Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ሓበሬታ: ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንቨር- ኮሎራዶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንቨር- ኮሎራዶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ግንቦት (May) 21 2013፡ ካብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ ቀትሪ -- 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ናይ ካፒቶል (West steps of the Capitol) ኣንጻር`ቲ ኣብ ውሽጥን ኣብ

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንቨር- ኮሎራዶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ

ኣብ ግንቦት (May) 21 2013፡ ካብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ ቀትሪ — 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ናይ ካፒቶል (West steps of the Capitol) ኣንጻር`ቲ ኣብ ውሽጥን ኣብ ምድረ-በዳታት ሲናይን ዝወርድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ ክብሪ  ኤርትራውያን ዝምልከት ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር።

ግህሰት ሰብኣዊ ክብሪ፡

–    ኤርትራውያን ከም ኣቕሓ ይሽየጡን ይልወጡን ስለዘለዉ፣

–     ክቱር ግፍዒ፡ ስቓይ ዘስካሕክሕ ማህረምቲ ፡ ጨካን ግብረ-ስጋዊ ግህሰት- ይፍጸም ብምህላዉ፣

–    እዚ ሰብኣዊ ግህሰታት`ዚ ብዘይ ኣፍልጦን ተሓባበርነትን ጸጥታዊ ትካላት- ናይ ኤርትራ፡ ናይ ሱዳንን፡

ናይ  ግብጽን፡ ክትግበር ዘይሕሰብ`ዩ ካብ ዝብል ተረድኦ፣

እነካይዶ ዘለና ሰላማዊ ሰልፊ ንዓለምን ንከባቢናን ንምጽላውን ኣቕልቦ ንምስሓብን ዝዓለመ`ዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ፡ 1. እስጢፋኖስ ተስፊት (720) 628-7008

2. ጸጋይ ነጋሽ  (303) 847-9130

ክትድውሉ ትኽእሉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • wedi zibolo May 16, 2013

    Good job my brothers and sisters I will be there to tell the true to American people. What he doing the mad dog in our country to our people. Hey Colorado stand up let we be the voice of our citizens. Let we tell them we are exist to Hfdf mendef.

POST A COMMENT