Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህጹጽ ሃገራዊ ጸዋዒት ንዝበረኸ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት ( ብምኽንያት 20 ሰነ – ዕለት ሰማእታት ኤርትራ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተላእከ ፍሉይ መልእኽቲ)

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/h.m.n..pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
105 COMMENTS
  • Filmon June 22, 2014

    Ajokum deki Ere Kibrina kimiles iyu

  • ብሓቒ ይግበሮ June 22, 2014

    ምኽንያቱ ሓደ ሓደ ግዜስ፣ ከም`ቲ ጽቡቕ ጽሓፋይ ኣለና ማሓሪ ረድኢ ዝጽሕፎ ቓላት፣ብተስፋ ጥራይ ዘዕግበካ ከምኡ ይመስል። ደምበርዶ ኣለና ኣይኮነን ጽሒፍዎ ኣብ ዘብል ጥርጣረታት`ውን የዘምል።

  • Suleiman Salim June 22, 2014

    ኣውራጃውነት ግደፍዎ ፡ ምስ ወያነ ምትሕብባር ግደፍዎ እንተ ዘይገዲፍክምዎ ድኻም ጥራሕ ኰንኩም ክትተርፉ ኢኺም። ምስ ወያነ ዝተሓባበር ሕሱርን ፍንፉንን ኣውራጃዊ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣፍሪሱ ኣብ ኣስመራ ኩድጭ ክብል ዝሓልም እንተ ኮይኑ ከይተበገሰ ፍሹል እዩ።

  • Kifle Nerayo June 22, 2014

    Assenna, Thanks as usual. I hope your enthusiasm pays this time. I mean to say your devoted aspiration for united action against Isayas, the coward. It is my belief, and so is it with those who aspire like you the downfall of Isayas will surely be realized from inside and also popularly. It looks the time has come, but we need to be sober and ready for the inevitable episode with due magnanimity, from your side guiding the event with due understanding and feed the public realistically every time of the way. I am with you, and so are all concerned at anytime.

  • abraham June 22, 2014

    well done assenna.

  • ERITRAWIT June 22, 2014

    Zeyzey entay delena 3 werhey gen newehew ms Isaias mkd-dam kedley eu Amlak msakatkum ykune.

  • Gaul Eri June 22, 2014

    Assenna megaberya xelaati Eritrea,ane eritrawit eye imo gn kemzin atkum kihdet hager tesemieeni ayfelitin,, kulu gizie hager hager eya, hizbi kaa hizbi zkone seb baakum temerihu kisatef aykieeln eyu,n sukum ke mentihishu iluku gahafat bedanat,,

  • Suleiman Salim June 22, 2014

    ኣንታ እዞም ኣኽላባት ወያነ ማዓስ እዮም ዝልብሙ? ኣብቲ ሓንጎሎም እንታይ እዩ መሊኡ? ክቦ ዶ ዋላስ እምኒ? ወይ ጉድ ንሕና ኣሕዋትና ክንብል ንስኹም ድማ ደድሕሪ ወያነ እንዳ ከድኩም ክትልሕሱን ክተልምጹን ኣሐሊልኩምና!!! ንኣስመራ – ዓዲ ጀጋኑን ዓዲ ኣናብስን – ደኣ በየን ጌርኩም ክትኣትዉዋ ትሓስቡ? ዘይመሬትካ ክትቆጻጸር ከ ለይትን መዓልትን ምስ ጸላኢ ኰንካ ይሕለም ድዩ? ኣንቱም ውርደተኛታት ሕፈሩ! ሕፈሩ!!

    • AHMED OMER June 23, 2014

      you idiot so called Sulieman Salim your bloody more wayane than anyone else so go back the real history of SHABIA AND THE MAD DOG ASIYAS .Shabia and woyane together have killed a lot of Eritrean even Amaniel dose not mention to this Asiyas dose not begin the evil and devil acts these days it is from longtime ago .Please do not kill us by your bulshit .
      if you are real Sulieman I am going to tell you in Arabic .
      قال العلامة الشيخ الشعراوي :-
      اذا لم تستطيع قول الحق لا تصفق للباطل .
      وأنت الآن تصفق الباطل .وفي تعليقاتك لا تعليق يخلو من كلمة وياني وليكن في علمك وابخث عنها للتأكيد ان اسياس وعصابته هم وياني أكثر من غيرهم وابحث عنها في الماضي والحاضر وحرب الحدود كانت بالاتفاق بين ملس واسياس لإطالة عمرنظاميهما وهذا ما حدث و باختصار وطن لا تصان فيه كرامة الأنسان كإنسان قبل كل شئ ولا يستحق ان أطلق عليه كلمة وطني أو بلدي .

