Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህድእ ንበል!! – ብ ወልዱ ተኽለ

ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት ዘጋጠሞ ሕሰምን መከራን ክትዛረበሉን ክትሓስቦን ዘጸግም'ዩ፡ ፡ ሃገርን ህዝብን በቶም ትማሊ ጀጋኑና ኢልና ዘምለኽናዮም መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ብኹሉ መዳያት ሂወቱ ትሕቲ ወዲ ሰብ ክነብረሉ ዝኽእል ኩነታት ይነብር ኣሎ፡ ፤ ብኹሉ መዳያቱ ለሚሱ ባህሉን ልምዱን ተቧሕጒጉ ህላዌነቱ ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ይርከብ ኣሎ፡ ፤ ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ከለና ንሕና ኣብ ወጻኢ እንነብር ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ እጃምና  እንታይ'ዩ? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/weldu_tekle_16022013.pdf"]

ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት ዘጋጠሞ ሕሰምን መከራን ክትዛረበሉን ክትሓስቦን ዘጸግም’ዩ፡ ፡ ሃገርን ህዝብን በቶም ትማሊ ጀጋኑና ኢልና ዘምለኽናዮም መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ብኹሉ መዳያት ሂወቱ ትሕቲ ወዲ ሰብ ክነብረሉ ዝኽእል ኩነታት ይነብር ኣሎ፡ ፤ ብኹሉ መዳያቱ ለሚሱ ባህሉን ልምዱን ተቧሕጒጉ ህላዌነቱ ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ይርከብ ኣሎ፡ ፤ ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ከለና ንሕና ኣብ ወጻኢ እንነብር ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ እጃምና  እንታይ’ዩ?

aseye.asena@gmail.com

Review overview
22 COMMENTS
  • HGDEF February 16, 2014

    ኣብየት ደሞክራሲ፣ ኣብየት ፍትሒ፣ ንዝነቀፈካ ዘለፋ: ንዝነኣደካ ሞገስ። መንነተይ ገሊጸ ከኣ በልካ፣ ሽም ጀጋኑ ናይ ሓደ ከባቢ ጠቂስካ ኣነ ከኣ ካብኣቶም ካብ ምባልሲ ኣነ እገለ ወዲ እገለ እበሃል ዓደይ ከኣ እገለ ምባል እንደኣላ ዝበለጸት። እምበር ዝኾነ ከባቢ ጀጋኑ ከምኡውን ከደዓት ከምዝርከቦ ኣይትፈልጥን ድኻ። እቶም ሽሞም ዘይጠቀስካዮም ምስ ደርጊ ይኹን ምስ ሃይለ ስላሰ ዘውደኽድኹ ዝነበሩ ደቂ ከባቢኻከ ኣይንታየይን ዲኻ ክትብሎም? ቅድም ንነብስኽ ካብቲ ሒዙዋ ዘሎ ድሑር ኣተሓሳስባ ኣገላግላ፣ ድሕሪኡ ብዛዕባ ሃገርን ህዝብን ኣገባብ ቃልሲን ትዛረብ:

  • Diana da Bologna February 16, 2014

    ክሳብ ሕጂ ንህዝቢ ኤርትራ ዝፈላልን ዘናቁትን ጽሑፋት ኢኻ ከተቕርብ ጽኒሕካ። ናይ ሓደ ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ ወኪል ኮንካ፡ ሓደ ካልእ ሕብረተሰብ ኣብ ልዕሊ’ቲ ‘ናትካ’ ሕብረተሰብ ጸብለልትነቱ ከብቅዕ ክትጽውዕን ቱታ ክትብልን ኢኻ ጸኒሕካ። ኣነ ናይ ነዊሕ ዓመታት ኣባል ህዝባዊ ግንባር ኢየ፡፡ሕጂ’ውን ኣባል ህግደፍ ኢየ። ሓደ ካብቲ ህዝባዊ ግንባር ፍጹም ዘይሕመየሉ ገዳይ እንተኾይኑ፡ ካብ ሃይማኖታውን ኣውራጃውን ሕማማት ነጻ ሙዃኑ’ዩ።
    እዚ ንስኻውን ትፈልጥ ኢኻ። ሕጂ ግን ተናሲሕካ ስለ ደለኻ፡ ንስሓኻ ቅቡል ኢዩ። ዝኾነ ፖለቲካዊ መርገጺ ይሃልኻ ብዘየገድስ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብዘይ ድኾነ ሃይማኖትን ኣውራጃን ፍልልያት ክሕሎ ኣለዎ። ኣብ ደገ ኮይና’ያ ሰብ ኣብ ጸቢብ ረብሓታት ትህውትት’ምበር፡ ኣብ ኤርትራ ንኸምዚ ዝመሰለ ዘረባታት ዘቃልባ የእዛን የለዋን። ኣቶ ወልዱ እንቋዕ ካብቲ ጭቃ ብሰላም ተገላገልካ።

    • ተወልደመድህን February 17, 2014

      ዝኸበርካ ሓባ ኢ ሽሙ ።ሽሙ ዝሓብእ ሰብ ገጽንገጽ ክገጥም ዘይክእል፡ሃቅነት ዘይብሉ፡ሓሊፉውን ብእንታይነቱ ዘይተኣማመን ድኑስ’ዩ።ዩ።እወ ንስካ ካብቶም ብማኦዶ ዝነቕሑ፡ብቃላት ጥራሕ ዝሸደኑ ኣባል ህግ ኢኻ።ኣባል ህግ ስለዝኾንካ፡ንህግ ናይ መላእኽቲ፡ናይ መንፈሳውያን ሓሲብካ ልብኻ ምልእ ኢሉልካ ነቲ ኣብ ህግ ዝስራሕ ሕቡእ ነገር ትፈልጦ ኣይነበርካ፡ክትፈልጦ ኣይትደሊ፡ኣይረኣየካን ኢዩ።ውድብ ህግ ከም ኩሎም ፖለቲካውን ወተሃደራውን ውድባት ብዙሕ ንስካ ይኹን እቶም ኣብቲ ውሽጡ ዚነበሩ ዘየረዮም ነገር ኔሩ’ዩ።እቲ ቃልሲ ብመኦኣር ስተሸፈን ውሽጢ ዕረ ምንባሩ ሎሚ’ውን ኣይተረዳእካዮን።በል ብማኦድ ንቑሕ፡ኣዚ ዘሎናዮ ኩነታት ካበይ ተበጊሱ።ልብካ ክፈት ክነግረካ።እዚ ዘሎናዮ ኩነታት ኣብቲ ቃልሲ ዚነበረ ሕቡእ ጉዳያት ንግዳም ክወጽእ ደልዩ፡ኢሳያስ ነዚ ክዓብጥ ምትህልላክ ኮይኑ።ንሱ ከኣ ሕቶ ዲሞክራሲ’ዩ።ዲምክራሲ ከኣ ነጻ ናይ ሃሳብካ ምግላጽ ኦኢላማ ዘለዎ ኢዩ።ኣብዚ እቲ ሚስጢር ክወጽእ’ዩ።ኣብዚ እታ ይፈትዋ ትብላ ህግ ኣብ ክልተ ገማዕ ክትብል ደልያ።ህግ ኣብ ክልተ እንተተገሚዓ ወይ ቅዋም እንድሕሪ ተተግቢሩ ኢሳያስ ኦድል ስለዘይብሉ ጸገም ክፈጥር ኣለዎ።( ነዚ መረዳእታ ክኾነካ፡ኣብዚ ቅሩብ ግዜ የማነ ማንኪ ቅዋም እንተተግቢሩ ህግደፍ የሎን ማለትዩ ኢሉ )ስለዚ ኢሳያስ ንኹሉ ክድጉል ገለ ነገር ክገብር ኔሩዎ።እቲ ጸገም ይሓብኣለይ ዘበሎ ከኣ ኩናት ምውላዕ’ዩ።እቲ ኩናት ካብቲ ንሱ ዝሓሰቦ ንላዕሊ ኮይኑ ኣሲሩዎ ይነብር።እቲ ዝከፈ ግን ብሰንኪ ኢሳያስ ህዝቢ ኣኤርትራ ኣብጸገም ወዲቑ ይርከብ።ስለዚ እቲ ሕማማት ኣይነበረን ትብሎ ዘሎካ ዘይረኣየካ ናይ ኦኣይኒ ዑረትን ድፉን ልቢ ስለዘሎካ’ምበር ህግ ካብ ኩሎም ኣብ ኦኣለም ዘለው ጌጋታት ነጻ ክከውን ኣይክእልን።ምኽንያቱ ህግ ካብ ማርስ ዝተፈጥረ ውዱብ ኣይኮነን።ካብ ኅብረተሰብ ኣኤርትራ ዝተፈጥረ ኢዩ።ኅብረተሰብና ከኣ ጽቡቕ ኣንተለዎ ጌጋታ፡ርእሺ ኩሉ ኣብቲ ህጓፍ ቦታ ዞኣበዩ ከም መኦኣል ኢሳያስ ዚኣመሰሉ ዚተሃወሱዎ ስለዝኾነ ሕማማት ክህሉው ናይ ግደን’ዩ።ስለዚ ሎሚ ዘሎካዮ ኩነታት በቲ ህግ ኣሸሃት ቀቲሉ ደምሲሱ ዝበሃለሉ ግዜ ኮንካ ኣይትር ኣዮ በዚ ናይ ሎሚ ኩነታት ረኣዮ።ዘሎናዮ ኩነታት ካበይ ተወሊዱ ዝብል ሕቶ ኣልዒልካ በይንካ ኮንካ ምላሽ ክትናድየሉ ጸኦኣር።ኣንተ ኣብቲ ናይ ህግን ናይ ሎሚ ህግደፍ ትነብር ኣንተሊካ ግን ኩሉ ወዮ ክኮነካ።ኣብ ባርነትን ጸልማት ኦኣለም ትነበር ኣሎካ ማለትይ።

