Bank of America

Account No. 435027207354

Wire Routing# 026009593

From outside of the United States

           Kibrom Teklehaimanot

Wire Swift Code:  BOFAUS3N

Bank of America

100 West 33rd St.

New York , NY 10001

 

ቸክ ጽሒፍኩም ብፖስታ ክትሰዱ እትደልዩ ድማ፣ “First Presbyterian Church” ኣብ’ቲ ናይ ሜሞ ክፋል ናይ’ቲ ቼክ “Hagos” ጽሒፍኩም በዚ ኣድራሻ:  3231 W. Tilghman St., Allentown, PA   18104   ክትሰዱ ትኽእሉ። ንተወሳኺ ሓበሬታ፣ ክብሮም ብርሃነ ተለ. 647 836 9293 ተወከሱ።

ስድራ ቤት፣

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • A Iyasu January 21, 2012

    May his soul rest in peace and our condolences to his family and friends.

    A Iyasu and family

  • amuca January 21, 2012

    mengeste semay yewareso ne sedrabet tsenat yehabom.

POST A COMMENT