      • Suleiman Salim June 25, 2014

        Ahmed Omer,

        You are more intelligent than that. Please, don’t repeat the words of ignorant people. By the way, when was the last time that you visited your country Eritrea?

  • ERITREAN UNCLE June 22, 2014

    ዝኸበርካ ወዲ ሓወይ ተኽላይ፣

    እቲ ንዓኻ ዘለኒ ክብረት ሽምካ ጸዊዔ ኣንዊሔ ክምልሰልካ መዲበ።እወ ሓበሻ ኢና፣ለባማት ሓበሻ እምበር፣እቲ ገድሊ ኣድላይነት ኔርዎ ዶ ኣይነበሮን??? ሕጂ ዝፈሰሰ ማይ ስለ ዝኾነ፣…ሕጂኸ ናበይ ንዝብል እዚ¨ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት¨___ When you read between the lines እቲ ገድሊ ብጀካ ናይ ውግእ ዓወቱ, መልክዕ ገድሊ ከም ዘይነበሮ ባዕሎም ኣብዚ ቀጺለ ዝጠቕሶ ኣብሪሆሞ ኣለዉ።እዚ እየ ኣነ መንእሰይ ክርድኦ ዝደሊ ዝነበርኩ..
    I QUOTE THE DOCUMENT…
    “ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብረቂቕ ጥበብን ሽርሕን ክድዓትን ግምጥልሽ ከም ዝጓዓዝ ዝገበሮ ጉዕዞ ታሪኽ ብገለ ኣጋጣሚ ከም’ቲ ዝግብኦ ክጓዓዝ በቒዑ እንተ ዝነብር፡ ኣብ ዘበነ ብረታዊ ቃልሲ ንጽገናን ለውጥን ክፋት ዝኾነ መሰልን ናጽነትን ተጋደልቲ ዘኽብር፡ ንግሉጽነትን ተሓታትነትን ዕድል ዝህብ ብደሞክራስያውን ሕጋውን ኣገባብ ዝመሓደር ገድሊ እንተ ዝነብር፡ ተቓለስቲ ውድባት ብሃገራዊ ስምረት ተወሃሂደንን ሓደ ኮይነን ክቃለሳ እንተ ዝበቕዓ፡ ድሕሪ ናጽነት ሃገራዊ ዕርቂ እንተ ዝግበርን ንኹለን ውድባት ኤርትራ ዝሓቑፍ ግዝያዊ መንግስቲ እንተ ዝቐውምን፡ ስርዓተ ሕጊ ነጊሱ ብህዝቢ ዝተመርጸ ቅዋማዊ መንግስቲ እንተ ዝትከልን፡ መቕርብ ስውኣትን ተጋደልትን ንዋጋ መስዋእቶምን ቃልሶም ዝግባእ ካሕሳ እንተ ዝከሓሱ፡ ምስ ኩለን ጎረባብቲ ሃገራትን ዓለምን ኣብ ምትሕግጋዝን ምክብባርን ዝተሰረተ ምሕዝነት እንተ ዝፍጠር፡ ኤርትራ እታ ህዝባ ብሕግን ደሞክራስን ዝመሓደረላ፡ ብሓጎስን ርግኣትን ሓድሕድ ምክብባርን ኣብ ሓርነት ዝነብረላ ብልጽግትን ስምርትን ሃገር ምኾነት ኔራ። ታሪኽ በቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተጸበዮ እንተ ዝጓዓዝ ኔሩ ሃገር ኣይምባደመትን እቲ ኣብ ሓድሕድ ዜጋታት ኤርትራ ዝተፈጸመ ምጭኽኻንን ምብድዳልን ኣይምተፈጸመን።
    ብሰንኪ ኢሳይያስ ግን ኩሉ እቲ ዘይተሓስበን ዘይተሓልመን ኮይኑ፡ ጉዕዞ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዕርብርብ ገጹ የምርሕ ኣሎ።”END OF QUOTE

