Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰሚናር ስማዊ ሚኒስቴር ዑስማን ሳልሕ ኣብ ሎንዶን።

ስለምንታይ ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ ዘይብሉ? ስለምንታይ ንዘይተወሰነ ጊዜ ዝቕጽል ዘሎ? ከምኡ ድማ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ዘንቆልቁል? ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣልማማ ማእሰርቲ ዜጋታት ኢሉ ክሓትት ከሎ ተወሳኺ ብምባል ሓንቲ ኣደ’ውን ተመሳሳሊ ሓሳብን

ስለምንታይ ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ ዘይብሉ? ስለምንታይ ንዘይተወሰነ ጊዜ ዝቕጽል ዘሎ? ከምኡ ድማ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ዘንቆልቁል? ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣልማማ ማእሰርቲ ዜጋታት ኢሉ ክሓትት ከሎ ተወሳኺ ብምባል ሓንቲ ኣደ’ውን ተመሳሳሊ ሓሳብን ሕቶን ርእይቶን ብምቕራብ “ዘይውዳእ ኣገልግሎት ጥራይ መኣስ ኮይኑ ስለምንታይ ከ ዝእሰሩን ዝቕጽዑን? ንምዃኑ ትሓስብሎም ዶ? ካልእ ግቡእ ደሞዝ’ውን ስለ ዘይብሎም ወላ ንሕና እዞም ኣብ ወጻኢ ዘለና ዘይነዋጽኣሎም” ብምባል ካብ ርህሩህ ናይ ኣደነት ስምዒት ተበጊሳ ርኢቶኣ ኣቕሪባ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
36 COMMENTS
  • bieza July 22, 2013

    ትወጽእ ኣላ ‘ታ ሓቃ
    ካብ ናቱ ልሳን ካብ ናቱ ቋንቋ
    ተርኤና ኣላ እዛ ጊዜ ኣድሚቃ
    ከምትጸቦ ደላ እታ ምሾንቆቋ ።

    ህዝቢ ኣኪቦም ዓው ኢሎም ብሞግላሒ
    ትማሊ ውያነ ኢሎሞ ነቲ ደላይ ፍትሒ
    ሎሚ ክኣ ኤርትራዊ ናይ ኣመሪካ መሳርሒ
    ጽቡሕ ክኣ ዝብልዎ ክንሰምዕ ቀልጢፍኪ ውግሒ
    ሓሶት ኣይገድፎን እዮም ዎይጦታት ናይ ደምሒ ።

  • poor bekitai July 23, 2013

    Osmano , appointed by the so called president, who lost legitimacy and credibility to represent Saho simply by the name he has. ignorant of politics and diplomacy.i remember his boring lectures in Sawa. it is an insult to my people to be represented by such “Guahafat”

POST A COMMENT