Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንበገስ

ናብ ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ኤሪትራዊያን ኢንዲያናፖሊስን ከባቢአን ብቀዳምነት ንኩሉኩም ሰላም እንዳበልና ንዕለት 17 መጋቢት ብምክኒያት 8 መጋቢት አህገራዊ መዓልቲ ደቂ አንስትዮ ንምብዓል አብ ከተማና ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና አዳሊና ስለ ዘሎና  ኩሉኩም  ደላይቲ ፍቲሒ ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ  ብክብሪ

ናብ ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ኤሪትራዊያን

ኢንዲያናፖሊስን ከባቢአን

ብቀዳምነት ንኩሉኩም ሰላም እንዳበልና

ንዕለት 17 መጋቢት ብምክኒያት 8 መጋቢት አህገራዊ መዓልቲ ደቂ አንስትዮ ንምብዓል አብ ከተማና ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና አዳሊና ስለ ዘሎና  ኩሉኩም  ደላይቲ ፍቲሒ ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ  ብክብሪ ንዕድም ዝግበረሉ ቦታ 4863 W. 38th St. Indianapolis, IN. 46254. ዝጅመረሉ ሳዓት 6:00 PM.          ክከዉን እንከሎ ኣብዚ ጽምብል ባዓል እዚ ቃል መደረ ዘስሙዑና አባላት ባይቶ

1- ወ/ሮ ሂወት ገ/ሚካኤል አደ/መ/ ሽማግለ ደቂንስትዮን ሕጻናትን ምርምር (መጽናዕቲ) ኮሚቴ ብምክኒያት ባዓል 8 መጋቢት መደረ ከተቅርብ እያ።

2- ዶ. አፈወርቂ ፓዉሎስ አቦ/መ/ ባይቶ ሰሜን አሜሪካ ጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤን ዉጺኢቱን ብሰፊሑ መደሪኡ ከቅርብ ከምዝኮነ ክንሕብር ንፈቱ።

ብዳሓን ሙጹ                                                   አባላት ደገፍቲ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ

ኤሪትራዊያን ነባሮ ኢንዲያናፖሊኣ ኢንዲኣና

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Semhar March 9, 2012

    We should read and implement the advise of the founders of our revolution.

    1) Woldeab W/ Mariam: “God blessed this crown (Eritrea) for us,
    Woe to him who dares touch it.”

    2) Ibrahim Sultan. “ Stand united my dear folks.
    Unite and work together for Eritrea.”

    Death to the mad dog, the tyrant dictator and his followers!

  • M I March 9, 2012

    ክንደይ ግዜ’ሎ መዓልኩም።

    ንግሆ ንግሆ ንበገስ ጥራይ ካልእ ቁምነገር ዘይብሉ። ክንደይሳዕ ድዩ ምብጋስ።

    • HAKI YTAKEB March 11, 2012

      ANBESA!!!!!!!!!!..MI ….ZIGEBREO EU TEFIAWOM ZELO.YFTAHALA TRAY MIBAL EU.TAAKIBOM DO ISAYAS TRAY EYOM KIBLU.MIAKAB WAGA ANTELIWO YTAAKEBU NKOLO TITQO KINDEY ZEYTEAKBU WALA HANTI FRE GIN KEFRIYU AYRAANAN.

POST A COMMENT