Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰሚናር ኤርትራውያን ባይቶ ይኣክል ማእከላይ ምዕራብ ሕ/መ/ኣመሪካ – ኢንዲያናፖሊስ ኢንድያና ሕዳር 16-17, 2019

ገዛ ብዘይ ስእላዊ ካርታ (Blue Print) ከምዘይስራሕ፥ ጉዕዞ መገሻ (Journey) ብዘይ ኣፍልጦ እትኸደሉ መንገዲ፥ እትሓድረሉ ዓዲ፥ እትምሳሓሉን እትደረረሉን ቦታን፥ ዘድሊ ስንቅን ኣቐዲምካ ክሕሰበሉ ዘሎዎ ጉዳይ ስለዝኾነ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ከኣ ዕላምኡን ራኢኡን (Vision & Goals) ተግባራዊ

ገዛ ብዘይ ስእላዊ ካርታ (Blue Print) ከምዘይስራሕ፥ ጉዕዞ መገሻ (Journey) ብዘይ ኣፍልጦ እትኸደሉ መንገዲ፥ እትሓድረሉ ዓዲ፥ እትምሳሓሉን እትደረረሉን ቦታን፥ ዘድሊ ስንቅን ኣቐዲምካ ክሕሰበሉ ዘሎዎ ጉዳይ ስለዝኾነ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ከኣ ዕላምኡን ራኢኡን (Vision & Goals) ተግባራዊ ንክኸውን፡ ስእሊ ካርታ ናይ ቃልሲ (Roadmap) ንኹላትና እተዋስእን እትጥርንፍን ኣብ መንጎ ዲያስፖራን ዓድን ድልድል መሰጋገሪ (Bridge) ገይራ፡ ሃገር ካብ ሓደጋ፡ ህዝባ ከኣ ካብ ደልሃመት እተውጽእ ኩላትና ዓባይ መርከብ (Global People’s Congress & Leadership) ኣብ ምስራሕ ብዝቐልጠፈ ነታ ናይ ቃልሲ መርከብ ኣብ ማዕርፎኣ ንምብጻሕ ብቑዓት ቀልስትን ውፍያትን መራሕቲ ከምዘድልዩዋ ብምርዳእ፡ ንሕና ኣብ ማእከላይ ምዕራብ ሕ/መ/ኣመሪካ እንነብር ኤርትራውያን ሰብ ሕድርን፡ ሰብ ሕልናን፥ ሰብ ዕዳን ማለት ምእንቲ ህዝቦም ንዝሓለፉ ሰማእታት፡ ናይ ኤርትራ ሓርነት ውግኣት/ስንኩላትን ፖለቲካዊ እሱራትን ንከይንጠልም ቃል ንክንኣቱን ሓቢርና ክንሰርሕ ንምልዛብን ኢዩ። ብተወሳኺ በብዘሎናዮ ዞባታት ይኹን ክፍለ-ዓለም ከኣ ተመሳሳሊ መጋባእያታት ንክግበር ንክንጽውዕ ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT