Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣርእስተ ዜና ናይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ትራጀዲ ኮይኑ ኣብ ሕቕፊ ኣድሓኒኡ ህያው መሲሉ ዝርአ፣ ልቢ ሚልዮናት ህዝቢ ዝተንከፈ ሬሳ ህጻን፣ ኤርትራዊ ምዃኑ ንስድራቤቱ ብቐረባ ዝፈልጡ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም።

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣርእስተ ዜና ናይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ትራጀዲ ኮይኑ ኣብ ሕቕፊ ኣድሓኒኡ ህያው መሲሉ ዝርአ፣ ልቢ ሚልዮናት ህዝቢ ዝተንከፈ ሬሳ ህጻን፣ ኤርትራዊ

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣርእስተ ዜና ናይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ትራጀዲ ኮይኑ ኣብ ሕቕፊ ኣድሓኒኡ ህያው መሲሉ ዝርአ፣ ልቢ ሚልዮናት ህዝቢ ዝተንከፈ ሬሳ ህጻን፣ ኤርትራዊ ምዃኑ ንስድራቤቱ ብቐረባ ዝፈልጡ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም።

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እቲ ህጻን ምስ ኣዲኡን ኣቡን ሓንቲ ዓባይ ሓብቱን ኣብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ካብ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ከለዉ እዮም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ምጥሓል ኣጋጢሙዎም። እታ ኣደን ክልተ ደቃን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ናይ ምሕንባስ ክእለት ዝነበረ ኣቦ ስድራ ግን ድሒኑ ኣብ ከቢድ ሓዘን ከምዝርከብ ተፈሊጡ።

ኣብ ዝሓለፉ መደባትና ጠቒስናዮ ከምዝነበርና፣ እቲ ካብ ማእከላይ ተዘቝቑ ዝወጽአ ሬሳ ናይቲ ህጻን ኣርእስተ ዜና ኮይኑ ስምዒት ሚልዮናት ኳ እንተተንከፈ፣ እቲ ስድራቤታት ኤርትራ ከምዝበትተና ዝገብር ዘሎ፣ ቀንዲ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ተኣልዩ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክሳብ ዘይመጽአ፣ እዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ትራጀዲ ኣይከብቅዕን እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
12 COMMENTS
  • yonas June 14, 2016

    These all tragidies,left the country, kids under 18 of age by our sin who blame God please stop that because we should give our heart to God means praying and crying like Rahel what she did it in the Bible these time most of us not fasting,not going to church,not love each other even in the family,not respect each other,we are busy day and night to make money not spend at church like Sunday,not reading bible Eritreans let’s think about these is challenging time let us defend devil and by our religious Fathers time to praying,fasting,forgive each other with our brother’s and sister’s unless we are doing these is not going to be stop we should stop dancing,enjoy ourselves,love of money and others

POST A COMMENT