Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኤሮጳዊ ሕብረት ካብ 13-23 ጥቅምቲ ናይ ሓተትቲ ዑቕባ ኣሰር ኣጻብዕቲ ናይ ምምዝጋብ ዝተወሃሃደ ወፍሪ ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ።

ደረት ኣልቦ ዋሕዚ ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ ዘሰንበደን ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ካብ 13-23 ጥቅምቲ ዝተወሃሃደ ኣሰር ኣጻብዕቲ ናይ ስደተኛታት ናይ ምምዝጋብ ወፍሪ ወፍሪ ከካይዳ ምዃነን ተፈሊጡ። ኣብዚ ዓዲ ጥልያን ናይ 6 ወርሒ መሪሕነት ሕብረት ኤውሮጳ ሒዛትሉ ዘላ

ደረት ኣልቦ ዋሕዚ ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ ዘሰንበደን ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ካብ 13-23 ጥቅምቲ ዝተወሃሃደ ኣሰር ኣጻብዕቲ ናይ ስደተኛታት ናይ ምምዝጋብ ወፍሪ ወፍሪ ከካይዳ ምዃነን ተፈሊጡ።

ኣብዚ ዓዲ ጥልያን ናይ 6 ወርሒ መሪሕነት ሕብረት ኤውሮጳ ሒዛትሉ ዘላ ግዜ እዚ ስጉምቲ ‘ዚ ዝውሰደሉ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት ኣብዚ ዓመት’ዚ ክሳብ 100 ሽሕ ዝበጽሑ መንነቶም ዘይተፈልጠ ብማእከላይ ባሕሪ ዝሰገሩ ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ፋሕ ኢሎም ብምህላዎም እዩ።

ድሕሪ ትራጀዲ ላምፐዱዛ፣ ኣብ ህይወት ስደተኛታት ሸለልትነት ብምርኣየን ዝተነቕፋ ዓዲ ጥልያንን ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ነቲ ቅድሚኡ ጽኑዕ ዝነበረ ኣሰር ኣጻብዕቲ ናይ ምምዝጋብ መስርሕ ሸለል ብምባል ኣብ ድሕነት ስደተኛታት ኣድሂበን ከምዝጸንሓ ይፍለጥ።

 

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ሊንክ ‘ዚ ተወከሱ

Da Lampedusa a Mos Maiorum, dopo il Nobel mancato arriva il buio

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • bairu shiferaw October 12, 2014

    I guess they are worried about isis ,we eritreans are only fleeing persecution,please understand us.

  • wahazit amahazion October 13, 2014

    Italy alone can’t solve the problem,we have to solve our problem.

  • Embaye October 13, 2014

    The plight of migrants/refugees raises fundamental issues of humanity compassion and sympathy.
    Migrants/refugees are not a burden to the host countries. They are hard working people indeed. Time for sympathy.

  • Zeray October 14, 2014

    I wish the Europeans put their efforts dealing with the atrocities within Eritrea instead of chasing the victims.

  • Samuel October 14, 2014

    Eritrea and Eritreans problem is not going solve by fleeing the country. Eritreans should try mobilized any try to topple the Dictator.fleeing the country doe not solve our problem!

POST A COMMENT