Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓዳሽ ፊልም ብደልየቲ ፍትሒ

ብ ምትሕብባር ዓርቢ ሓርንትን ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስነተባበኛታትን ዝተዳለወት “ስዉእ ተዛሪቡ” ዘርእስታ ፊልም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ተዓዘብቲ ክትቀርብ’ያ። እዛ ብዉሩይ ኤርትራዊ ስነጥበበኛ ፉኣድ ኣልኣሚን ዝተኣልየትን ዝተደርሰትን ሓዳስ ናይ ትግርኛ ፊልም ንኣብ

ብ ምትሕብባር ዓርቢ ሓርንትን ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስነተባበኛታትን ዝተዳለወት “ስዉእ ተዛሪቡ” ዘርእስታ ፊልም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ተዓዘብቲ ክትቀርብ’ያ። እዛ ብዉሩይ ኤርትራዊ ስነጥበበኛ ፉኣድ ኣልኣሚን ዝተኣልየትን ዝተደርሰትን ሓዳስ ናይ ትግርኛ ፊልም ንኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ በደልን መከራን ብዓይኒ እቶም ምእንቲ ራህዋ ። ﷽﷽﷽﷽﷽﷽﷽﷽ ንህሉው ኩነታት እተንጸባርቅ

ዝያ General Hospital, Boston, Ma, 12/2013 – presentህዝቢ ኢሎም ሂወቶም ዝከፈሉ ስዉኣት እትመዝን ንህሉው ኩነታት እተንጸባርቅ እዋናዊት ፊልምያ።

እዛ ኣብ ስደት ዝርከቡ ከብ ብዓል ሳምሶም ተወልደብርሓን፣ ሓምዛ ዓብደልቃድር፣ ሰምሃር ግርማይ፣ ሚኪኤል እምባየ፣ ፉኣድ ኣላሚን፣ ሶሎሞን ፍቃዱ፣ ሚኪኤል ምሕረተኣብን ካልኦት ፍሉጣት ኤርትራውያን ስነጥበበኛታት ዝተሳተፍዋ ፊልም “ስውእ ተዛሪቡ” ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብወግዒ ክትምረቅ’ያ። ብድሕሪ እዚ ብመልክዕ ዲቪዲ ናብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደልይቲ ፍትሒ ክትዝርጋሕ ‘ያ። ስለዚ ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ነዞም ኣብ ስደት ኮይኖም ከይተሓለሉ ብሞዮኦም ንፍትሒ ዝቃለሱ ዘለዉ ስነጥበበኛታት ንምትብባዕ ኣብ ምግዛእን ምዝርጋሕን እዛ ፊልም ክሳተፍ ብኣኽብሮት ንጽውዕ።

እዛ ፊልም ድሕሪ ህልቂት ላምፓዱሳ ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ብዝርከቡ ስነጥበበኛታት ዝተበገሰት ኮይና ብምትሕብባር ዓርቢ ሓርነት ኣብ ሓጺር ጊዜ ንፍርያት ዝበቅዔት ናይ ሓባር ፕሮጀክ’ያ። በዚ ኣጋጣሚ ድማ ዓርቢ ሓርነት ንኩሎም ናብራ ስደት ከይበደሆም ስነጥበባዊ ክእለቶም ተጠቂሞም ውልቀ-ምልኪ ኣብ ኤርትራ ንኸብቕዕ ዝሰርሑ ዘለዎ ትጉሃት ስነ-ጥበባውያን ካብ ልቢ ተመስግን። ከምኡ እውን ንኩልም ንምስራሕ እዛ ፊልም ገንዘባውን ሞራላውን ሓገዝ ዝለገሱልና ኩላቶም ግዱሳት ከየመስገናዮም ክንሓልፍ ኣይንደልን።
ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት
15 ለካቲት 2014

aseye.asena@gmail.com

Review overview
36 COMMENTS
  • Tekle February 18, 2014

    Am proud of u guys .good job !!!!! This is the duty of Eritrean artist right now !!!!!!

  • abiboDC February 18, 2014

    nay bahiki tsbku serha !!!!abi edaga ka kinrakba bei tasfa nei tsbay hankowtana terdikum bei kulutfu nei kitzerguhuwa bei tehitna nehatit . good job keep it up !!!!!!

  • habtom February 19, 2014

    I can’t wait to buy it ? Well done

Post a Reply to abiboDC Cancel Reply