  • Abraha Ksara February 16, 2014

    እነሆልካ በል ወልዱ ተኽለ፣ መፍቶ ህግደፍ ጌርካና። ዘረባኻ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ስራሕካ ግን ናይ በተንቲ ፍትሒ ኢዩ። ወልዱ ክሳብ ክንደይ ኢኻ ነዚ ህዝቢ ኒዕካዮ። ኣብ 2014 ከምዘለና እንድሕር ትፈልጥ ኮይንካ ደኣ ስለምንታይ ብዛዕባ ኣውራጃውነት ክዝረብ ከሎ ብርዕኻ ደም ንደም ትኸውን ኣላ። ዝወደቐ ብዕራይ ካራሩ ይበዝሖ ከምዝበሃል፣ እዚ ህዝቢ ሕጂ ብኢሳያስን ሰዓብቱን ምስተሰነፈ ክንዲ ኣጆኻ ትብልዎስ ክትከፋፍልዎ። ኣንታ ግደፉባ እዚ ህዝቢ ዓሻ ኣይኮነን። ይሰምዕን ይርኢን ኢዩ ዘሎ። ሓዊ በዓል ሙሴ፣ ሓዊ በዓል ዮውሃንስ ኢየ እንዳበልካ ህዝቢ ክትከፋፍል። ሙሴን ዮውሃንስን ብኣኻ ዝለዓሉ ሰባት ኣይኮኑን። ሙሴን ዮውሃንስን ኣውራጃውያን ኣይነበሩን። ኣይኮነን ንኤርትራ ንዓለም እውን ፍትሒ ዝምነዩ ተመኒኻ ዘይትረኽቦም ጀጋኑ ኢዮም ኔሮም። ኣስማቶም ብኣኻን ወዲ ከማኻን ክራኸስ፣ መውዓል ድኹማት ክኾኑ ግን ዝኾነ ይኹን ክፋል ናይ ሕብረተሰብ ኤርትራ ተሓጒሱ ዝሓድር ኣይኮነን። ንሕናን ሓወልቲ ናይቶም ምእንቲ ፍትሒ ዝወደቑላ ክንሰርሕ ንጋደል በዓል ንስኻን ከኣ ጸላእቲ ክትፈጥርሎም ከይደቀስኩም ትሓድሩ።

  • msgna February 16, 2014

    አንታ ህ ግ ደ ፍ ኢልካ ጺሒፍካ ዘለካ ካብ ሓቂ ሪሒቅካ ትዛረብ አለካ ሓደ ሓሳዊ ኢካ ትመስል አከለጉዛይ ዱሑር አተሓሳስባ የብልናን

  • Zufana February 16, 2014

    Can you ALL please cut your craps.

    Poor Eritrea is so naked and bleeding to death while you lot are bickering, attacking and counter attacking each other.
    These days the Don’t Cry for me Argentina song comes in to mind and sadly it is now “Don’t Cry for me Eritrea”. Very sad
    to see our muhurat and grown up men behaving irresponsibly & recklessly like children. Really shame on you lot. DIA must
    be enjoying your poor shows!

  • nakfa February 16, 2014

    weldu tekle wegenawe awuragawe duhur eka etom geganu deki akele baka wedi kemaka zilalu aykonun htona kiwamawetn dimokrasiyawetn lielina hegi ziregagexla hager mitkal eyu hezbi ayfelalen eyu

  • habrom February 16, 2014

    Mr. Weldu, nice article, hope it comes out from your heart. I have two questions for you. one you are not satisfied with haile gebretnsae’s artcle. Why ? Guess you need to learn more from his artcle. He mentioned one by one where that you crossed the line. You mentioned that people they need to apologize for their past mistakes. So you need to apology for it. Second you mention Andebrhan you said he has to come to public for questioning and apology otherwise they can not functioning as a party. But I need them cuz it’s not the right time. The enemy of my enemy is my friend. So you should make them your friends. You are one don’t tell the people If Dr . Andebrhan doesn’t come to public for questioning, we don’t recognize them as party. If you know something about him, you can post. We need him and we don’t know anything wrong doing by andebrhan. Kimtagna aytkun.

  • yacob February 16, 2014

    Mr weldu nice article
    Keep arguning to your couse
    the medrek are bad apple let it go to the trash can
    keep making your case to the public never stopargueing aginst the untill they dismanted became you i hope you win

  • Fessaha February 16, 2014

    Dear Woldu Tekle
    I wish you would fold your “pen” and throw it far away, because it is oozing blood and venom. You are a person full of hate,ready to destroy anyone standing on your way. I think you need to see into yourself first and stop this malicious immoral, and disrespectful manner of writing. We Eritreans need someone who throws water on this thirsty land. Please take away that funny looking photo of yours from your articles if ever you are going to write again.
    As for “Medrek”, I am of the opinion that in order to save Eritrea from being another Somalia, we need a transition fist: a peaceful one on which we can start building up. This transition will come from people working inside Eritrea and outside Eritrea which so far none of the “oppositions” were capable of achieving.
    Dear Woldu try to build , be part of building and not destroying ; when you have better plans for Eritrea, then Eritrean will listen to you. Otherwise your “pen sword” as you repeatedly write will turn against you.
    get rid of it before it destroys you

    • Tes February 17, 2014

      Fessaha,

      Think before you spit venom yourself. How dire you accuse innocent guy for being questioned a group of crook. Whether you like or not Medrekl is dead and buried. It is committed suicide for your information.

  • yacob February 16, 2014

    I am praoud of weldu tekle

POST A COMMENT