ፍትሓዊ ኣገባብ ዝክር በዓል ነጻነት ኤርትራ, 2017

05/14/2017 ፍትሓዊ ኣገባብ ዝክር በዓል ነጻነት ኤርትራ, 2017 ክቡራት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራሲን ፡ ተቐማጦ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን። 24 ግንቦት, 2017፡ ዝክር ዕለት ናይ’ታ ብብሁሕ እሽሓት ዝቑጸር መስዋአትን ናይ ኣካላት ስንክልናን፡ ናይ ሚልዮናት ንዋትን ተኸፊሉዋ፡ ዝተርኽበት በዓል ነጻነት፡ ብሓባር እንዝክረላ ኣግዳሲት ዕለት እያ። ይኹን እምበር … Continue reading ፍትሓዊ ኣገባብ ዝክር በዓል ነጻነት ኤርትራ, 2017