Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስለምንታይ’ዩ ጀነራል ቢተወደድ ኣብራሃ ዘይሃደመ?

“ . . . እዚ ናባይ ዝበጽሐ ቀሊል ኢዩ፡ ዝሓለፈ ዘይኮንኩ ዝርኢ፡ ናይ መጻኢ’የ ዝርኢ፣ ህዝባዊ ቃልሲ ስለዝኾነ እዚ ዕሽር ካብቲ ነዊሕ መገዲ ጉዕዞና ንሓርነት ወዲ-ሰብ’ዩ፣          ሕጊ እንዳባሲ ብዘይብረት ኢዩ ህዝቢ

“ . . . እዚ ናባይ ዝበጽሐ ቀሊል ኢዩ፡ ዝሓለፈ ዘይኮንኩ ዝርኢ፡ ናይ መጻኢ’የ ዝርኢ፣ ህዝባዊ ቃልሲ ስለዝኾነ እዚ ዕሽር ካብቲ ነዊሕ መገዲ ጉዕዞና ንሓርነት ወዲ-ሰብ’ዩ፣          ሕጊ እንዳባሲ ብዘይብረት ኢዩ ህዝቢ ዝዳኒ ነይሩ፡ ካርሸሊ ኣይነበሮ ፖሊስ ኣይነበሮ፣ ሽፍታ እንተኾይኑ ንጹግ ኢዩ፡ ዓማጺ እንተኾይኑ ንጹግ ኢዩ፣  ህዝቢ ኤርትራ ኣይፈቱን ኢዩ ከምዚ፡ በዓል ሕጊ በዓል ፍትሒ ኢዩ፣  ማሕበራዊ ፍትሒ ከነንግስ ምውፋይ ከድልየና ኢዩ፡ ሃገር ኣሕሊፈ ኣይህብን ኢየ ኣነ!፣ …….

aseye.asena@gmail.com

Review overview
31 COMMENTS
  • USA AMERICA June 1, 2016

    Eid SHABIA newah.eya ente hade me bieznu wetita temsao

    • stefanos temolso June 1, 2016

      NEZOM KULATOM WARSAYAT DEA ZEYTEMXIOM????

      • k.tewolde June 2, 2016

        Good answer stefanos. Typical Hegdefite,this is the reason why Eritrea is the way it is,and the mediocre, moronic gang who cannot run a daycare center are dragging the country into fagnatura.

  • Ruth@yahoo.com June 1, 2016

    He is my Hero. He deserves statue in Dekemhare, Asmara, Mendefra, Keren, Massawa ….. in all Eritrean cities ….

    Ruth

  • stefanos temolso June 1, 2016

    ንቢተው ካብ መንደፈራ ኣትሒዘ ኣብ 1969 እፈልጦ። ሽዑ ግን ናይ ቀረባ ሌላ ኣይነበረናን ብማዕዶ እየ ዝርእዮ ነይረ። ብዕድመውን መንኣሰይ ይኸውንዩ ዝብል ገምጋም ኣሎኒ። ብዝኾነ ዳግማይ ኣብ ቃልሲ ድሕሪ መውጋእተይ ኣብ ጨንፈር መጐዓዝያ ምስ ተመደብኩ፡ ንሱውን ተወጊኡ ሓላፊ ጨንፈር መጕዓዝያ ኮይኑ ምስ መጽአ ድሕሪ ውድባዊ ጉባኤ ኣብ ማህሚመት ተራኺብና። ሓቂ ዘረባ ሽዑ’ውን ምስቲ ዝነበረ ግናይ ኣተሓሕዛ፡ ማለት ይትረፍ ምስ ትፈልጦ ሰብ ምስሓውካ’ውን ሰላም ዘየባህል ዘይተጻሕፈ ሕጊ ሻዕብያ “ቢተው’ንዲኻ” ኢለ ሰላም ክብሎ ኣይደፈርኩን። ቢተው ተንኰል ናይቶም ኣብ ጨንፈር መጐዓዝያ ዝነበርና ንኡስ ቡርጅዋ እናበሉ ቦታ ዝኸልኡና ዝነበሩ ጨጓር ዳንጋ ግዲ ኣስተውዒሉሉ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ብፍሉይ መልእኽቲ ናብ ቤትትምህርቲ ካድር ሰዲዱኒ። ንሱ ከም ዝሰደደኒ ብካልእ ኣጋጣሚ ድሒረ ፈሊጠ። ብዝኾነ ናብ ጠባያትን ትቦኣትን ቢተው ምስ እንመጽእ ኣብ ኵናት ምዑት ከም ዝነበረ፡ ኣብ ኣተሓሳስባ ምዕቡል ግን ምስኡ ዝሰርሑ ሰባት ስለ ዘይረኸበ ዓቕሙ ከምቲ ዝድለ ከበርክት ከም ዘይከኣለ እግንዘብ። ካብ ጨንፈር መጐዓዝያ ተቐዪሩ ናብ ቤትትምህርቲ ሰውራ ምስ መጽአ ኣብ ሓጺር ግዜ ህቡብነቱ ክብ ስለ ዝበለ፡ ኣይተ ኢሰያስ ዝኾነ ሰብ ህቡብ ክኸውን ስለ ዘይቅበሎ ካብኣ ብንቍስ ኣቢሉ ናብ ክ/ሰራዊት ሰብዓ ሰዲዱዎ። ቢትወ ግን ኣብ ዝኸዶ ቦታ ዓይንኻ ትደፈን ዝብሎ ሰብ ኣይነበረን። ድሕሪ ንዛጽነት ድማ ኣብ ዓሰብ ኮይኑ ንረብሓ ሃገር እናሰርሐ ከሎ ኢሰያስ ጸረ ሃገር ዝኾነ ነገራት ክእዝዞ ስለ ዝጀመረ ብጋህዲ፡ “ኣነ ኣብዚ ኣለኹ፡ እቲ ኣነ ዝፈልጦ ኣይፈለጥካዮን ስለ ዘለኻ ነዚ ትብሎ ዘለኻ ክትግብሮ ኣይክእልን እየ፡” ኢሉዎ። እዚ ንኢሰያስ ከም ዕልዋ መንግስቲ ስለ ዝኾነ ሕጂ ትመጽእ ኢሉዎ። ነስመራ ምስ መጽአ ንጽባሒቱ ብወዝቢ ኣብዚ ሕጂ ክፍሊ ካሪክለም ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዘሎ ድሕሪ ማእከላይ ቤትጽሕፈት ግምሩክ ዘሎ ህንጻ ተራኺብና ሰላም ተባሃሂልና። እቲ ኵሉ ኣንጻሩ ዝቐንዐ ምስጢር ድሒረ እየ ክሰምዖ። ብዝኾነ ቢተው ካብ ሬድዮ ማሪና ከይትወጽእ እዩ ተባሂሉ። ማሕዩር ማአት’ዩ። ንሱ ግን ንገለ መዓልታት ኣብኡ ምስ ጸንሐ ናብ ሓደ ስቱር እንዳ ቤተሰብ ከይዱ ንወዲኤፍረም እቲ ኣንጭዋ ክልተ ዓንዴልን ንዑቕበ ኣብርሃን ጸውዓለይ ኢሉዎ ንሃደ ስሙ ክዕቅቦ ዘለኒ ብጻይ። ንሳቶም ምስ ረኸቡዎ ድሕሪ ነዊህ ምምምይያጥ ቢተው ካብ ዝነበሮ ብምውጻእ ምስኣቶም ተመሊሱ። ኢሰያስ ግን ብቐጥታ ናብ ሸላ ከም ዘምርሕ ገይሩዎ። ኣብ ማእከላይ መርመራ ገበን ማለት ቼንትሮ ተኣሲሩ ከሎ ንበይኑ ኣብ ሰላ ተዓጽዩ ስለ ዝነበረ ክንርእዮ ዕድል ኣይነበረናን። ሓደ መዓልቲ ግን ንሽንቲ ከውጽኡዎ ከለዉ ርኢናዮ። ብዝኾነ ኣብ 1997 ካብ ማእሰርቲ ምስ ወጽአ ድምብርጽ ኣይበሎን። ኣይተመሻኸነን። ብዙሓት ክሃድም ኣለዎ ይብሉ ነይሮም። ቢተው ግን ነቲ ግፍዐኛ ስርዓት ብዓውታ ይቃወሞ ነይሩ። ኢሰያስ ግን ከልዝቦ ኢሉ ናይ ጀነራልነት መዓርግ ሂቡ ላንድክሩዘር ሸሊሙዎ ክብሃል ኣብ ማእሰርቲ ከለኹ ሰሚዐ። እቲ ኣዝዩ ዘጕሂ ግን ቢተው ዳግማይ ምእሳሩ ነይሩ። ንበዓል ቢተው ርኢኻ ሕጂ “መራሕቲ ውድብ ኢና’ባ፡ ምስ ጕጅለ ዓሰርተ ሓሙሽተ ኔርና’ባ፡ ናብ ሃገር ክንኣቱ ሓሲብናስ ህግደፍ ከሊኡና’ባ” ዝብሉ ካብ ተዋጋኢት ላም ዘየድሕኑ፡ ፖለቲካ ክትንትኑ ጥራይ ዝውዕሉ፡ ኣብ ክንዲ ተቓለስቲ ክምልምሉ ዝፍትኑ ንቃልሲ ንድሕሪት ዝመልሱ ገዳይም ተቓለስቲ ኢና ዝብሉ ክትርኢ ከለኻ መዓንጣ ከብድኻ ትሓርር። ቢተው ኣይርአ ኢልካ ትትክዝ። ብዝኾነ ንጅግና ሃው ቢተው ኣብ ዘሎዎ ቦታ ሰላምን ጥዕናን እምነየሉ። ሓደ መዓልቲ ብርሃን ዝርእየላ ህሞት ክትመጽእ ምዃና ድማ ርግጸኛ እየ።

    • Sol June 2, 2016

      ሓቂ ዘረባ ሽዑ’ውን ምስቲ ዝነበረ ግናይ ኣተሓሕዛ፡ ማለት ይትረፍ ምስ ትፈልጦ ሰብ ምስሓውካ’ውን ሰላም ዘየባህል ዘይተጻሕፈ ሕጊ ሻዕብያ “ቢተው’ንዲኻ” ኢለ ሰላም ክብሎ ኣይደፈርኩን።

      እቲ ዝገርም ህሰሓኤ ምስዚ ኹሉ ጅግንነቱ ካብዛ ዘይተጻሕፈ ሕጊ ሻዕብያ ከም ቑሪ ይፈርሕ ምንባሩ እዩ።

  • Fitsum June 1, 2016

    Bitew is a man of principle, committed his life for the Eritrean people, but we the Eritrean people failed to defend him. The truth will prevail and he will be remembering in the history of Eritrea. He sacrifaid his life for the cause of Eritrean independence. He also sacrifaid his life Eritreans to enjoy the freedom of justice, freedom of expression and democracy.

  • Mahta June 1, 2016

    The Great Eritrean Hero! God Bless you!

  • solomon June 1, 2016

    ዝኸበርካ ተቃላሳይ ሓዉ ጎደፋ ንዝቅረብካዮ ቀጻሊ ጽሑፉ ብዛዕባ ጅግና ቢተዉ ብስም ጅግንነቱ ንዓኻን ነቶም ሎሚ ዓይኒ ከንቁሑ ዝጂምሩ ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን ከመስግን እፈቱ።መልሲ ንኣርእስቲ ሕቶኻ ብዓቅመይ እንተ ፈተንኩ ትቃለሰሉ ዘለኻ ዉጹዕ ህዝብና ኢዩ ዝሕጎስ ዝብል እምነት ብምሕዳር ኢየ ።ሰለምንታይ ኢዩ ጀነራል ቢተወደድ ኣብራሃ ዘይሃደመ? ትብል ኣርእስቲ ምስ ኣንበብኩ ሕርር ኩምትር ኢየ ዝበልኩ።ምኽንያቱ ድማ ቢተዉ ኣብ ፈላማ ኣዋርሕ ማሕየርቱ 1992 ዝመጻና ደብዳቤ ወርቃዊ ቃላቱ ሎሚ ድሕሪ 24 ዓመት ንምድጋሙ ትብዓት ኣይረኽበሉን።
    “ናይ ሎሚ ቃልሰይ ኤርትራዊ ዜጋ ፍትሒ ጎዲሉዎ ኣሰረይ ናብ ማሕዩር ኢሰያስ ከይሰዕብ ኢዩ።” 1992
    ኻብ ዝሓለፈ ጌጋና ንምሃረሉ ድኣ እንበር ንደግሞ ከይንህሉ ንጠንቀቅ ኢሉ ምኽሪ ዝሃቦም መሳቱኡ ሎሚ ኣስሩ ሲዒቦም ኣለዉ።
    ምስ ቢተዉ 1998 ዓርቢ 13፡45 ተፈላሊና ንቀዳም ስዓት 12፡00 ምስ ኢደበዛ ኣሳሪኡ ወዲ ኤፍረም ኣብ ቤት ጽሕፈት ምክልኻል በለዛ ኣኼባ ኣሎኒ ከኸይድ ኢሉኒ ፡፡እንታይ ኣኬብኡ ቀዳም ምዓልቲ?ኩነታት መደብ ስራሕን ዕጥቀይን ከምኡ ‘ን ዶሞዘይን ክንዛራረብ ኢና በለኒበ።
    ናይ ሕጂ መደብካ እንታይ ኢዩ? ምስ ህዝበይ ዶብና ምሕላዉ ኣብዚ ተፈጢሩ ዞሎ ግጭት ድማ ኣብ ምፍታሕ እጃመይ ከበርክት ኢየ፤ምኽንያቱ ከም ትዝክሮ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ዝበርናሉ ግዜ ባድመ ብኸመይ ከምዝተዋህቡ ጽብቅ ጌረ ዝዘክሮ ጉዳይ ኢዩ።እቲ ዝዓበየ ጉዳይ ድማ ቁዋምና ኣዉሒስና ህዝብና ኣንቂሕናን ወዲብናን ክልተ ዓመት ተጸብየ ህዝባዊ መንግሰቲ ምትካል ኢዩ መደበይ ኢሉኒ ነይሩ። ሎሚ እዚ ደንበ ተቃዉሞ በጺሑዎ ዞሎ ደረጃ ንቢተዉ 1992 ኢዩ ተገሊጹሉ ነይሩ። ንስንበት ድሕሪ ቀትሪ ከንራኸብ ቆጸራ ጌርና ድማ ተፈላሊና። ሕጂ ከስምረሉ ደልየ ዘለኹ ቢተዉን ምህዳምን ግን ሰማይን መሬትን ኢዩ።
    ኩብር ብጻይ ኢሰትፋኖስ ተሞልሶ ሰላምን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን። እንቋዕ ካብ ማሕዩር ኢሰያስ ኣምላኽ ብሰላም ኣዉጽኣካ።ዝዉዓለን ይንገርካ ዝቀበረን የርድእካን ይብሉ እቶም ለባማት ወለድና እንበር ቢተዉ ይትረፍ ላንድኩርዘር ትዮታ ካብ ስርዓት ኢሰያስ ጻዕዳ ሳንቲም ናቅፋ እዉን ትኹን ኣይተቀበለን።ገዛ ምስ ተዋህበ ‘ን ከይገርመካ እታ ሰሙን እድሚ ምእሳሩ ዝደቀሰላስ ወረገ ኣብ ቸመንቶ ዝተነጽፈት ፍርናሽ ኢዩ ዘሕለፈን ዓራት ኮነ ታኒካ መስተይ ማይ ኣይሃብዎን።እንተ እቲ ማዕርግ ግን ቢተዉን ንስኻን ተቃሊስኩም ዘምጻእኩሞ እንበር ግፍዕኛ ኢሰያስ ዝሃበኩም ኣይኮነን።

    ዓወትን ራህዋን ንጭቁን ህዝቢ ኤርትራ፡ውድቀት ንዓማጺና ስርዓት ኢሰያስ!!

    • stefanos temolso June 2, 2016

      ክቡር ሓው ሰለሙን፡ ስለቲ ሓቀኛ መብርሂ የቐንየለይ። ከም ዝበልኩዎ ቢተው ካብ ማእሰርቲ ክወጽእ ከሎ ኣብ ቤትማእሰርቲ ስለ ዝነበርኩ እዚ ዝብለካ ወረ ህግደፋውያን ብመንገዲ 03 ዘውረዩዎ ክከውን ይኽእል እዩ። ብዝኾነ ንቃልዓለም ዘይኮነ፡ ኣብ ህይወተይ ከም ቢተው ዝውንኖ ትብዓት፡ ውርዝነት፡ ቁምነገር፡ ዕቱብነትን ጅግንነትን ዘሎዎ ሰብ ኣጋጢሙኒ ኣይፈልጥን። ወዲሰብ ልዕሊ ዝኾነ ነገር ኣኽቢሩ ዝጥምቶ ህይወቱ እዩ። ኣብ ህይወቱ መጺእካዮ ሩሑ ንኸድሕን ብዝወስዶ ስጕምቲውን ክትነቕፎ መልክዕ የብሉን። ቢተው ግን ንህይወቱ ትሕቲ ህዝቡን ሃገሩ ሰሪዑ ክትግምቶ ዘጸግም ታሪኽ ዝሰርሐን ዝሰርሕ ዘሎን ሰብ’ዩ። ሰባት ማንዴላ! ማንዴላ ይብሉ እዮም። ማንዴላ ግን ብንውሓት ግዜ ጥራይ እዩ ዝበልጾ ንቢተው። ምኽንያቱ፡ ማንዴላ ኣብ ንቡርን ሕጊ ዘሎዎን ቤትማእሰርቲ እዩ ነይሩ። ካልእ ይትረፍ ናይ ኦኣለም ጋዜጣታትን መራሕትን’ኳ ይዛረቡሉን ይጣበቑሉን ነይሮም። ቢተው ግን ህዝቡ’ውን ስለ ዘይተጣበቐሉ፡ “ዋእ! ካብዚ ንንየው ቃልሲ ምቕጻል ትርጕም የብሉን፡” እንተ ዝብል ነይሩ’ውን ቅቡል ምኾነ ነይሩ። በቲ ክምህ ዘይብል ሓቦኡ ግን ኣብ ኦኣዲ መንጐቲ ታሪካዊ መደረ ኣስሚዑ። ከምዚ ክገብር ዝኽእል ኤርትራዊ ከቶ ኣይተራእየን። ብዛዕባ ቢተው ታሪኽ ክጸሓፍ ከም ዘለዎ ፈሊጥና ካብ ሕጂ ዳም ዳም ክንብል ኣለና። ንሓው ቢተው ኣብ ዘለዎ ጥዕና፡ ቅሳነትን ሰላምን እምነየሉ።

  • Saba June 1, 2016

    Yes he was, he is he will remain our Hero! A real Hero!

  • AHMED SALEH !!! June 1, 2016

    It seems majority of EPLF fighters arrogantly gave loyalty to Issayas leadership . From the beginning when their comrades sentenced for
    years because they asked for their right and the killing of disabled
    veterans , we didn’t observe any reaction .
    Tegadalay Bitweded and others principled patriots also are victims of
    betrayal . For God sake it is a shame events that took place before 18 years had been suppressed from getting popular uproar . No wonder HGDF
    security maneuver as it pleased to lockup citizens indefinitely.
    What a shame for a society of heroes going down to zero .

  • gimbaru June 1, 2016

    eritrean hero, real hero

  • Genet-orginal June 1, 2016

    Betweded Abrha is an Eritrean hero. He gave up a good life for justice. He is a man of man. It is too bad his former colleagues are too coward and wimps to follow his action and speak up at the most important time. He will live for ever in our heart. His legacy is better than the cowards who are serving the killer of their own people. What a legacy they will have. They will be remembered for ever for their betrayal of our Martyrs and their families, the Eritrean people. We were in trouble, when an Eritrean like Betweded was taken away from us.
    God bless brother/father Betweded Abrha.

1 2 3

POST A COMMENT