Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሽሂድ ፎርቶ

ሽሂድ ፎርቶ ማሕሙድ ሳልሕ ሰኒ ትነብር ደቤራይ፡ ፎርቶ ለረሽመት ኣስመራ ማሌ ሓጥር ዐርጌካ፡ካዲብ ኣፍያትካ ሐድራ ወማሌ ውህር ፈግሬከ፡ ኢረምቃ ወኢአዳፈራ ወማሌ ኖራይ ወድቄካ፡ ኑር ወሳእየት በሸራ። በርቅ ወድቀዩ ፎርቶ፡ ኣምዕ’ላ ሸረፍ ወሓበን ሀጽፍ ሸበዩ ፎርቶ፡ ዝልም ወቀሀር’ግል ልድፈን መታዊ ዘብጠዩ ፎርቶ፡ ኣርደትና እግል

ሽሂድ ፎርቶ

ማሕሙድ ሳልሕ

ሰኒ ትነብር ደቤራይ፡ ፎርቶ ለረሽመት ኣስመራ

ማሌ ሓጥር ዐርጌካ፡ካዲብ ኣፍያትካ ሐድራ

ወማሌ ውህር ፈግሬከ፡ ኢረምቃ ወኢአዳፈራ

ወማሌ ኖራይ ወድቄካ፡ ኑር ወሳእየት በሸራ።

በርቅ ወድቀዩ ፎርቶ፡ ኣምዕ’ላ ሸረፍ ወሓበን

ሀጽፍ ሸበዩ ፎርቶ፡ ዝልም ወቀሀር’ግል ልድፈን

መታዊ ዘብጠዩ ፎርቶ፡ ኣርደትና እግል ለጥህር

ቃቀት ወድቀቶ ፎርቶ፡ ጽልመት እግል ትነውር።

ጃህራይ ፈግረዩ ፎርቶ፡ ፍትሕ ወሐቅ ኣዕለና

ኣመቱ እግል ትትዐተቅ፡ ወ’ግል ትማቅእ እገራ

ሻዕቡ እግል ልስኔ፡ ፋርስ ዲብ ሞት ትባደራ

ፎርቶ ፋርስ ፈግረዩ፡ ዐዱ ክላ ነወራ።

ወድ ዐሊ ወድ ሕጃይ፡ ፋርስ ሰኒ ኣምሴካ

ኣንቀጥቀጢን ገእካሁ፡ ለጃእር ከምሰል ሰምዔካ

ከንከኒት ገእካሁ፡ ረጅፋ ምንላ ስሜትካ

ኣርዐዳይ ገእካሁ፡ ሓጹር ፈርሀት ሰበርካ።

እግል ሺመት ኢዐረግካ፡ ፎርቶ ባልደሴራ

መስለሐት ኖስ ኢኮን፡ ሓዚ ስልጠት ወክብራ

ኣቤኮ ትቤ’ግል ዝልም፡ ህግድፍ ወላ ኣሽፋራ

ኣቤኮ ትቤ’ግል ምልክ፡ ሶትካ ዐጭሞም ሳጠራ።

ሐቅ ህሌት ኣምዕሉ፡ ዳይም ኢኮን በዐል ዝልም

ኣስሉብ ምን ቀያይር፡ ሽዐብ ዲማ ኢቀሽም

ኣምዕል ሀሌት’ግል ክሉ፡ ዝሉም ዛልም ፈ’ርዳ

ላብድ ቱ! ዮም ሀሌት፡ ጋን ወድ ዐሊ በ’ርዳ።

ሐቴ ዮም ሀሌት፡ ምን ቀደር እግል ንትባላሕ

ሐቴ ዮም ሀሌት፡ ጽሙእ ገሮብ እግል ልትረያሕ

ሐቴ ዮም ሀሌት፡ ላጽሕ እሱርና’ግል ልትፈታሕ

ወ ሐቴ ዮም ሀሌት፡ ለጽልመት ሐራስ’ግል ትጽባሕ።

ክእግል እሊቱ፡ ፋርስና ፎርቶ ለዐርገ

ወእግል እሊቱ፡ ሽሂድና ባቦም ለሀንደገ

ኣቤኮ፡ ክፋያ ቤላ፡ ክርኑ እንዴ ወቀላ

ኣልባብ ሻዕቡ ኣብረዳ፡ ወኣልባብ ጃእራም በህደላ።

 

ፋርስ ወራስ ዐዋቴ፡ እራደት ገቢል ረፍዐካ

ሰብ ሳሕል ወሰንሒት፡ ወሰብ ከበሳ ሓለውካ

ሰብ ባርካ ወሰምሀር፡ ወሰብ ደንከል ተለውካ

ጋንካ ልስከብ ሽሂድና፡ ዲብ ኣልባብና ሀሌካ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • eritreanmilitary movement January 23, 2014

    The eritrean military movement has a real evidence that the dictator isayas regime is preparing it self to arrest manjus along with his family.Isayas is consulting this case with a very secret way with yemane monkey.This is planned in order to avoid the human right case criminal case of human trafficking.
    Along with manus 18 military officers are also identified to be arreted.

  • ER ITRAWIT January 23, 2014

    eritrean movemenet,
    Stop this nonsense give us a break this people they will die with him they are right hand to the dictator!!!!!!!!!

  • Douglas January 23, 2014

    Hu Mahmmud,seni tibi halib site abshir tiem shier ,imbel mujamelet mewhub inta ka atelaliyu azema bizuh nisea minka dib ibil itfaneka wa hamdeye tibsehaka.

  • Michael Ghebre January 23, 2014

    Eritrea needs 100 heroes like wedi Ali, then the 2nd Eritrean Revolutuion which started 21st January 2013 will be completed. In other words, if the Eritrean Defence Force follow the foot step of wedi- Ali and withdrow their services to PFDJ; our beloved Nation would have been united with its people.

  • Kebiz January 24, 2014

    Mahmud,
    What a melodious poem and well deserving hero wod Ali must be smiling in heaven. Although I am not conversant on one of our sweetest languages in Eritrea, Tigre. want you to know I read it loud whole heartfelt. I wanted to praise this man of men for the ultimate price he paid for the whole nation. I want to to see the day where a statue is unveiled on the hill of Forto & it would Forto Ali Hija(not Forto Baldesara). Also can you get some vocalist to sing it.
    That will be wonderful because the song will make the poem immortal and will inspire generations to come. I will recite it again this weekend.

    • mahmud saleh January 24, 2014

      kebiz: trying to translate it; help on the way.

  • mahmud saleh January 24, 2014

    እዚኣ ናተይ ፈተነ እያ፡ ቅሩብ ንገለ ኣሕዋትን ኣሓትን እንተሓገዘ።ሽሂድ ፎርቶ
    ሽሂድ ፎርቶ= ስዉእ ፎርቶ
    ሰኒ ትነብር ደቤራይ፡ ፎርቶ ለረሽመት ኣስመራ ከመይ ትኸውን ፎርቶ ርእሲ/ጫፍ ኣስመራ
    ማሌ ሓጥር ዐርጌካ፡ካዲብ ኣፍያትካ ሐድራ ትማል ምዑት/ጀግና ደዪቡካ፡ ሰፊርዎ/ ገጥ ኣበሎ ኣፍደገኻ
    ወማሌ ውህር ፈግሬከ፡ ኢረምቃ ወኢአዳፈራ ትማል ኣርሓ ሓዂሩካ፡ ብዘይ ምሽክንክንን ልማናን
    ወማሌ ኖራይ ወድቄካ፡ ኑር ወሳእየት በሸራ። ትማል ብርሃን ገጽ ወዲቑካ፡ ኣበሲሩ ፋናን ተስፋን።
    በርቅ ወድቀዩ ፎርቶ፡ ኣምዕ’ላ ሸረፍ ወሓበን በርቂ ወደቆ ፎርቶ መዓልቲ ኩርዓትን ሓበንን
    ሀጽፍ ሸበዩ ፎርቶ፡ ዝልም ወቀሀር’ግል ልድፈን (ሾንበባ ዝናብ?) ወዲቝዎ ፎርቶ፡ ዓመጽን ጭኮናን ክደፍን
    መታዊ ዘብጠዩ ፎርቶ፡ ኣርደትና እግል ለጥህር (ህቦብላዊ ዝናብ?) ሃሪምዎ ፎርቶ፡ መሬትና ከንጽህ
    ቃቀት ወድቀቶ ፎርቶ፡ ጽልመት እግል ትነውር። በርቂ ወዲቑዎ ፎርቶ፡ ጸላም ክውልዕ/ክትርብዕ።
    ጃህራይ ፈግረዩ ፎርቶ፡ ፍትሕ ወሐቅ ኣዕለና ኮኾብ ጽባሕ ወጺእዎ ፎርቶ፡ ፍትሕን ሓቅን ነጊሩ
    ኣመቱ እግል ትትዐተቅ፡ ወ’ግል ትማቅእ እገራ ህዝቡ ክገላገል፡ ክወሳወስ ኣእጋሩ
    ሻዕቡ እግል ልስኔ፡ ፋርስ ዲብ ሞት ትባደራ ህዝቡ ክብልጽግ፡ ጅግና ናብ ሞት ተቀዳዲሙ
    ፎርቶ ፋርስ ፈግረዩ፡ ዐዱ ክላ ነወራ። ፎርቶ ፋርስ/ጅግና ሓኺሩዎ፡ ኮሊዕዋ ሃገሩ።
    ወድ ዐሊ ወድ ሕጃይ፡ ፋርስ ሰኒ ኣምሴካ ወዲ ዓሊ ወዲ ሕጃይ፡ ፋርስ ከመይ ኣምሲኻ
    ኣንቀጥቀጢን ገእካሁ፡ ለጃእር ከምሰል ሰምዔካ ምንቅጥቃጥ ኮይንካዮ፡ ዓመጸኛ ምስ ስምዓካ
    ከንከኒት ገእካሁ፡ ረጅፋ ምንላ ስሜትካ ምንግብጋብ ኮይንካዮ፡ ርዒዱ በታ ስምካ
    ኣርዐዳይ ገእካሁ፡ ሓጹር ፈርሀት ሰበርካ። ራዕዲ ኮይንካዮ፡ ሓጹር ፍርሒ ሴርካ።
    እግል ሺመት ኢዐረግካ፡ ፎርቶ ባልደሴራ ንሽመት ኣይደየብካዮን፡ ፎርቶ ባልደሴራ
    መስለሐት ኖስ ኢኮን፡ ሓዚ ስልጠት ወክብራ ንርእሰ-ጥቕሚ ኣይኮነን፡ ንስልጣንን ክብሩን/ራ
    ኣቤኮ ትቤ’ግል ዝልም፡ ህግድፍ ወላ ኣሽፋራ እምቢ ኢልካ ንዓመጽ፡ ህግድፍን (ደንብኡን)/ዒባኡ
    ኣቤኮ ትቤ’ግል ምልክ፡ ሶትካ ዐጭሞም ሳጠራ። እምቢ ኢልካ ንምልኪ፡ ድምጽኻ ዓጽሞም ሰቢሩ።
    ሐቅ ህሌት ኣምዕሉ፡ ዳይም ኢኮን በዐል ዝልም ሓቂ/ፍትሒ መዓልቱ’ለዎ ፡ ነባሪ ኣይኮነን ዓማጺ
    ኣስሉብ ምን ቀያይር፡ ሽዐብ ዲማ ኢቀሽም ሜላ እንተቀያየረ፡ ንሓዋሩ ኣይቅሸሽን ህዝቢ
    ኣምዕል ሀሌት’ግል ክሉ፡ ዝሉም ዛልም ፈ’ርዳ መዓልቲ’ላ ንኹሉ፡ ውጹዕ ንዓመጸኛ ዝፈርደላ
    ላብድ ቱ! ዮም ሀሌት፡ ጋን ወድ ዐሊ በ’ርዳ። ግድን’ዩ! መዓልቲ’ላ፡ መንፈስ ወዲ ዓሊ ዝበርደላ።
    ሐቴ ዮም ሀሌት፡ ምን ቀደር እግል ንትባላሕ መዓልቲ’ላ፡ ካብ ጭኮና ንላቀቀላ
    ሐቴ ዮም ሀሌት፡ ጽሙእ ገሮብ እግል ልትረያሕ መዓልቲ’ላ፡ ጽሙእ ሰውነት ዝረውየላ
    ሐቴ ዮም ሀሌት፡ ላጽሕ እሱርና’ግል ልትፈታሕ መዓልቲ’ላ፡ ንጹህ እሱርና ዝፍተሓላ
    ወ ሐቴ ዮም ሀሌት፡ ለጽልመት ሐራስ’ግል ትጽባሕ። መዓልቲ’ላ፡ እታ ሓራስ ጸልማት ትወግሓላ።
    ክእግል እሊቱ፡ ፋርስና ፎርቶ ለዐርገ ነዚ’ዩ፡ ፋርስና ፎርቶ ዝወጾ
    ወእግል እሊቱ፡ ሽሂድና ባቦም ለሀንደገ ነዚ’ዩ፡ ስዉእና ማዕጾኦም ዝዶጕደጎ
    ኣቤኮ፡ ክፋያ ቤላ፡ ክርኑ እንዴ ወቀላ እምቢ፡ ይኣክል ኢሉ፡ ብዓውታ ብዕሊ
    ኣልባብ ሻዕቡ ኣብረዳ፡ ወኣልባብ ጃእራም በህደላ። ልቢ ህዝቡ ኣተርዂሱ፡ ዘሪግዎ ልቢ’ቲ ዓማጺ።

    ፋርስ ወራስ ዐዋቴ፡ እራደት ገቢል ረፍዐካ ፋርስ/ጀግና ወራስ ዓዋተ፡ ዊንታ ህዝብኻ ኣልዒልካ
    ሰብ ሳሕል ወሰንሒት፡ ወሰብ ከበሳ ሓለውካ ሰብ ሳሕልን ሰንሒትን፡ ሰብ ከበሳን ደሪፎምልካ
    ሰብ ባርካ ወሰምሀር፡ ወሰብ ደንከል ተለውካ ሰብ ባርካን ሰምሃርን፡ ሰብ ደንከልን ስዒቦምካ
    ጋንካ ልስከብ ሽሂድና፡ ዲብ ኣልባብና ሀሌካ። ቕሰን ስዉእና፡ ኣብ ልብና/መንፈስና ኣለኻ።

  • halengi January 25, 2014

    wedi ali amlak rebi ikebelka mesheketi geiromka shtarakum tewedu eu

POST A COMMENT