Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝባዊ ዘተ ብጉዳይ ሃገር ምስ ኣለና(Alena) ኣብ ፍራንክፎርት

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራዉያን መንእሰያት፣ ኣባላት ፖለቲካዊ ዉድባትን፣ በርጌሳዉያን ማሕበራትን ከምኡ ውን ብሓፈሻ ጉዱሳት ኤርትራዉያን ንዕለት 15.04.2012 ሓዉና ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“: ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊናልኩም ኣለና:: ዛዕባታት እቲ ኣኼባ: ኩነታት

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራዉያን መንእሰያት፣ ኣባላት ፖለቲካዊ ዉድባትን፣ በርጌሳዉያን ማሕበራትን ከምኡ ውን ብሓፈሻ ጉዱሳት ኤርትራዉያን

ንዕለት 15.04.2012 ሓዉና ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“: ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊናልኩም ኣለና::

ዛዕባታት እቲ ኣኼባ:

  • ኩነታት  ህዝብን ሃገርን
  • መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“  ምኻኑ ንሕብር.

ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣኼባ ኪሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም::

ኣኼባ ዝግበረሉ ቦታ

ሳልባው ኒድ

Saalbau Nied

Heinrich-Stahl-Straße 3

65934 Frankfurt

 

ዕለት ሰንበት 15.04.2012

ሰዓት፣  15:00

 

 

 

ብዳሓን  ምጹ

      Eritrean Youths Movement For  Change In Germany

 

 

 

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT