Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓበሬታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና

ነቲ ብቕንያቱ ኣብቲ ስመር ብዝብል ስም ዝፍለጥ መኣዲ ዘተ ፓልቶክ ንኣካይዳ ስርዓት ህግደፍን ተንኮላት ኢሳያስን ብዝምልከት ሰፊሕ ሓበሬታ ክህብ ዝቐነየ ፓይሎት ብዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝፍለጥ ኣብ ሓደ እዋን ኦፐሬተር/ምልክት ናይ ኢሳያስ ዝነበረ ኣብዚ እዋን

ነቲ ብቕንያቱ ኣብቲ ስመር ብዝብል ስም ዝፍለጥ መኣዲ ዘተ ፓልቶክ ንኣካይዳ ስርዓት ህግደፍን ተንኮላት ኢሳያስን ብዝምልከት ሰፊሕ ሓበሬታ ክህብ ዝቐነየ ፓይሎት ብዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝፍለጥ ኣብ ሓደ እዋን ኦፐሬተር/ምልክት ናይ ኢሳያስ ዝነበረ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ኣብ ሽወደን ዝነብር ዘሎ ተጋዳላይ፡ ብጠለብኩም መሰረት: ብዛዕባ ተበክሮኡ ኣብ ገድልን ድሕሪ ናጽነትን ዘካየድናሉ ቃለመጠየቕ ካብ ጽባሕ ሰኑይ 9 ሚያዝያ ጀሚርና ብተኸታታሊ ከነቕርበልኩም ምዃና ንሕብር።

ድምጺ ኣሰና

aseye.asena@gmail.com

Review overview
12 COMMENTS
  • Cambo April 8, 2012

    ክብርቲ ኣሰና፣
    የቐንየልና፤ ክብረት ይሃበልና። ንደሃይ ዕዱም ጋሻ ድማ ብሃንቀውታ ንጽበዮ።

  • Wedi-hager April 8, 2012

    kbrti Assenna. we are proud of you, but we need the interviw includin readable notes, just sounds will not be enough for any evidence…etc….

    • Cambo April 8, 2012

      I can not speak for assenna, however given their limited time and human resources. It is not easy to transcribe the sound interviews, unless many Eritreans like us volunteer our time and contribute financially.
      Despite their bankrupt and undemocratic politics, we need to learn a lot from the strength of the Hgdef organizers. Hgdefites are willing to give freely their money, time and expertise to their cause in mass, nor do you see them often stab each other in public with the exeption of their insane leader, as most people in the opposition camp do. Look how they are pulling off their Stockholm, Sweden conference. Sadly, sooner or later, it will be exposed.

      • thomas April 10, 2012

        dear wedihager

        why don’t you record the interview and transfer it yourself. For God’s sake, this assenaa has a very limited resource. do you get it? they have got no income at all. They get nothing from us (including you). So be sensitive and use your common sense. Do some work for your self. I hope you get my point. lets think about our brothers who are working so hard to bring us this information sacrificing their time and money not to mention the risk of their lives and their families life.

  • Cambo April 8, 2012

    ንሎሚ ካብ መጽሓፍ መምህር ክፍሉ ገብረ መስቀል፣ ካብ ሳይበራዊ መራኽቦ “ፈይስቡክ” ዝረኸብክዋ ጆባእ እብል።
    መምህር ክፍሉ ገ. መስቀል: ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ንነዊሕ ዝበለ እዋን ከም መምህር ናይ ሕሳብን (ማተማቲክስ)
    ኣማሓድርን ዘገልገለ ኮይኑ፤ ቅድም ኣቢሉ ኣብ ሺካጎ ሕቡራት ኣሜሪካ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ብፒኤችዲ: ናይ ሊቅነት ማዕረግ ዝረኸበ እዩ።
    ኣብዚ እዋን እዚ፤ ካብ 2004 ጀሚሩ: መምህር ክፍሉ ብሰነኪ መንፈሳዊ እምነቱ ጥራይ፣ ዛጊት ኣብ ዘይተፈልጠ ቤት ማእሰርቲ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ሕልና እሱር እዩ።
    እዛ ጥቕሲ፣ ካብታ መሰረት መንፈሳዊ ህይወቱ ጌሩ ዘዳለዋ መጽሓፉ እተወስደት እያ።
    ———
    መብዛሕትኡ ጊዜ ትዕቢት ንወልቀሰብ ይኹን ንሓደ ህዝቢ ዘጥቅዖ፤
    ኣሳልጦ ምስረኸበ ወይ ዓወት ምስ ተጎናጸፈ እዩ። ከምቲ ኣቐዲምና ዘስመርናሉ፤
    ብዝረኸብናዮ ዓወት ክንሕጎስን ብዓቐን ክንሕበንን ግቡእ እኳ እንተኾነ፤
    ቀስ ብቀስ መስመር ሓሊፍና ናይ መን ከማይነትን፤ ዘይተሰዓርነትን፣ ዘይተጋጋይነትን
    ስምዒት ክሓድረና ይከኣል እዩ። ሰባት ምዃናን ዓቕምና ድሩት ምዃኑን ከኣ ንውንዝፍ።
    ሽዑ ንሒደት እዋን ኣብቲ በሪኽ፣ ኣብቲ ጫፍ፣ ኣብቲ ደቐል በይንና ኮፍ ንብል።
    ምኽሪ ከይንቕበል መን ከርክበና፤ መን ክበጽሓና፤ ኣዚና ላዕሊ ኢና ዘሎና።
    እንተ ተረኽበ ኸኣ ኣይንሰምዖን ኣይንቕበሎን ኢና። ሽዑ ብሃንደበት ከይሓሰብናዮ
    ከይተጸበናዮ ቁልቁል ኣፍና ንታሕቲ ንድፋእ ንወድቕ ንሰባበር።
    ኣብዚ፣ ይረድኣና ኣይረደኣና፤ ኩሉ ሳዕ ኢድ ኣምላኽ ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ኣላ።
    ምኽንያቱ፣ ኣምላኽ ንዕቡያት ክጻረሮም ሕጊ እዩ። ምስባርና ብመጠን እቲ ልዕል ኢልና
    ዝኸድናዮን እዩ ዝኸውን። ገለ ካልኣይ ዕድል ይረኽቡ እዮም፣ ገለ ግን ብእኡ የብቅዑ
    እዮም። መብዛሕትኡ፣ ምስ ወደቐ እዝኑ ይኽፈት እዩ። ካብ ጌጋኡ ይመሃር ዶ ኣይመሃርን፤
    ንሱ ግና ካልእ ሕቶ እዩ።
    ትዕቢት፣ ብቃላትን ብተግባርን ዝግለጽ እኳ እንተኾነ፤ ብመሰረቱ ግን መንፈስን ሓሳብን እዩ።
    ብድሕሪ ኹሉ ትዕቢት ከኣ፣ ሰይጣን እቲ ኣቦ ትዕቢት ኣሎ። ትዕቢት ነቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ
    ዝብድህ ብምዃኑ ኸኣ፣ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ። ስለዚ ትሑት ሓሳብ ክህልወና ከነስተብህል ኣዝዩ
    ዝግብኣና እዩ። እዘን ሕቶታት እዚኤን ንርእስና ሓቲትና እንተድኣ ብቕንዕና መሊስናየን፣
    ካብ መስመር ከይንወጽእ ይሕግዛ እየን።
    1. ኣነ መን እየ?
    2. ካበይ ተበጊሰ?
    3. ኣብዚ ዘለኽ ዎ ደረጃ ከመይ ኢለ በጺሐ?
    4. ዓቕመይ ክሳዕ ክንደይ እዩ?

  • Abnet Tesfai April 9, 2012

    Cambo
    THANK YOU
    i know Dr kiflu in Asmara university. but it is sorrowful not to know the whereabout of Dr. kiflu

  • Abnet Tesfai April 10, 2012

    THE STORY TOLD BY PILOT SHOULD BE COMPILED IN A BOOK FORM AND SHOULD BE DOCUMENTED FOR THE NEXT GENERATION.

  • M I April 10, 2012

    Wow Wow Wow Wow

    Please visit http://www.alenalki.com with plenty audio-visual. It is amazing.

    On this Occasion I ask Assena to Shut-up its mouth. Thanks to the technology, it shows the atmosphere of an event wherever we are.

POST A COMMENT