Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጸበሎም አይ ይልከየና ግዕዘታት ኤምባሲ ኤርትራን አባላቶምን አብ ከተማ ዮተቦሪ ሃገር ሽወደን፡፡

አብ ከተማ ዮተቦሪ ልዕሊ 29 ዓመት ዕድመ ዘቁጸረ ሓደ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ አሎ፡፡ እዚ  ማሕበረሰብ  አብ ቕዋሙ ከምዘስፈሮ ዕላምኡ   ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን  ነጻ ሙኻኑ ዝሕብር እካ እንተኾነ አብ ተግባር ግና ካብ ቕዋሙ አዝዩ ርሒቁ ዩ ጸኒሑ፡፡ ብሰንኺ እዚ ድማ አባላቱ ብተደጋጋሚ  ቅድሚ ናጽነት ምስ ወኪል ህዝባዊግናባር  ነበር ድሓሪ ናጽነት  ድማ ምስ አምባሳደር ኤርትራ አብ ሽወደን ብፍላይ ምስ ጸጋይ ድንሽ ብተደጋጋሚ  ክጋራጮው  ጸኒሖም እዮም፡፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ሸወደን_ኢምባሲ.pdf"]

አብ ከተማ ዮተቦሪ ልዕሊ 29 ዓመት ዕድመ ዘቁጸረ ሓደ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ አሎ፡፡

እዚ  ማሕበረሰብ  አብ ቕዋሙ ከምዘስፈሮ ዕላምኡ   ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን  ነጻ ሙኻኑ ዝሕብር እካ እንተኾነ አብ ተግባር ግና ካብ ቕዋሙ አዝዩ ርሒቁ ዩ ጸኒሑ፡፡ ብሰንኺ እዚ ድማ አባላቱ ብተደጋጋሚ  ቅድሚ ናጽነት ምስ ወኪል ህዝባዊግናባር  ነበር ድሓሪ ናጽነት  ድማ ምስ አምባሳደር ኤርትራ አብ ሽወደን ብፍላይ ምስ ጸጋይ ድንሽ ብተደጋጋሚ  ክጋራጮው  ጸኒሖም እዮም፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • teddy April 23, 2016

    wey gud nay behaki zegerm eyu

  • Efrem April 23, 2016

    Nay Amanuel Bariya guday ke abey Arefe?

  • SAVING YOUNG ERITREANS April 23, 2016

    ክቡር SS ካብ SWEDEN,

    መጀመርያ ኣነ ስመይ ምሕረቱ ሃብተ ጳውሎስ ዝተብሃልኩ ዓደይ ገሽናሽም ድምበዛን ፣ካብ ከንሻን ሓማሴንን ኣቦ ዝተወለድኩ እየ፣ ነዚ ትብሎ ዘለኻ ጉዳይ እናደገፍክዎ ግን ንስኻ ዝገለጽካዮ ንሓደ ጨንፈር ክኸውን ከሎ ኣነ ግን ነቲ ሕማም ሱር ከትሕዞ።ከምቲ ሓውናን ኣያናን ወዲ ተምነዎ ዝገለጾ እቲ ናይ ሓማሴንን ኣከለጉዛይን ካብ ጊዜ ገድሊ ሻዕብያ ዝነበረ እዩ።ፈሊኻ ንደቂ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ናይ ምህዳን ዝነበረ እውን የሕዝነኒን ኣንጻሩ እውን ተዛሪበ።እወ እዞም ንኣምላኽ ነምልኽ ኢና እናበሉ,.. ነቲ ትማሊ ኣብ DNA ናቶም እቲ ወገንነት ስለ ዝሰረጸ ዝፍጽምዎ ፓድረታት /Padre ናይ ኮቶሊኽ ደቂ ኣከለጉዛይ፣(ብሕልፊ ደቂ ጸንዓ ድግለ) እዚኦም ደቂ ኣውራጃይ እውን የንጸባርቕዎ ኣለዉ፣ናይዞም ደቂ ኣውራጃይ ሓማሴን ብጣዕሚ ዘጕሂ ድማ ወገንነት ጥራይ ዘይኮነስ ዘንጸባርቑ ዘለዉ ነቲ ንደቅና ዝሸይጥ ዘሎን ሕልና ዘይብሉ ነዋር ስርዓት ምድጋፎም ከም ከንሻን ሓማሴንን ኣጥቢቐ ይኹኑኖም፣እቶም ኣከለስ ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ኮይንዎም, እዞም ልቢ ኢሉ ሳምቡእ ዝወተፈሎም ደቂ ኣውራጃይ ግን ዝጠመየ ሓዎም ዘይሕግዙ ኣብ ጨካን መላኺ ወዲ ላሕምና ብዝብል ምስምስ ፣ስልጣን መንካዕ ከይሕዝኦ ዝብሃል ርካሽ ዘረባ ሰሚዔዮስ ብትብዓት እውን ተቛቝመዮ እየ።ወዲ ኣከለጉዛይ ንሱ ጸጊቡ ሓዉ ጠምዩ ኣይሓድርን እዩ፣ናይ ሕውነት ኣርኣያኦም ክንክተል ይግብኣና፣እቲ ጸገም ብዙሓት ነቲ ሃገራውነት ይኹን ሃይማኖት ኩሉ ብዓይኒ ወደያይን ወዲ ሳንዳይን ስለ ዝርእይዎ እዩ።ሕጂ ኣነ ኣምሲለ ነቶም ነውራማት ደቂ ሃይማኖተይን ኣውራጃይን ዝሕለቐሎም ዝመስሎ ሰብ ዘይፈልጠኒ ሰብ ጥራይ እዩ።
    ከባቢ ጸንዓ ድግለ እውን ምስ ቶርዓ ጸገም ስለ ዘለዎም ዝሓቖፍዎ ውድብ ሻዕብያ ንዓፋርን ንኩናማን ክሓርድ ከሎ ንኢሳያስ እንታይ ኢሎም ከም ዝተካላኸሉሉ ካብ ኤድመንተን ካናዳ ጀሚርና ንፈልጦ ናይ ሓለውቲ ዓዲ ብርጭቆ ብርእስና ዝሰበርና ተብዓት ኣለና።
    ብዙሓት ደቂ ዓደይ በደይ (ሰረወቶት)እውን ናይ ዘበን ኢኒ ኢኒ ፣ቀደም ኣከለ ኣብዑር ዘሚቶምና ኔሮም እዮም ፣ይንዕቁና እዮም ብዝብል ምስምስ ምስ መላኽን ሓራድን ባባ ኢሳያስ ዝድግፉ ኣለዉ።
    ንፉዓት መናእሰይ ኤርትራ ,
    እዚ ሕማም እዚ ናይ መጠን ፍልልይ ኣለዎ እምበር ሕማም ናይ ህዝበ ትግርኛ (ባሕረ ነጋሽ) እዩ።እቲ ናይ ሓማሴን ዘስሕቐኒ ግን ፣ንሕና ሓማሴን (ድምበዛን) ደቂ ንጉስ ሜሮንን ንጉስ ደምብያን ካብ ጎንደር ዝመበቆልና፣እቶም ከባቢ ኣስመራ 12 ኪሎመተር ራድዩስ ዝርከቡ ድማ ብ 19 ክፍለ ዘበን ካብ ትግራይ ዝመጹ ገና ናይ ጥሕሎ ረሰፒ/recepe ኣብ ንእዶም ተወቂጡ ዘሎ ሌላን ጉሌላን ከነውጽእ ኣይንኽእልን፣ዓባየ ካብ ማይቂነጣል ዓድዋ ቦቒላ ፣ሰብ ኣይ ኣሞይ ኣብ ገሽናሽም ካብ ኦሮሞ በቝሉ ደቁ ናብታ ዝሓሸት ሽፍታ ጀብሃ ዝሸፈቱ ኔሮም፣ኣብ ድምበዛን “ሓማሴን ካብ ኩሉ ኢትዮጵያ ዝነቐልና Legal immigrants ኢና፣” ስለዚ እቲ ሽፍትነት ብሱሩ ሕማም እዩ ኔሩ።ኣብ ጎቦ ከለዉ “ሓረጎት ኣባይ ስዒሩ ተስፋሃንስ በርሄ ተሳዒሩ ፣ሓማ ስዒራ ኣከለ ተሳዒራ” ዝብሉ ሸፋቱ መጥፋእትና እዮም።

    እዚ ወድሓንኩም
    ተባዕ ሓወቦኹም
    Saving Young ERitreans
    facebook, Adios Eritrea

    • Simon G. April 24, 2016

      SYE,
      With due respect, yours is worse than those who attended the meeting and screamed at each other. You have been saying same thing like this the last few years. What is your purpose? Divide and conquer?
      Well, it may work for some fools but this will not bear any fruit. It never work before and it won’t now. So, please stop it.
      Thank you!

  • Saving Young Eritreans April 24, 2016

    Simon,

    I know I should have stopped the criticism on Hamasien and Seraye and stopped there, unfortunately ,I wanted to teach the young people ,I am the kind of person that call evil ,evil and it does not matter who does it.And while the Akele Sandais and wedeyays did not deserve the massacre they sufferd ,it does not exclude them from regionalism ,actually with all due respect to the masses of Akele ,the ones that practice regionalism were/are the pioneers and see,m to be in their DNA..Please take it the issue within context ,I know you want ዕብጥ ዕብጥ ፣ንሕና ናይ ደረውህ ግራዝማቻት ስለ ዝኾንና ክት ኣይትበሉና ዓይነት approach,Due think by the author bringing this one sided “report” does good to any of the youth.

    With respect

  • Simon G. April 27, 2016

    SYE,
    I guess you have the HGDF’s book. The writer didn’t say anything which region those guys are from. How do you know they are from Hamasien? Are you one of those guys who got the copy of the infamous book that details who is from what region? It seems that way.
    Let me play your game for a moment: if it is on Akele’s DNA, doesn’t make the Serayes and Hamasien’s DNAs as well, since these people are from Chaluk/Faluk/Maluk’s family?
    Or let me try your grand theory, since you claim these highland people came from Ethiopia (you said it many times), doesn’t your DNA theory falls flatly? Your answer….

POST A COMMENT