Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ሓበሬታካብካስል

ኣገዳሲ  ሓበሬታካብካስል ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራዉያን መንእሰያት ኣባላት ፖለቲካዊ ዉድባትን፣ በርጌሳዉያን ማሕበራትን ከምኡ ውን ብሓፈሻ ጉዱሳት ኤርትራዉያንንዕለት 05.05.2012 ቐዳም 15:00 ድሕሪ ቀትሪ ሓዉና ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ„ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“: ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊናልኩም

ኣገዳሲ  ሓበሬታካብካስል

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራዉያን መንእሰያት ኣባላት ፖለቲካዊ ዉድባትን፣ በርጌሳዉያን ማሕበራትን ከምኡ ውን ብሓፈሻ ጉዱሳት

ኤርትራዉያንንዕለት 05.05.2012 ቐዳም 15:00 ድሕሪ ቀትሪ ሓዉና ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ„ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“: ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊናልኩም ኣለና::ዛዕባታት እቲ ኣኼባ:

1. ኩነታት ህዝብን ሃገርን

2. መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“ ምኻኑ ንሕብር.

ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣኼባ ኪሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም::

ኣኼባዝግበረሉቦታ

ኣብክለብቶጎሩባ

Gißberger Str.23 34117 Kassel

ኣለናብውሽጢ  ኣለናብደገ

ሞት ክናና ኒኢሳያስ

ብደሓን ምጹ!

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT