Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃገረ ሰብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ ዘይሕጋዊ ገንዘብ ምትሕልላፍ ተጸሚዱ ዘሎ ገበነኛ ትካል ህግደፍ እዩ

ኣብዚ እዋን እዚ መብዛሕትና ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ተኸተልቲ እመነት ዝኾንና መንግስቲ ሕግደፍ ብኣቡነ ሉቃስ፣ ኣቡነ ባስሊዮስን ኣቶ ግርማይ ዘርኣይ ኣቢሉ ንቅዱስ ሲኖዶስ ተቖጻጺርዎ ከምዘሎ ንፈልጦ ሓቂ እዩ። ብኻልእ ሸንኽ ከኣ ነተን ኣብ

ኣብዚ እዋን እዚ መብዛሕትና ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ተኸተልቲ እመነት ዝኾንና መንግስቲ ሕግደፍ ብኣቡነ ሉቃስ፣ ኣቡነ ባስሊዮስን ኣቶ ግርማይ ዘርኣይ ኣቢሉ ንቅዱስ ሲኖዶስ ተቖጻጺርዎ ከምዘሎ ንፈልጦ ሓቂ እዩ። ብኻልእ ሸንኽ ከኣ ነተን ኣብ ስደት ተመስሪተን ዘለዋ ሃገረ ሰብከታት ዝመርሕወን ብጥንቓቐ ብህግደፍን መሳርሕቶም ዝኾኑ ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ተለልዮም ቦታ ከም ዝተወሃቦም ጋህዲ ካብ ዝኸዉን ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • k.tewolde December 22, 2018

    This is what they call the hostile take over of the church by the “state”, in this case an illegitimate state of cartel structure.There is only one way and the only way to get rid of this kind of brutal authoritarian cartel,refer to the Latin Americas.

  • Wedi Hagher December 22, 2018

    The Church as an institution is in the hands of a brutal, godless tyrant.
    In Latin America they used Liberation Theology to free the masses from the yoke of military junta.
    We should learn from them.

  • መፍቀሬ ኢየሱስ December 22, 2018

    እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ንበል።
    ሓደ ኣንጻር ኃይማኖት ዝኾነ መንግሥቲ፡ ንቤተርክርስትያን ኬመሓድር ዘይኮነስ ኬፍርስ ኢና እንርእዮ ዘለና። ነዚ እናርኤና ግን ትም ኢልናዮም።
    ከም ኣንበጣን ከም ባርኖሳይን ካብ ቤት መቅደስ፡ ሓሕ ኢልና ክንግልፎ ይግባእ።

    ገሊኣቶም ኤርትራውያን ኣሕዋትና ምናልባት ተደናጊሮም ይኾኑ ኢዮም። ዕላማ መንግሥቲ ህግደፍ ግን፡ ናብ ኢየሱስ ክርስቶስ ዘይኮነስ፥ ናብ ማርክስ፡ ናብ ሌኒን፡ ናብ ማኦ፡ ናብ ስታሊን፡ ናብ ማኪያቨሊ፡ ናብ መንግሥቱ ኃይለማርያም ኢዩ ዝቐርብ።

    ስለዚ ኩላትኩም ምእመናን፡ ምስ ሓደ ጸረ ኃይማኖት ዝኾነ መንግሥቲ ኴንኩም፡ ኃይማኖትኩም ኣይተፍርሱ። ደሓር አይትጠዓሱ።

    ብስም ሃገራውነት፡ ብዙሓት ሃገራውያን ዘህለቐ፡ ሃገር ዘፍረሰ መንግሥቲ፥ ሕጂ ድማ ብስም ቤተክርስትያን፡ ንቤተርክርስትያን የፍርስ ኣሎ። ሓገብ! ሓሕ ንበሎ።

    ይትባረክ ኢየሱስ ክርስቶስ
    ብሩክ በዓለ ልደት ልኩልክሙ ኤርትራውያን ኣኃዊየ።

Post a Reply to k.tewolde Cancel Reply