ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ
ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 24 ግንቦት 2013 ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉ ብህዝቡን
ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ
ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር
ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ
ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 24 ግንቦት 2013 ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፎ ብኽብሪ ይዕደም!
ዕለት ዓርቢ 24 ግንቦት
ሰዓት 13.00
ቦታ መበገሲ ሰልፊ ሰንትራል ስተሽን
Oslo S Jernbanetorget
ሰፊሕ ናይ ኣስተምህሮን ምዝንጋዕን መደብ
ብምኽንያት 24 ግንቦት መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ሰፊሕ ናይ ኣስተምህሮን ምዝንጋዕን መደብ ተዳልዩልኩም ኣሎ
ኣስተምህሮ
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመጹ ዕዱማት ኤርትራውያን ምሁራት
መደብ ሙዚቃ
ብዝተፈላለዩ ሙዚቀኛታትን ደረፍትን ዝተወሃሃደ ናይ ምዝንጋዕ ምሸት ምስ ዝተፈላለዩ ግጥምታትን ካልእ መማቅርትን ተዳልይልኩም ኣሎ
መእተዊ ብነጻ!
ዓርቢ 24 2013 ሰዓት 18 00
ቦታ Eventshallen Nils Hansens vei 4 Oslo (Bryn) Lokal tog til bryn stasjon – ca 150m T – bane 1,2,3,4 brynsengstasjon ca 400m Buss 76 Hauketo/ Bøler Tvetenbro stasjon ca 150m
gobo May 22, 2013
I have no Idea why I have to invite to a terrorist demonistration against my Independence day may 24. I Call terrorism or criminals those whose arange this program at that day or workers of the ruling party in Addis-Ababa. Eritrea will win all the odds aganst it. my lovely Erey you some enemies be very carefull.
Tewelde kab Norway.