Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኤርትራ ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋን ናህሪ ዋጋታትን ተኸሲቱ ምህላዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ባጤራ ናቕፋ ብሓድሽ ወረቐት ንምቕያር ኣዊጁሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ዋጋታት ሃለኽቲ ገሊኡ ብዕጽፊ ገሊኡ ድማ ብሓምሳ ካብ ሚእቲ ንሂሩ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ 2500 ናቕፋ ዝነበረ ዋጋ ኩንታል

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ባጤራ ናቕፋ ብሓድሽ ወረቐት ንምቕያር ኣዊጁሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ዋጋታት ሃለኽቲ ገሊኡ ብዕጽፊ ገሊኡ ድማ ብሓምሳ ካብ ሚእቲ ንሂሩ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ 2500 ናቕፋ ዝነበረ ዋጋ ኩንታል ፊኖ ዕጽፊ ብምውሳኽ 5 ሽሕ ናቕፋ ክዓርግ ከሎ፣ 40 ናቕፋ ዝነበረ ዋጋ ኪሎ ሽኮር ዕጽፊ ብምውሳኽ 80 ናቕፋ በጺሑ ‘ሎ። 5 ሊትሮ ዘይቲ ‘ውን ናብ 750 ናቕፋ ክብ ኢሉ ኣሎ።

ኣብ ከምዚ ኣመሰለ ናይ ዕግርግር ኩነታት ወነንቲ ኣብያተ ድኳናት ዋጋ ሃለኽቲ ባዕላቶም ይውስኑዎ ከምዘአዉ እቶም ምንጭታት የመልክቱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
14 COMMENTS
  • Hh November 16, 2015

    Hgdf rigole rekibu

  • Alemgena Taye November 16, 2015

    Assume that, One Naqfa is exchanged for one Ethiopian Birr. As of today, one Quintal of Finno is sold for 1500 birr, one killo of sugar is sold for 16 birr and 5 litters of cooking oil is sold for 116 birr. Yet, we Ethiopians are complaining that, life is becoming expensive in Ethiopia. Eritreans are by far suffering from hyper inflation. In addition to the difference in price, the value of Naqfa is decreasing at alarming rate. May god help you in overcoming this hard days.

  • koreri November 16, 2015

    ብቐደሙ ውን ወረቐት ኤርትራ ናቕፋ፤ አብ ጁባ ጀነራላት ኢሰያስን፣ ንሱን ጭራታቱን ዝፈቐዱሎም ሕጋውያን ነጋዶ ኢና በሀልቲን፣ አቶም ብግህዶ ካብ ደቖም ዝተጨዊዎም ወለድን ቤተሰብን አብ ማእከል አስመራ ናቕፋ ዝእክቡ ዝነበሩ ጨካናት ነጋዶ ኩሊት እዩ ዘሎን ዝነበረን። ምስኪናይ ንጹህ ኤርትራዊ እንታይ አለዎ እንታይስ ነይርዎ’ሞ ክከስር።
    አቶም ዝኸስሩ ዝተጠልሙን ንሳቶም እዮም አእሙሮ እንተሀልዩዎም እቲ ቃልሲ ይጀምርዎ ጥራይ ውጹዕን ደላይ ፍትሕን ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ክዛዝሞ እዩ። እታ እንኮ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ሐገዝ ዝረኽቡላ ግዜ ድማ ሕጂ እያ። ህዝቢ ኤርትራ ድአ ከምቲ ድሙ ዝበለቶ “ቀደም ብገልዒ ሎሚ ውን ብገልዒ” በለት፣ ጎይታኺ ተሸሞም ምስበልዋ። እቲ ንጹህ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ወረቐት ተቐየረ አይተቐየረ እንታይ እዩ ንዕኡ።

POST A COMMENT