    ክቡር ወዲ ሓወይ፣

    ኣነ ንዓመታት ዝኣመንኩሉ መርገጽ ግልብጥብጥ ዝብለሉ ኣይኮነን።ኣነ ትግራዋይ ናይ ኤርትራ እምበር ህዝበ ትግርኛ ዝብሃል ናይ ምህዞ መንነት ኣይኣምንን።ግን ነዚኣ ሕጂ ዘይፈጸምኩማ ኢለ እንድሕር ተጋቲረ ካብ ድሕነት ናታትኩም ንኣሽቱ፣ናይ ባዕለይ መርትዖ ኣብሊጸ ዝርኢ ስሱዕ እየ ማለት እዩ።ገዛና እናተቓጸለ እንከሎ እውይ ዘይተወልወለ እኳ ኢልና ከም ምሽቓልን ኣብ ክንዲ ንመጥፋእቲ ሓዊ፣ነታ ሰራሕተኛ ከም ምጽዋዕ እዩ ዝቑጸር።ኪዳን ዶ EPDP ዶ ዝብሃሉ መትከኻት ግን ነቲ ሓዊ ብበንዚና ጌሮም ከጥፍእዎ ዝደልዩ ወይ ድማ እናተቓጸለ ከሎ ኣቡነሰማያት ክንብል ዝጽበዩና ሕልንኦም ጠቢሶም ዝበልዑ ተበለጽቲ ዝመልእዎ ጌረ ስለ ዝገምገምክዎ፣ ተጋግየ መንእሰያት ከጋጊ ኣይደለኹን።
    እዚ እዞም ሰባት ኣቕሪቦሞ ዘለዉ ፣ካብ ሓደ ጽሑፍ ንላዕሊ ንእሽተይ ዶኩሜንትን፣ንዓወትን ምዕባለን ሕንጻጽ እዩ።
    ተኽላይ፣
    ወያነ ዘቕንኡኒ እኮ ነቲ ከብዱ ዘይጸገበ ትግራዋይ ቅድሚ ከብዱ ምቕላብ ፣ኣእምሮኡ ስለ ዝቐለብዎ እዩ።ወያነን ኢትዮጵያውያንን ካባና ዝበልጹ በትሓሳስባ ጥራይ ኢዩ ክብል ከለኹ እኮ፣ለባም መምርሒ ስለ ዝኽተሉ እዩ እምበር፣ካባና ካብ ደቆም ንላዕሊ ስለ ዝለበሙ ኣይኮነን።ኣነ ሓሻካ ድምበዛናይ ሓወቦኻ እኳ ናይ ሓደ ወዲ ዓድዋን ናይ ኣርባዕተ እንግሊዛውያንን ጥበብ መሊኡ ሂቡኒ ኣሎ።
    ኢሳያስ እቲ ጨካን ብዓል ሕማቕ ኣጀንዳ ይኹን እምበር፣ተጋዳላይ, ስሩዕ, ገባር ተጋግዩ እዩ፣ይብሉና ኣለዉ፣ከምታ ነጻ ከነውጽኣኩም ኢልና ዝተበገስናያ፣ንሓርነት ድማ ከይንምልኣ ንኣሽቱ ኣወዲእናኩም፣ዓበይቲ እውን ከም ዓበይቲ ጠጠው ኣይበልናልኩምን ይብሉና ኣለዉ።ቀደም ክኸውን ኔርዎ እምበር ክንብሎም ኣይኮንናን።እቶም ዝጠፍኡ ኣሕዋትናን ደቅናን እዮም መንዩ ንመን ክኸሶ ??? ኤፍረም ስብሓትሲ እኳ ኣብታ ቀላይ ሓሶት ስለ ዘሎ ኣይትሓዘሉን፣ኣነኸ ኣብ ካናዳ ኮይነ ውግእ ባድመ ዘሳውር ዝነበርኩ፣ኣነ ብልዕሊኡ ገበነኛ እየ።ኣነ ከም ኣነ እኳ ካብ ናይ ቀረባ ኣዝማደይ ዝሞቱስ ዘይፈልጦም ተጋሩን ኦሮሞን ይሙቱ ኢለ እየ ውግእ ባድመ ብዙሕን ሒደትን ዘዛረበኒ እምበር ሽጣራ ሻዕብያ ጠፊኡኒ ኣይኮነን።ግን ንእሽተይ ኢያ ጠኒሳ ዝብሃል ነገር ስለ ዘየለ ብዕንጅልናይ ድየ ተበላጺ ኮይነ መንእሰያት ክጠፍኡ ከለዉ ካናዳ ኮይነ ምሉእ ሽምጠይ ገቲረ ስለ ዘይተኻታዕኩ ተሓታትን መሳወርን እየ፣እዚ ሕልናይ ስለ ዝወቕሰኒ ክኣ እየ ጸለለል ዘብለኒ።
    ሓንቲ ዓባይ ነገር፣እቲ ጉዳይ ጉዳይ መንእሰያት እዩ__ከምዚ ጽሑፍ እዚ ጌሩ ህዝቢ ዘዋሃህድ፣ኣብ ምፍታው ህዝብን ጎረቤት ምኽባርን ዝገልጽ ኤርትራዊ ጽሑፍ ርእየ ኣይፈልጥን እየ።
    Nephew ,

