Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም ወዲ መምህር ምትሕንፋጽ ህዝባዊ ሰራዊትን ደምሒትን ብምቅዋም ከምዝተኣስረ ምንጭታት ኣመልኪቶም።

ጠንቂ ማእሰርቲ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቐየደ ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)፣ ኢሳይያስ፣ እቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት ብረት ዝዓጠቑ ብ ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኤርትራውያን ምስ ኣሃዱታት ትግራዎት ተቓወምቲ (ደምሒት) ተሓናፊጾም ክንቀሳቐሱ

ጠንቂ ማእሰርቲ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቐየደ ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)፣ ኢሳይያስ፣ እቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት ብረት ዝዓጠቑ ብ ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኤርትራውያን ምስ ኣሃዱታት ትግራዎት ተቓወምቲ (ደምሒት) ተሓናፊጾም ክንቀሳቐሱ ንዘቕረቦ ሓሳብ ምቅዋሙ ምዃኑ  ምንጭታት ሓቢሮም።

ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር) ኣዛዚ ክፍለሰራዊት 525 (ኮማንዶ) ኣብ ዝነበረሉ እዋን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መሳርሒ መላኺ ኢሳይያስ ኮይኑ ኣብ ምቕንጻል ናይቶም መሰሎም ክሓቱ ናብ ኣስመራ እናተጓዓዙ ከለዉ ብጥይት ዝተረሸኑ ሓያለ ኣካለ ስንኩላን ኢድ ከምዘለዎ ዝውቀስ ኣዛዚ ሰራዊት እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
42 COMMENTS
  • wolde June 18, 2014

    HAQI MESILUKUM ENTEKOYNULOM NETI ELUL TSERE HZBI GENERAL HAQENGA NIMMSAL ZITEDALEWE DRAMA IYU MEASERTI AYKONEN AB ADEBABAY ENTEHANEQO KEMAN AYIEMENIN IYU EMO SHIMU AYTETEARARUYULU GEBENEGNA IYU 100%

  • qelchama June 18, 2014

    ህገደፍ አንተርፊ ካብ ዉሻጥኡ ኪኣስር አምበር
    ጸላኢ ካብ ደገ ኣይረኣናሉን ተጋደልቲ ከም ጽላአቲ
    ክአሰሩ ሕዝቢ ከም ጸላኢ መንቅሳቀሲ
    ክሕተት አዚ ድዩ ኔሩ ደበስ ሕዝብና

  • Yonas Ghebregzi ዮናስ ገብረእግዚ June 18, 2014

    ኪዲ በሊ! ኣንቆልቁሊ ህግደፍ!

  • Teclay June 18, 2014

    Assena

    You have been doing good job.Having said that ,with all respect, this news is 99,9% Wrong.

    • wintuy June 18, 2014

      Any reason why it is wrong?

    • asghedom June 19, 2014

      Teclay 0n why 99.9% wrong, the notice is not correct? if it wrong demonstrate it.
      it is wrong is not enough

  • sara gual eritra June 18, 2014

    ezi wedi memhr zbahal seb
    ABRAHAM AFWERKI ab dahlak kmewt kelo
    neyru zibahal zinebere DIYU?

  • ERITRAWIT June 18, 2014

    Bzaba Wedi memhr see b zeyegedes gedel yto. Etey Mthnfas zbelkumo men eu mo ksemo n Isaias. menkesakesey b Demhit tehate-tom do aykoneun yehwatna getemomom b dem jeganew zmeset hager!!!!!

  • MightyEmbasoyra June 18, 2014

    One down, how many more to go? Sweet!
    Those who now collaborating or idly watching are going to be next.

  • bravo June 18, 2014

    Emo xobuk gebero…..misar kiwohdo

  • special breed June 18, 2014

    ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም ወዲ መምህር ,

    ኣንታ ንፉዕ ጀነራል ፣
    ወያነ ብህዝባዊ ግንባር ተዓዲሙ፣ኣብ ኤርትራ ኣትዩ ኣብ ውግእ ሓድሕድ ኤርትራውያን ተዋጋእቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ በሽሓት ክቐትል ከሎ ዘይተቓወምካስ፣ሕጂ ደምሒት እንተትሓናፈጸ ኣቐንዝዩካ ን፧
    ህዝባዊ ግንባር ካብ ዝጥነስ ኣቢሲንያዊ እዩ ክብል ከለኹ እኮ ካብ መሬት ተላዒለ ወይ ሱቕ ኢለ ፍኑው ግምት ክህብ ኣይኮንኩን፣ብዙሕ መረጋገጺ ስለ ዘሎ እዩ።
    ግን መንእሰያት ከም ወለዶም ኣይሰምዑንን ኣለዉ። ኣነ ከም ኤርትራዊ ኴንና ድዩ ፣ዋላ ክልል ድምበዛን ንበይና ሃገር ጌራ፣ዋላ ዓዲ ድሙ ድሙ ተባሂልና ክንነብር ኣይጽግመንን፣ህዝበይ ብሓሳዊ ታሪኽ ሸፋጢ ኣቢሲንያዊ ኣጀንዳ ህዝባዊ ግንባር ን ብላሽ ከም ዝጠፍእ ዘሎ ስለ ዝር ኢ ዘለኹ እዩ።
    ድሓር ጀነራለይ ዝካላኸለልካ ስ ኢንካ ኣብዚ ዌብሳይት፣ኣበይ ድዩ ግራትካ ???
    ኣበይ ከም ዘይኮነ ግራትካ ግን ፈሊጠ

    ጥራይ ንጸበ – November 2015

  • special breed June 18, 2014

    By the way SPECIAL BREED IS UNCLE SYE ,I COULD NOT LOG IN USING FORMER CYBER NAME.

    Thank you

POST A COMMENT