Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህበይ ፅሕፍ’ለኹ ኢላ ኣብ ክንዲ ብክንቲት ብካራ ክሳዳ በጢሳ

ናብ ዝኸበርኩም መደብ መቕረብቲ፤ ኣነ ኢትዮጵያዊ ኮይነ መደብኩም ካብ ብዕሙቀት ዝከተታተሉ ሓደ እየ። እስቲ ኣብዚ ሰሙን ዝተዓዘብክዎ ንእሽተይ ወስ ከብለልኩም እሞ ብዝጥዕም ክተቕርብዋ ይምነ። ህበይ ፅሕፍለኹ ኢላ ኣብ ክንዲ ብክንቲት ብካራ ክሳዳ በጢሳ ይበሃል። እዛ ሓሳብ

yemane-monkey

ናብ ዝኸበርኩም መደብ መቕረብቲ፤ ኣነ ኢትዮጵያዊ ኮይነ መደብኩም ካብ ብዕሙቀት ዝከተታተሉ ሓደ እየ። እስቲ ኣብዚ ሰሙን ዝተዓዘብክዎ ንእሽተይ ወስ ከብለልኩም እሞ ብዝጥዕም ክተቕርብዋ ይምነ።

ህበይ ፅሕፍለኹ ኢላ ኣብ ክንዲ ብክንቲት ብካራ ክሳዳ በጢሳ ይበሃል። እዛ ሓሳብ ገና ብቖልትና እናሃለና ፅውፅዋይ ዝዝረበና ዝነበረ ዘኪረ እየ። እዚ እውን ቐደም እዩ ሓደ ናይ ቤተክህነት ተምሃራይ ሓንቲ ህበይ ክፅሕፍ ትርእዮ እሞ እቲ ተምሃራይ ካብቲ ቦታ ምስተልዓለ ፅሕፍለኹ እናበለት እቲ ቀለም እናልዐለት እቲ ወረቓቕቱ ትፅይቐሉ ነበረት። እቲ ተምሃራይ ናይ ዋዛ ኣይኮነን ዝተስሓለ ካራ የቕርብ እሞ በቲ ጐቲም ገፁ ክሳዱ ይሕግሕጐ ተዓዛቢት ህበይ ድማ ከምቲ ተምሃራይ ገበርኩ ኢላ በት ዝተስሓለ ካራ ነቲ ክሳዳ ሓሪዳ ሞተት ይበሃል።

ነዚ ምስላ መቕረብየይ ምኽንያት ናይ ኤርትራ ፕረዚደንት ኣማኻሪ ዝኾኑ ኣይተ የማነ ገብረኣብ (ኤርትራውያን ማንኪ ዝብልዎም) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ጥቅምቲ 27/2016 ሃገሮም ወኪሎም ዝመሰሎም ዘረባ ምስ ኣቕረቡ ኣብ መወዳእታ ከምቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ ክልተ ኢዶም ኣጣሚሮም ናይ ምቅዋም ምልክቶም ዘቕርብዎ ሓዱሽ ፋሽን ተረኺቡለይ ያኢ መወዳእታ ሓሳቦም ኣቕሪቦም ምስ ወድኡ እዚ ኣብ መበል ካልአይቲ ተጠቒዓ ዘላ ፎቶ ድማ ከምቲ ኢትዮጵያውያን ተቓወምቲ ናብራ ኣመል ኮይንዎም ቐዲሖም ኣብ መንጐ ናይ ዓለም ምሁራን፤ ዓበይቲ ሰብ ሞያን ሃገር ወከልቲን እንተቕርቡ ኣብ ዘይምልከቶም ዘይባህሪያዊ ምልክት ምርኣይ እቶም መራሕቲ ክንደየናይ ዝወረዱ ምዃኖም ዘመላኽት እየ ተዓዚበ።

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ዓዱ ብዙሕ ፀገማት ከምዘለዉ ሓቢኡ ኣብ ጐረባብቲ ሃገራት ኢዱ እናሓወሰ እንትዘርግ ይረኣይ እዩ። ናይዚ ምልክት ድማ መራሕቱ ዘለዎም ብስለት ዘመላኽት እዩ።

ካብ ኩሉ ንላዕሊ እቲ ማንኪ እትብልዎ ኣብ ብዙሕ መድረኻት ብዙሕ ጊዜ እንትሕስው ይረኣይ እዩ። እቲ ምሕሳው ደዓ ናይ በይኑ ኣይኮነን እምበር ኣይተ ኢሳያስ እውን ብዙሕ ጊዜ ክሕስው ይስማዕ እዩ። ብሓፈሻ ሸፈጥን እከይ ተግባራትን ናይቶም ኣመራርሓ ኣካላት እዩ። እቶም ካልኦት መራሕቲ በታ ብሕታዊ ቴሌቪዥኖም ብዙሕ መጨበጢ ዘይብሉን ዘይቁምነገር ዘረባ እንትዛረቡን ዘርባዕባዕ እንትብሉን ይረኣዩ እዮም። ስለዚ እዚ ናይቲ መንግስቲ ባህሪ ምዃኑ ዘመላኽት እዩ።

ብዝኾነ ናብቲ ምስሊ ክምለስ እሞ ኣይተ የማነ ማንኪ ኢዶም ኣጣሚሮም ከመላኽቱ ከለዉ እቶም ካልኦት ተሳተፍቲ ታይ ክዕዘቡኒ ዶ ኣይብሉን ወይስ ንቲ ሕቡራት መንግስታት እዮም ኣክቲቨስት ኮይኖም ዓለምለኸ ተቓዋሚ (international activist) ኮይኖም ብምርካቦም ሪከርድ ክሰብሩ ሓሲቦም ከይኾኑ ይግምት።

ኣነ ካብ ኩሉ ዘሕዝነኒ ኣብ ሃገሮም ይትረፍ ተዛሪብካን ሓሳባትካ ወዲብካ ንምዝራብ ዝኽልክል መንግስቲ ሒዞም ክንደይ ህዝቢ ምእንተ ሓርነት ክረክብ ዓዱ ገዲፉ እናተሰደደ ብሕጭ ዘይበሉ ዓዲማቶምያ ከይዶምስ ተቓዋማይ/ኣክቲቪስት ኮይኖምያ ተረኺቦምለይ ኣይተ የማነ ማንኪ። ህበይስ ብመቐመጫኣ ትባጭው ከምዝበሃል። ኣንጀቴ ቑኖ ኣንጀቴ ምሕደራ ዓዲ ኢሳያስ እዩ ዘብል።

ስለዚ መፈለምታ ኣብ ሃገርካ ዘሎ ጓሓፍ ፀሪግካ ኢኻ ናይ ካልእ እንተስ ተመስግን ወይ ተናሽው እምበር ኣብ ዘይቦታኻ ጠብሎቕሎቕ ሕማቕ ኣመል እዩ። ብስሩኸ እንዳመንግስቲ ኤርትራ እንታይ ዘብህግ ኣመል ኣለዎም ብጀካ ክፍኣትን ሰርን ካልእ ዘይሓስቡ ኮይኖም እምበር ሓቢሮም ንህዝቦም ዝጠቅም ልምዓት እንተዘምፅኡ ነይሮም ደኣ መን ከም ህዝቢ ኤርትራ ዓዱ ፈታዊ ይርከብ።

ብዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ ውርሻ ፅንዓትኩም ዳግም ተመሊሱ ነዚ ዘበሳብሰኩም ዘሎ መላኺ መንግስቲ ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ/ብሓይሊ ኣሊኹም ኣብ ሓፂር እዋን ሃገርኩም ልምዓት ብምምፃእ መርኣያ ክትኾን ፀዓሩ ይብል።

ካሕሱ ካብ መቐለ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
24 COMMENTS
  • መሃረነ፡ወቀደሰነ November 1, 2016

    Only Tigray has sheltered more than 150 thousand Eritrean refugees. Ethiopia as a whole has more than a quarter of a million Eritrean refugees. Eurpe, North America, the Middle East and Africa are flooded with Eritrean refugees, men and women as old as 80 years of age and boys and girls as young as 15-16 years of age. All this is happrening because Yemane Monkey and his comrades-in-crime have made out of Eritrea a hell on earth, hardly possible for human habitation. And this kakistocrat Monkey has the audacity to point his finger at Ethiopia and accuse her of human rights flagrations. It’s the kettle calling the pot black. But, hey, this is Monkey, a degenerate proogandist, a dedicated follower of Dr. Joseph Goebbels.
    Ato Kahsu from Meqhele: tnx for ur concise metaphorical posting.

  • Sol November 1, 2016

    Ahmad
    TPlF is the only power that turned DIA to a dirt rat after he was decisively was characterised by many of us as a lion of Naqfa.

  • Gonche November 1, 2016

    Thank you ato Kahsu,
    Your story of the Monkey and the Eritrean Yemane-Hibey are fitting. Thank you to the people of Tigrai for sheltering thousands of Eritrean refugees including the two Eritrean air-force pilots, more will follow soon by air and by foot

    • Mehari November 1, 2016

      Gonche,
      Well said. Indeed, many thanks to the people of Ethiopia and in particular to the kind people of Tigray. While the brutal bastard moslem Arabs are abusing and killing our young Eritreans everywhere it is refreshing and comforting to note that they being welcomed kindly and humanly in all parts of Ethiopia. By now Eritreans are well placed and informed to know as who is really their main enemies and friends, as we the old saying ‘seeing is believing’.

  • Gereger Eritrea November 3, 2016

    Do not worry this Monkey ,it is natural and the most important thing is the true news coming form Asmara zoo, chimpanzee is Very sick, people watching Chimpa will never come back again to our beloved country and he is on the way to hell that is why all monkeys are confused where to go!

  • Koubrom November 6, 2016

    Poor low mentality people judging by what he look ,haha are you handsomes hahahah ???
    You guys are 10 feet beneath him ,he soldier defended his country ,and he keep defending it diplomatically.how bout you guys leaning somewhere in refugee camp or to old leaning in couch and complaining ,tell us please in Eritrea we laugh about you ,hashawiyee

Post a Reply to Koubrom Cancel Reply