    I want you to read & re’read it.Do not concentrate on the we gonna wack Isaias….IT IS A ROAD MAP..& YOU,YOUNG PEOPLE OWN IT ,not the wise people that produced it.
    ግሉጽነት ኣብ ዘለዎ ወገንነት ይቃላዕ፣ብቑዕ ወዲ ኣቑርደት ከሎ ወዲ ድምበዛን እንድሕር ረቝሔ ካብ ምንታይ ተላዒልካ ክብሃል እየ ???
    ከም ትግርኛ ድማ ንጀበርቲ ኣፍካ ሓዝ ንስኻ ዘረባኻ ትግርኛ__ጓይላኻ___ኢለ ክድህሎ እቲ ሕገ መንግስቲ ኣይከፍቕደለይን እዩ።ኣነ ንቛንቋ ዓረብ ክዝረብ ከሎ እቶም እንተተምሃሩ መሊሶም ዝጭክኑን ዝድድቡን ማእለያ ዘይብሎም ፋናቲክ ኣዕራብ ስለ ዘዘክረኒ፣ቋንቍኦም ኣንኳይ ክዝረብ ክሰምዖስ, ኣብ ሽቓቕ እውን ክጸርገሉ ኣይደልን፣ግን ነቲ 50%+++ ዝኾነ ተኸታላይ ሃይማኖት ምስልምና ዝሕሾን ዘራኽቦን ቋንቋ ክእዝዘሉ ኣይፍቀደለይን እዩ።
    Eg..ኦሮሞ ናይ ኢትዮጵያ ፊደል ግእዝ ከሎ እንድዮም ላቲን ዝጥቀሙ ዘለዉ፣ነቲ ኣምሓራይን ትግራዋይን ባህ የብሎ ዶ ይመስለካ ??? ግን ዲሞክራሲ ማለት ዘድጕሓካ ነገር ምጽዋር ማለት እዩ፣ ስለዚ ላምባ ላምባ እንዳጥዓመኒ ነታ ዓረብ ቋንቋ ክጻወራ እየ ማለት እዩ።ኣነ ትግርኛ ስለ ዝጸላእኩዎ፣ክኸውን የብሉን ማለት እሞ ዓዲ ኣየጋብርን እዩ።
    ነዚ road map እዚ ከም መስረት ተጠቒምኩም ንስኻትኩም መንእሰያት ነቲ መድረኽ ክትውንንዎ ,እዞም ብዕድመ ዳርጋ ዝጸገብና ድማ ክንኣልየኩም እዩ እምበር …ነቲ ጉዳይኩም፣መጨረሽኡ የርእየና ኢልኩም እንተሓሊፍኩሞ እሞ እዞም ደረስቲ ናይዚ ለባም ዶኩሜንት ስድሪ እውን ክጉዓዙ ኣይክእሉን እዮም፣ጉዳይኩም እዩ።
    እቶም ወዲ ገራህቱ ጠሊሙና፣መስፍን ሓጎስ ንሕና ጠሚና ከለና ጤል ሓሪዱ ዝብሉኹም ጉዳዮም እዮም ዘውርዩልኩም ዘለዉ፣እዚ ዶኩሜንት እዚ ግን ንጉዳይኩም እዩ ንጹር መምርሒዝ ህበኩም ዘሎ !!!!!
    መንእሰያት, ነብስኹምን ምሓዙትኩምን ከተሕውዩ ዲኹም ትደልዩ ወይሲ ከመይ ኢሉ ጀነራል ፊሊጶስ ይምሓር ??? ወይ ሳሙኤል ቻይና ክሕነቕ ኣለዎ!!! ኢልኩም ክትሻቐሉ ??? ፍትሒ ድለዩ መጀመርያ፣ኣብ ጽልእን ህልኽን ዝተመስረተ ኤርትራውነት ሰብ በረኻ ብረት ሒዞም ካብ ዝወጹ ርኢናዮ።ነብስናን መንነትናን ኣቦታትናን ከም ንጸልእ ጌሮምና !!!
    እዛ ዶኩሜንት እዚኣ ትብላ እንተተኸቲልኩም ኩሉ ነገር ክቐንዓኩም እዩ፣እቲ ጉሓፍ ዝኾነ ናትና, ናይ ኣቦታትኩም ባርያዊ ኣተሓሳስባ ገዲፍኩም ንኤርትራውን ኤርትራን ኣድሕኑ። እዚ ኣቕሪቦሞ ዘለዉ ጽቡቕ ርእይቶ ጥራይ ኣይኮነን፣መፍትሒ እውን እዩ፣ኣነ እውን ኢለዮ ኔረ እየ። እዚ ትግርኛ ናይ ኤርትራ, ምስ ትግራይ ክነግድ.. እቶም ጥቓ ሱዳን ዘለዉ ህዝብና ድማ ምስ ሱዳን ክነግዱ ተፈጥሮኣዊ እዩ።ሓቀኛ ታሪኽና ክግለጽ እዩ።እዚኣ ከም መፈወንታ ውሰድዋ።ኣነ እናጸደፍኩም ከለኹም ኣይዋጠኹልኩምን፣ነቲ ትምክሕቲ ኤርትራዊ መመሊሰ ኣሕነኽኵዎ ድኣ ።ሕጂ ግን መፍትሒ ክርኢ እንከለኹ ሓሳበይ እንተዘይቀይረ ደቂሰ ክሓድር ኣይክእልን እየ።

    LOVING ERITREAN UNCLE

  • ማናጃ June 22, 2014

    ሕሰም ህዝብና ከብቅዕ እዩ ግዲ?

    ኣንታ ብሩኽ ህዝበይ፡ አሞ ከም ኣንበሳ ተጉስዕ? የለኻን እኮ እዩ ተባሂሉ ነይሩ። እወ ህዝባዊ ግንባር ከምታ አዚ ኣራዊት እዚ ሒዝኩሙልና ዝመጻኹም፡ ሕጂ ድማ ባዕሉኹም እለዩልና። ኣሊኹም ስልጣን ንሕዝቢ ድማ ኣብቲ
    ጽባሕ ናጽነት ዩ ክኸውን ነሩዎ። ኩሉ ተጋዳላይን ሕዝብን በዚ ኣራዊት ሰብዚ ስለ ዝቆሰለ፡ ይርዳኣና እዩ ኩሉ ቲ ትብሉዎ ዘሎኹም። ገንዘብ ምሕታት ንገለ ሰባት ከምዚ merecenary ሙቕጻር ኮይኑ ዝስሞዖም ኣሎዉ፡ እዚ ድማ ነቲ ቁዱስ ዕላማ የራክሶ ይብሉ። ብሃገራዊ ውኒ ጥራሕ ክኸውን ኣሎዎ ዝብሉ ኣሎዉ። ግን ኢሳያስ ሓንቲ ምዓልቲ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ሂወት ናይ ክንደይ ምሕላፍ ስለ ዝኾነ፡ እንድሕሪ ገንዘብ ኮይኑ ከቃልጥፎ ዝኽእል፡ ሃየ ደቂ ሃገር፡ ኢደይ አድካ ንበል አዚ ርጉም ገበል ካብ ገዛና ክግለል።

POST A COMMENT