Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ መጸዋዕታ – ሽቱትጋርት ጀርመን

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 17.03.2012 ብመሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ህልዊ ኩነታት ህዝብን ደንበ ተቓውሞን ብዘርኢ ሰፊሕ መግለጺ ክውሃብ ስለ ዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ዜጋ ንኽሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት ኣኼባ ፤17.03.2012 ስዓት 15 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ Altes Feuer Wehrhaus  Süd Möringer

ኣገዳሲ መጸዋዕታ

ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 17.03.2012
ብመሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ህልዊ ኩነታት ህዝብን ደንበ ተቓውሞን
ብዘርኢ ሰፊሕ መግለጺ ክውሃብ ስለ ዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ዜጋ ንኽሳተፎ ብኽብሪ
ንዕድም።
ዕለት ኣኼባ ፤17.03.2012
ስዓት 15 ድሕሪ ቀትሪ
ቦታ Altes Feuer Wehrhaus  Süd
Möringer Str  56
Stuttgart     ሽቱትጋርት ጀርመን

ሓበሬታ፡
ብ U-Bahn  ቁ.1 ወይ ቁ 14 ወሲድኩም ኣብ Schreiber Str ትወርዱ።

ብድሓን ምጹ፤
ኣዳለውቲ ሰሚናር ጨንፈር ቁ 1 ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT