Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓድነታዊ ጥርናፈ ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ተቀመጥቲ ስያትል ዋሽንግተን ብዕለት መጋቢት 16, 2019 ካብ ስዓት 4 – 8 ድሕሪ ቀትሪ ዝተገብረ ኣኼባ

እተን ጉዱሳት ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ተቀመጥቲ ስያትል ዋሽንግተን፡ ብዝገበሮኦ ዘይተሓለለ ሃገራውን ህዝባዊን ጻዋዒት፡ ልዕሊ ሓምሳ ዝኮና ኤትራውያን፡ ቀዳም ብዕለት 16 መጋቢት 2019 ካብ ስዓት 4 - 8 ድሕሪ ቀትሪ፡ በዚ ዘሎ ዘየቅስን ኩነታት፡ ኣብ ጽልግልግ ዝበለ

እተን ጉዱሳት ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ተቀመጥቲ ስያትል ዋሽንግተን፡ ብዝገበሮኦ ዘይተሓለለ ሃገራውን ህዝባዊን ጻዋዒት፡ ልዕሊ ሓምሳ ዝኮና ኤትራውያን፡ ቀዳም ብዕለት 16 መጋቢት 2019 ካብ ስዓት 4 – 8 ድሕሪ ቀትሪ፡ በዚ ዘሎ ዘየቅስን ኩነታት፡ ኣብ ጽልግልግ ዝበለ ጸላማት ኣትያ ዘላ ሃገርና፡ ካብ ‘ኣፈርክቡ ዕርበት ነድሕና’ ብዝብል ተማ፡ ነቲ ዝነበረ ፍልልያተን ንድሕሪት ኣወንዚፈን፡ ብዛዕባ ህላውነትን ድሕነትን ሃገረንን ህዝበንን ክዘራረባ ኣከባ ኣካይደን።

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Hagherawi March 27, 2019

    ክብርቲ ኤሪትራዊት፥

    ነዚ ሃገር ኣብ ምጽናት ዝርከብ ደመኛ ጉጂለ በዲሂዮ። ደቂ ሃገር ኣብ ምጥርናፍ መሪሕ ግደ ይሃልኺ ።

  • Alem AH March 30, 2019

    ኹቡር ሃገራዊ፣
    ስለቲ ምትብባዕካ የመስግነካ። ብውልቂ ካብ ንብድሆ ኣይውሓደን። ነዚ ንደመኛ ገባቲ ኢሰያስን መሓውሩን ካብ ሱሮም ምሕና፡ ንኩሉ ትጥርንፍ ፍትሓዊትን ዲሞክራሳዊትን ብልጽግትን ሃገር ንክንምስርት፡ ንደቂ-ኣንስትዮን መንእሰያትን​ ዘማእከለ ሱሩዕ መድረዅ ክንምስርት ምጽዓርን የድሊ።
    ሰሰናዩ!

POST A COMMENT